Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

በዓል መዓልቲ ፀረ-ፆታዊ መጥቃዕቲ (ፃዕዳ ሪባን) ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብብርኪ ዓለም ንመበል 29 ግዘ ብኢትዮጵያ ድማ ንመበል 15 ግዘ ዝኽበር በዓል መዓልቲ ፀረ-ፆታዊ መጥቃዕቲ (ፃዕዳ ሪባን) ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ተኸቢሩ። ኣብቲ በዓል ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ፣ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ጊኒ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ትማሊ ምሸት ናብ ጊኒ ኣቲየን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ጊኒ ከተማ ኮናክሪ እንትበፅሓ ድማ ፕሬዚዳንት ጊኒ ኣልፋ ኮንዴ ኣቀባብላ ገይሮምለን፡፡ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ጊኒ ዘቕነዓ፥ ኣብ በዓል ሽመት…

ዓለም ለኸ ትካላት ወለንታታት ብሚኒስቴር ሰላም ምስ ዝመርሖ ጉጅለ ብምውዳድ ኣብ ኩዲ ምኽባር ሕጊ ዝተመዛበሉን ዝተጎድኡን ወገናት እናጣየሹ ይርከቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓለም ለኸ ትካላት ወለንታታት ብሚኒስቴር ሰላም ምስ ዝመርሖ ጉጅለ ብምውዳድ ኣብ ኩዲ ምኽባር ሕጊ ዝተመዛበሉን ዝተጎድኡን ወገናት እናጣየሹ ይርከቡ። እቶም ትካላት ኣብ ጎንደር፣ ደባርቕን ዳባትን ምስ ዝርከብ ብሚኒስቴር ሰላም ዝመርሖ ጉጅለ ብምውዳድ…

ኣብ ክልል ትግራይ ዝተወሰደ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ኣብ ዞባ መተከል ንኽድገም ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝተወሰደ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ዞባ መተከል ንኽድገም ተሓቲቱ። ኣባላት ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልፅግና፥ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂበን ኣብ ከተማ ሃዋሳ ተዛቲየን፡፡ እቲ ጁንታ ኣብ ዞባ…

ምቕያር ኖት ብር ሎሚ መዓልቲ ክዛዘም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምቕያር ሓዱሽ ኖት ብር ሎሚ መዓልቲ ክዛዘም ኢዩ። መንግስቲ 4 መስከረም 2013 ዓ.ም ነባር ኖታት ብር 10፣ 50ን 100 ዝትክኡ ሓደሽቲ ኖታትን ሓዱሽ ናይ 200 ኖት ብርን ዕላዊ ምግባሪ ይዝከር፡፡ ነዚ ስዒቡ ድማ ብነባር ኖት ብር…

ጆ ባይደን ኣብ መረፃ ኣሜሪካ ተዓዋቲ ምዃኖም ብኮሌጅ ኤሌክቶራል ተረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጆ ባይደን ኣብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ኣሜሪካ ተዓዋቲ ምዃኖም ብኮሌጅ ኤሌክቶራል ብምርጋጊፁ ብዕሊ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ብምዃን ተሸይሞም። እቶም ተወከልቲ ግዝኣታት፥ ባይደን ናብ ቤትመንግስቲ ዋይት ሃውስ ክኣትዉ ዘኽእሎም መረጋገፂ ዝረኽቡሉን ካብ ህዝቢ…

ብሚኒስትር ደቂ ኣንስቲዮን ህፃናትን ወይዘሮ ፊልሰን ዓብዱላሂ ዝተመርሐ ጉጅለ ናብ ጅግጅጋ ከተማ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ደቂ ኣንስቲዮን ህፃናትን ወይዘሮ ፊልሰን ዓብዱላሂ ዝተመርሐ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ዘካተተ ጉጅለ ናብ ጅግጅጋ ከተማ ኣቲዩ። እቲ ልኡኽ ኣምባሳደራት ኖርዌይ፣ ፊንላንድ፣ ኣየርላንድ፣ ጃፓን፣ ቱርክን ስዊድንን ዘካተተ ኢዩ፡፡…

ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ካብ ዘፈር መዓድን ልዕሊ 302 ሚሊየን ዶላር ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ካብ ዘፈር መዓድን ልዕሊ 302 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር መዓድንን ነዳዲን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር መዓድንን ነዳዲን ኢንጂነር ታከለ ኡማ፥ 4 ሺሕን 83 ኪሎ ግራም ወርቂ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ቀሪቡ 299 ሚሊየን…

ኮሚቴ ሚኒስትራት መተኣኻኸቢ እቶት ንሰራዊት ምክልኻል ኣብ ሕክምና ዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጎብኒዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ሚኒስትራት መተኣኻኸቢ እቶት ንሰራዊት ምክልኻል ኣብ ኮምፕሪሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ጦር ሃይሎች እናተሓከሙ ዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጎብኒዩ። ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ህልውና ሃገርን ጉድኣት ዝበፅሖም ኣባላት ሰራዊት…

ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ ምስ ዝርከቡ መናእሰይ ተወለድቲ ክልል ትግራይ ዘተ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምስ ዝርከቡ መናእሰይ ተወለድቲ ክልል ትግራይ ዘተ ከምዝካየድ ፕሬዚዳንት ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣክሊሉ ታደሰ ገሊፁ። ኣብ ውሽጢ ዝሓለፈ ሓደ ወርሒ ኣብ ክልል ትግራይ ስራሕቲ ምኽባር ሕጊ እናተሰርሐ ፀኒሑ ምዝዛሙ ዝዝከር ኢዩ፡፡ ነዚ…