Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

“ቢል ኤንድ ሚሊንዳ ጌትስ ፋውንዴሽን” 200 ሚሊየን ብር ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ለጊሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)“ቢል ኤንድ ሚሊንዳ ጌትስ ፋውንዴሽን” ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዘኽእል 200 ሚሊየን ብር ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከምዝለገሰ ምክትል ከንቲባ እታ ከተማ ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣፍሊጦም። እቲ ሓገዝ ገንዘብ ለበዳ ሕማም ኮቪድ 19 ንምክልኻል…

ኣብ ትግራይ ኣብ እዋን ሃይማኖታዊ በዓላት ንዝፍፀም ሕርዲ እንስሳ ዝኸውን መተግበሪ ትልሚ ዕላዊ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንኡስ ግብረ ሓይሊ ቁጠባ ህፁፅ ኣዋጅ ትግራይ ኣብ እዋን ሃይማኖታዊ በዓላት ንዝፍፀም ሕርዲ እንስሳ ዝኸውን መተግበሪ ትልሚ ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ፦ ጉዚ ስጋ (ቤት ሕርድታት ኣብ ዘይብሉ ኩነታት) ሀ/ ጉዚ ስጋ ኣብ ዝግበረሉ እዋን…

ቢሮ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ተምሃሮ ኣብ መንበሪኦም ኮይኖም ብቴሌቪዥን ንክመሃሩ ዘኽእል ምድላው ከምዝገበረ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተምሃሮ ኣብ መንበሪኦም ኮይኖም ብቴሌቪዥን ንክመሃሩ ዘኽእል ምድላው ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። ምኽትል ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ኣዲሱ ሻንቆ ንፋና ብሮድ ካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ እቲ ፈነወ ኣብ ቴሌቪዥን ኣፍሪ…

ኤርትራውያን ተቐማጦ መቐለ ኣብ መዓስከራት ንዝርከቡ ስደተኛታት ኤርትራ ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መቐለ ዝቕመጡ ኤርትራውያን ቅድሚ ሕደት ሰሙናት ኣብ መቐለ ብዘካየድዎ ኣኼባ ኣብ ዓለም ኣሻቓሊ ኮይኑ ዝርከብ ቫይረስኮሮና ብፍላይ ኣብ መዓስከራት ንዝርከቡ ስደተኛታት ዝያዳ ክሃሲ ከም ዝኽእል ተረዳዲኦም። ንሳቶም ብዓቕሞም ክገብርዎ ዝኽእሉ ነገር…

ኣብ ትግራይ ሰብ ሃፍቲ ንምክልኻል ቫይረስኮሮና ዝገብርዎ ገንዘባውን ንዋታውን ሓገዝ ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ሰብ ሃፍቲ ንምክልኻል ቫይረስኮሮና ዝገብርዎ ገንዘባውን ንዋታውን ሓገዝ ተጠናኺሩ ይቕፅል ከምዘሎ ተገሊፁ። በዓል ሃፍቲ ኣይተ ሃይለ ተ/ኪሮስ (ሃይለ ላምባ) ንመከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል ብር 6 ነጥቢ 2 ሚልየንን ንምምሕዳር ከተማ…

መንግስቲ ሕቡራት ኢሚሬትስ ዓረብ 15 ቶን ዝምዘን እታዎታት መከላኸሊ ኮቪድ-19 ንኢትዮጵያ ድጋፍ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ሕቡራት ኢሚሬትስ ዓረብ 15 ቶን ዝምዘን እታዎታት መከላኸሊ ኮቪድ-19 ንኢትዮጵያ ድጋፍ ገይራ። እቶም ብመልክዕ ሓገዝ ዝተልኣኹ እታዎታት፥ ክዳውንቲ መከላኸሊ ምንኽኻእን መሸፈኒ ኣፍን ኣፍጫን(ማስክ) ዘካተቱ  ከምኾኑ ቀዳማይ ሚኒስትር…

ኣብ ዓለም ቁፅሪ ብኮቪድ-19 ዝተለኸፉ ሰባት ልዕሊ 1 ሚሊየን 870 ሺሕን በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዓለም ቁፅሪ ብኮቪድ-19 ዝተለኸፉ ሰባት 1 ሚሊየን 870 ሺሕን 76 በፂሑ። ዩኒቨርሲቲ ጆንስ ሆፕኪንሰ ኣብ ዘውፀኦ ሓበሬታ 116 ሺህን 52 ሰባት ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሕለፉ እንትኾኑ፥ 441 ሺሕን 323 ሰባት ድማ ካብቲ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ብስልኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፔዮ ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ቫይረስ ኮሮና ምዕጋት ምቁፅፃርን ኣብ ዝከኣለሉ መገዲ ምዝታዮም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፆም ፅሒፎም።…

ልዕሊ ብር 16 ሚሊየን ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ መዓልቲታት ልዕሊ ብር 16 ሚሊየን ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። እቶም ዝተትሓዙ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ፥ ናይ ሓሶት ቁፅሪ ሰሌዳ ዝለጠፋ ሰስተ ተሸከርከርቲ፣ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና፣ ኣፋውስ፣ ፅሬቶም…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ከባቢታት ዕዳጋ ኣካላዊ ርሕቐት ምሕላው ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሬኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኮቪድ ንምክልኻል ዝወፅአ ኣዋጅ መሰረት ብምግባር ኣብ ከባቢታት ዕዳጋ ኣካላዊ ምርሕሓቕ ክኽበር ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቦም። እቶም ቀዳማይ ሚነሲትር ኣብ ማሕበራ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ ዕዳጋታት…