Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ኣብ ተፋሰስ ኦጋዴን ዝለምዐ ጋዝ ተፈጥሮ ናብ ዕዳጋ ንምቕራብ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መዓድንን ነዳዲን ኣብ ክልል ሶማሌ ተፋሰስ ኦጋዴን ዝለምዐ ጋዝ ተፈጥሮ ናብ ዕዳጋ ንምቕራብ ዘኽእል ስምምዕነት ንግዲ ተፈራሪሙ። ኣብ ከባቢ ኦጋዴን ሸሞንተ ትሪሊየን ጫማ ዝግመት ጋዝ ተፈጥሮ መጠኑ እናተፈለየ ዝርከብ ክዙን ናይ ነዳዲ ፈሳሲ…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝግበር ፍተሻ ገዘ ንገዛ ልዕሊ 3 ሚሊየን ገዛውቲ ተባፂሑ – ዶ/ር ሊያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብብርኪ ሃገር ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝተገበረ ፍተሻ ገዘ ንገዛ ልዕሊ ሰለስተ ሚሊየን ገዛውቲ ከምዝተባፅሐ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ከምዝገለፀኦ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ፍተሻ ዝርገሐ…

ኣብ ደሴ ምርመራ ቫይረስ ኮሮና ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ ደሴ ምርመራ ቫይረስ ኮሮና ተጀሚሩ። ሎሚ መዓልቲ ግልጋሎት ምሃብ ዝጀመረ እቲ መመርመሪ መሳርሒ፥ ኣብ መዓልቲ ብማእኸላይ 300 ሰባት ክምርምር ከምዝኽእል ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ክልል ኣምሓራ ጨንፈር ደሴ ኣፍሊጡ። ዋና…

ኣብ ሞንጎ ሚኒስቴር ጥዕናን መዳርግቲ ኣካላትን ሕማም ዓሶ ንምቁፅፃርን ንምጥፋእን ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሞንጎ ሚኒስቴር ጥዕናን መዳርግቲ ኣካላትን ሕማም ዓሶ ንምቁፅፃርን ንምጥፋእን ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ ኢዮም ፈሪሞምዎ። ሕማም ዓሶ ናይ ምውጋድ ተግባር ኣብ መላእ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ስዊድን መዘነኦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ስዊድን ስቴፈን ሎቫን ተዛቲዮም። ኮቪድ-19 ንምክልኻል ብሃገርን ብብርኪ ቐጠናን ዝግበሩ ፃዕሪታት ኣድሂቦም ከምዝተዛተዩ ዶክተር ኣቢይ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ፅሒፎም።…

ኣብ ሸቀጣት ወሰኽ ዋጋ ንዝገበሩ ነጋዶ ምምሕዳራዊ ስጉምቲ ከምዝወሰደ ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንዳስትርን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ሸቀጣት ወሰኽ ዋጋ ንዝገበሩ ነጋዶ ምምሕዳራዊ ስጉምቲ ከምዝወሰደ ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንዳስትርን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ክሳብ ሕዚ ድማ ልዕሊ ሓደ ሽሕን ሓደ ሚእትን ትካላት ንግዲ ከምዝተዓሸጉ ምክትል ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብዚ ዓመት ዝትከሉ ፈልሲታት ዝርከቡሉ ብርኪ ዑደት ኣካይዶም

አዲስ አበባ ፣ ሚያዚያ 16 ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብዚ ዓመት ዝትከሉ ፈልሲታት ዝርከቡሉ ብርኪ ዑደት ኣካይዶም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ብምዃን፥ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከባቢ ሶደሬ ተረኺቦም ኢዮም…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፈ ተወሳኺ ሓደ ሰብ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ካብ ውሽጢ ዝተገበረሎም ሰባት በቲ ቫይረስ ዝተለኸፈ ሓደ ተወሳኺ ሰብ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብሓፈሻ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ናብ 117 ክብ ክብል ከምዝኸኣለ ግዜኢ…

ኮማንድ ፖስት ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ኣብ ዝተወሰኑ ትካላት ንግዲ ተነቢሩ ዝነበረ እገዳ ከምዘልዓለ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚቴ ኮማንድ ፖስታ ድንጋገ ህፁፅ እዋን ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ኣብ ዝተወሰኑ ትካላት ንግዲ ተነቢሩ ዝነበረ እገዳ ክለዓል ከም ዝወሰነ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል ገሊፆም። እቶም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር…

ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፈ ሰብ ኣይተረኸበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 965 ሰባት ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፈ ሰብ ከምዘይተረኸበ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፥ በቲ ዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፈ ሰብ…