ቢዝነስ መንግስቲ ካብ ወፃኢ ኣብ ዘእትዎ ዘይቲ ብልዒ መስተኻኸሊ ዋጋ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ካብ ወፃኢ ኣብ ዘእትዎ ዘይቲ ብልዒ መስተኻኸሊ ዋጋ ምግባሩ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ እሸቴ ኣስፋው፥ እቲ ዘይቲ ብልዒ ቅድሚ ሕዚ ካብ ዝነበረሉ ዋጋ ኣብ ሓደ ሊትሮ ብር 4ን 30…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ሰብ ሞያታት ሕክምና ናብ ኢትዮጵያ ክትልእኽ ኢያ Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቻይና ኢትዮጵያ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ኣብ ትገብሮ ፃዕሪ ሓገዝ ዝገብሩ ሰብ ሞያታት ሕክምና ክትልእኽ ኢያ። ቻይና ካብ ኢትዮጵያ ብተወሳኺ ናብ ቡርኪናፋሶ እውን ሰብ ሞያታት ሕክምና ክትልእኽ ኢያ ተባሂሉ። እቶም ሰብ ሞያታት ሕክምና ልምዶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮም ካብ ዝህቦም ዓውዲታት ኣገልግሎት ካብ ፅባሕ ጀሚሩ መመሓየሺ ከምዝገብር ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ካብ ዝህቦም ዓውዲታት ኣገልግሎት ካብ ፅባሕ ጀሚሩ መመሓየሺ ከምዝገብር ኣፍሊጡ። ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ወይዘሪት ፍሬህይወት ታምሩ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ዜጋታት ምንቅስቓሶም ተገዲቡ ኣብ ገዝኦም ንኽፀንሑ ብምግባር ዝርገሐ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዶላንድ ትራምፕ ኣሜሪካ ንውድብ ጥዕና ዓለም ትገብሮ ዝነበረት ሓገዝ ንኽተቋርፅ ውሳነ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣሜሪካ ንውድብ ጥዕና ዓለም ትገብሮ ዝነበረት ሓገዝ ንኽተቋርፅ ትእዛዝ ምምሕልላፎም ኣፍሊጦም። እቶም ፕሬዚዳንት፥ ምስ ዝርገሐ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ተተሓሒዙ ውድብ ጥዕና ዓለም ሓለፍነቱ ብኣግባቡ ኣይተዋፀአን…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብባይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 3 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓት ምርመራ ላቦራቶሪ ካብ ዝተገበረሎም 431 ሰባት ብባይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ሰለስተ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ብቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ናብ 85 ክብ ክብል ክኢሉ…
ኮሮናቫይረስ ኮማንድ ፖስት መኸተ ቫይረስ ኮረና ክልል ትግራይ ኣብ ምቕራብ መሰረታዊ ሸቐጣትን ካልኦት ዓውዲታትን ዝተፈላለዩ ውሳነታት ወሲኑ Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮማንድ ፖስት መኸተ ኮረና ቫይረስ ክልል ትግራይ ኣብ ምቕራብ መሰረታዊ ሸቐጣት፣ ኣገልግሎት ሒዝካ ምኻድ (Takeaway)ን ምጥቃም መዐወኒ ሺሻ ንምኽልኻልን ዘኽእሉ ውሳነታት ወሲኑ ኣሎ። ኮማንድ ፖስት መኸተ ኮረና ቫይረስ ክልልና ኣብ ውሳነ ቑፅሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕዚ እውን ሸለልትነት ኣወጊድና ኩሎም ዝተነፀሩ መከላኸሊ ሜላታት ብምትግባር ቫይረስ ኮሮና ክንከላኸል ይግባእ – ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምትሕግጋዝን ሸለልትነት ብምውጋድን ኩሎም ዝተነፀሩ መከላኸሊ ሜላታት ኣብ ተግባር ብምውዓል ቫይረስ ኮሮና ክንከላኸልን ክንቆፃፀርን ከምዝግባእ ምክትል ርእሰ ምምሓዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ኣተሓሰሲቦም። ደብረፅዮን ገብረሚካኤል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ኣክሱም ልዕሊ 1 ነጥቢ 3 ሚልዮን ዝግመት ንምግብነት ዝውዕል እታወታት ኣወፍዩ Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣክሱም ድጋፍ ንዘድልዮም ወገናት ልዕሊ 1 ነጥቢ 3 ሚልዮን ዝግመት ንምግብነት ዝውዕል እታወታት ከም ዝሃበ ኣፍሊጡ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ኣብ ዝዉሰድ ዘሎ ስጉምቲ ቁጠባውን ማሕበራውን ቅልዉላዉ ከይፍጠር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮቪድ-19 ናይ ምክልኻል ስራሕ ብዝሓሸ ኩነታት ይፍፀም ከምዘሎ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኮቪድ-19 ንምክልኻልን ምቁፅፃርን ዓሊሙ ምስ ዝተጣየሸ ኮሚቴ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ፥ ኮቪድ-19 ናይ ምክልኻል ስራሕ ብዝሓሸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ተወሰኽቲ 8 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ተወሰኽቲ 8 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ከምዝበሎ፥ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 447 ሰባት ምርመራ ላባራቶሪ ተገይሩሎም። ካብዚኦም እቶም ሸሞንተ ብቫይረስኮሮና…