ትግርኛ ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ቋንቋታት ንምብራቕ ኣፍሪካ ዘገልግል ካልኣይ ቻናል ኦ.ቢ.ኤን ብብርኪ ፈተነ ፈነውኡ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሮድካስቲንግ ኔትዎርክ ኦሮሞ(ኦ.ቢ.ኤን) ትግርኛ ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ቋንቋታት ንምብራቕ ኣፍሪካ ዘገልግል ካልኣይ ቻናሉ ብብርኪ ፈተነ ፈነውኡ ጀሚሩ።
እቲ ቻናል “OBN Horn Of Africa” ዝብል ስያመ ዘለዎ እንትኸውን፥ ዕላምኡ ድማ ሃገራት…