ኣብ መላእ ትግራይ ካብ ዕለተ ሶኒ ጀሚሩ ኣብ ሕድሕድ ገዛ ዳህሳስ መኸተ ቫይረስኮሮና ክካየድ እዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዕለተ ሶኒ 5 ሚያዚያ 2012 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ መላእ ትግራይ ኣብ ሕድሕድ ገዛ ዳህሳስ ቫይረስ ኮሮና ከምዝካየድ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ሓላፊ እቲ ቢሮ ዶ/ር ሓጎስ ጎደፋይ ከምዝበልዎ፥ እቲ ዳህሳስ 23 ሽሕ በዓል ሞያ ዝሳተፋሉ…