ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም 114 በፂሑ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ተወሰኽቲ ሰለስተ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 745 ሰባት ምርመራ ላቦራቶሪ ከምዝተገበረሎም ዝሓበራ እተን ሚኒስትር፥ ካብዚኦም እቶም ሰለስተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮቪድ 19 ኣብ ልዕሊ ኢኮኖሚ ዘብፅሖ ዝኸፍአ ፀገም ንምክልኻል ዘኽእል ስጉምቲ ክውሰድ ኣለዎ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮቪድ 19 ኣብ ልዕሊ ኢኮኖሚ ዘብፅሖ ዝኸፍአ ፀገም ንምክልኻል ዘኽእል ኣድላዪ ስጉምቲ ክውሰድ ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ ከምዝፀሓፍዎ፥ ውሕስና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዘበነ ምህርቲ 2012/13 ዘገልግል ዕድጊት 14 ሚሊየን ቶን ዘመናዊ ዱኽዒ ከምዝተፈፀመ ሚኒስቴር ግብርና ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ግብርና ፌዴሪኢ ንዘበነ ምህርቲ 2012/13 ዘገልግል ዕድጊት 14 ሚሊየን ቶን ዘመናዊ ዱኽዒ ተፈፂሙ ናብ ዓዲ ውሽጢ ይኣቲ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ወይዘሮ ኣይናለም ንጉሴ፥ ካብቲ ዝተዓደገ ዘመናዊ ዱኽዒ እቲ 9…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝበ ሙስሊም ፆመ ሮሞዳን ብፍሉይ ፀሎትን ሓሊዮትን ከሕልፎ ከምዝግባእ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጅ ዑመር ኢድሪስ ፃውዒት ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህዝበ ሙስሊም ፆመ ሮሞዳን ብፍሉይ ፀሎትን ሓሊዮትን ከሕልፎ ከምዝግባእ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጅ ዑመር ኢድሪስ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጅ ዑመር ኢድሪስ ፆመ ሮሞዳን ኣመልኪቶም ሎሚ መዓልቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ትራምፕ ናብ ኣሜሪካ ዝግበር ኹሉ ዓይነት ስደት ከምዝእግዱ ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብዚ እዋን ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ናብ ኣሜሪካ ዝግበር ዝኾነ ዓይነት ስደት ከምዝእግዱ ኣፍሊጦም። እቲ እገዳ ወፃእተኛታት ናብታ ሃገር ኣትዮም ምንባርን ምስራሕን ዝኽልክል ከምዝኾነ እውን ተሓቢሩ። ምኽንያቱ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ትግራይ ንኣሽሓት ዓመታት ስልጣነታት ዝሃነፀ ህዝቢ እዩ – ፎረም ውድባትን ማሕበራትን ትግራይ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፎረም ውድባትን ማሕበራትን ትግራይ ንህልውናን ድሕንነትን ህዝቢ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት መግለፂ ቅዋም ዘርጊሑ። እቲ ፎሮም ኣብ ዝዘርገሖ መግለፂ፥ ህዝቢ ትግራይ ንኣሽሓት ዓመታት ስልጣነታት ዝሃነፀ ህዝቢ እዩ ኢሉ።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ጣልያን ብቫይረስኮሮና ተታሒዞም ዝነበሩ በዝሒ ሰባት ብምንካዩ ተስፋ ፈጢሩ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ጣልያን ብቫይረስኮሮና ተታሒዞም ኣብ ሕክምና ዘለዉን ኣብ ገዝኦም ኣብ ምሕዋይ ዝርከቡን ሰባት ብዝሖም ከምዝነከየ ተገሊፁ። እቲ ለበዳ ካብ ዝጅምር ኣትሒዙ ካብቲ ዝነበሮ ክንክይ እንተሎ ንፈለማ እዋን ምዃኑ ድማ ተሓቢሩ። ትማሊ ሰኑይ በቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ተመሓላሊፎም ኣብ ልዕሊ ዝተረኸቡ 268 ኣሽከርከርቲ ስጉምቲ ተወሲዱ Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ተመሓላሊፎም ኣብ ልዕሊ ዝተረኸቡ 268 ኣሽከርከርቲ ስጉምቲ ከምዝወሰደ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ዲቪዥን መዕበዪ ግንዛበ ህዝቢ ምክትል ኢንስፔክተር ሰሎሞን አዳነ፥ 195 ኣሽከርከርቲ ትርፊ ሰብ ብምስፋር፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣካላዊ ርሕቐት ብምሕላው ሓገዝ ንዘድልዮም ወገናት ምሕጋዝ ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካላዊ ርሕቐት ብምሕላው ሓገዝ ንዘድልዮም ወገናት ምሕጋዝ ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም፥ ኣካላዊ ርሕቐት ብምሕላው መንፈስ ምልጋስን ህንፀት ማሕበረሳባዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርት ሰራሕተኛታት ፐብሊክ ሰርቪስ ምምሕያሽ ምውፋር ሰዓት ገይሩ Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርት ሰራሕተኛታት ፐብሊክ ሰርቪስ ምምሕያሽ ምውፋር ሰዓት ምግባሩ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ከምዝገለፆ፥ መንግስቲ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ኣብ ሰራሕተኛታት ፐብሊክ ሰርቪስ ፌዴራልን ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ…