Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኢሳያስ አፈወርቂ ብምዃን ኣብ ጣቢያ መራብሒ ፈልሲ ፍረምረን ኣትክልቲን ፍሎራ ቬጅ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ አፈወርቂ ብምዃን ኣብ ከተማ ባቱ ዝርከብ ጣቢያ መራብሒ ፈልሲ ፍረምረን ኣትክልቲን ፍሎራ ቬጅ ዑደት ኣካይዶም። ፍሎራ ቬጅ፥ ብዓመት 20 ሚሊየን ፈልሲታት ፍርምረን…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም 140 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ቫይረስ ኮሮና ካብ ዝተገበረሎም 1 ሺሕን 758 ሰባት በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ሓሙሽተ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ውልቀ ሰባት እቶም…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኢሳያስ አፈወርቂ ብምዃን ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ መቂ-ዝዋይ መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ አፈወርቂ ብምዃን ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ መቂ-ዝዋይ መሪቖም። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ነበር ቀዳማይ…

ኣብ ዞባ ጎፋ 4 ሰባት ብጋሻ ውሕጅ ተወሲዶም ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ጎፋ ትማሊ ብዝወቕዐ ሓያል ዝናብ ኣርባዕተ ሰባት ብጋሻ ውሕጅ ተወሲዶም ህይወቶም ሓሊፉ። ኣተሓባባሪ ሓጋዚ ከይዲ ስራሕ ኢንተለጀንስ ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ወረዳ ገዜ ጎፋ ሳጅን ኣስናቀ ንግዜኢ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ሓደጋ…

ካብ ደረጃ ንታሕቲ ዝኾኑ ፍርያታት ናብ ውሽጢ ሃገር ከየኣትዉ ተኣጊዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ደረጃ ንታሕቲ ዝኾኑ ልዕሊ 2 ሺሕን 500 ሜትሪክ ቶን ፍርያታት ናብ ውሽጢ ሃገር ከየኣትዉ ከምዝተኣገዱ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮ ከምዝገለፆ፥ ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ኣገዳዲ ደረጃ ዝወፅአሎም ኣተውቲ…

መሳሒ ኲናት ዘለዎ ዝኾነ ይኹን ትካል ወይ እውን ውልቀ ሰብ ናይ ምምዝጋብ ግቡእ ኣለዎ – ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መሳሒ ኲናት ዘለዎ ዝኾነ ይኹን ትካል ወይ እውን ውልቀ ሰብ ኣብ ዝቕፅሉ ክልተ ዓማውቲ ናይ ምምዝጋብ ግቡእ ከምዘለዎለዎ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ኣፍሊጡ። መሳርሒታት ኲናት ናይ መሓዝ፣ ምግዛእን ምሻጥን ስርዓት ብአፍልጦ መንግስቲ ጥራሕ ንኽኸውን…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ክልተ ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ቫይረስ ኮሮና ካብ ዝተገበረሎም 1 ሺሕን 560 ሰባት ክልተ ሰባት በቲ ቫይረስ ከምዝተለኸፉ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ውልቀ ሰባት ኢትዮጵያዊያን እንትኾኑ፥ ናይ…

ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ አፈወርቂ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ አፈወርቂ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። ፕሬዚዳንት ኢሳያስ ኣብ ፃንሒቶም፥ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልተኣዊ ርክባት ኢትዮጵያን ኤርትራን…

2 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ዘይሕጋዊ መሸፈኒ ገፅን መድሓኒታትን ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ 2 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ዘይሕጋዊ መሸፈኒ ገፅ(ማስክ)ን ካልኦት መድሓኒታት “ስንፈተ ወሲብ”ን ተታሒዞም። በዓል መዚ ቁፅፅር ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ምስ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ብሓባር ብምዃን ነቶም ዘይሕጋዊ…

ኣፍሪና ራይድ ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ኣገልግሎት መጓዓዝያ ኣብ ከተማ መቐለ ክጀምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣፍሪና ራይድ ዝተብሃለ ትካል ኣገልግሎት መጓዓዝያ ኣብ ከተማ መቐለ ንምጅማር ምድላዋቱ ከም ዝወገነ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ቅድሚ ሐዚ ኣብ ታክስን ካልኦት መጓዓዝያን ኣብ ተሳፈርቲ ይበፅሕ ንዝነበረ ፀገማት ንምፍታሕ ዝሕግዝ ስራሕቲ ከምዝሰርሕ ገሊፁ።…