ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝሞቱ ሰባት ቁፅሮም 4 በፂሑ Gebremariam Weldegerima May 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 1 ሺሕን 47 ሰባት ምርመራ ላቦራቶሪ ከምዝተገበረሎም ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ምርመራ ካብ ዝተገበረሎም እቶም ሓሙሽተ ብቫይረስ ኮሮና ምልካፎም ከምዝተረጋገፀ ድማ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምቁፅፃር ዝውዕል 3 ትሪልየን ዶላር ከምእትልቃሕ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)አዳሜሪካ ዝርገሐ ለበዳ ቫይረስኮሮና ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ብምኽንያት እቲ ሕማም ዘጋጠማ ፅዕንቶ ኢኮኖሚ ንምምካትን ዝዓለመ 3 ትሪልየን ዶላር ክትልቃሕ እያ ተባሂሉ። እዚ መጠን ልቓሕ ኣብ ታሪኽ እታ ሃገር ናይ መጀመርታ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መረፃ ብዝምልከት ኣብ ዝተገለፁ ሰለስተ ዓንቀፃት ትርጉም ሕገ መንግስቲ ንክወሃብ ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima May 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼብኡ፥ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕጊ፣ ፍትሒን ዴሞክራሲን መረፃ ብዝምልከት ኣብ ዝተገለፁ ሰለስተ ዓንቀፃት ትርጉም ሕገ መንግስቲ ንክወሃብ ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ኣፅዲቑ። እቲ…
ኮሮናቫይረስ ታሪኽ ጉዕዞ ወፃኢ ዘይብሎም ብቫይረስ ኮሮና ዝልከፉ ሰባት ቁፅሮም እናወሰኸ ምምፅኡ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ታሪኽ ጉዕዞ ወፃኢ ዘይብሎም ብቫይረስ ኮሮና ዝልከፉ ሰባት ቁፅሮም እናወሰኸ ምምፅኡ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ተገሊፀን። እተን ሚኒስትር ንግዜኢ ከምዝገለፀኦ፥ ናይ ወፃኢ ጉዕዞ ታሪኽ ዘይብሎምን በቲ ሕማም ምስ ዝተለኸፈ ሰብ ንኽክእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንመከላኸሊ ቫይረስ ኮረና ዝዉዕል ልዕሊ ብር 53 ሚልዮን ቐረባት ወፃኢ ከም ዝተገበረ ንኡስ ኮሚቴ ቴክኒካል ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima May 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመከላኸሊ ቫይረስ ኮረና ዝዉዕል ልዕሊ ብር 53 ሚልዮን ቐረባት ወፃኢ ከም ዝተገበረ ንኡስ ኮሚቴ ቴክኒካል ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቶም ቐረባት ካብ መንግስትን ሰብ ውልቀ ሃፍትን ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ ካብዚ ድማ እቲ 30 ሚልዮን ቀረባት ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መዋስንቲ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ጥቡቅ ክትትል ቫይረስ ኮሮና ይካይድ ኣሎ – ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ምብራቕ Gebremariam Weldegerima May 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መዋስንቲ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ጥቡቅ ክትትልን ምክልኻልን ቫይረስ ኮሮና እናተኻየደ ምዃኑ ቤት ፅሕፈት ፀጥታን ምምሕዳርን ዞባ ደቡብ ምብራቕ ክልል ትግራይ ገሊፁ። ኦቦ ገረብ ኣይተ ደረጀ ገብረሚካኤል ኮሮና ቫይረስ ናብ ሃገርና ካብ ዝኣቱ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ጣሊያን ክልከላታት ዘፍኮሰት እንትትከውን ኣብ ጀርመን ድማ ህፃናት ናብ ቤት ትምህርቲ ይምለሱ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima May 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣሊያን ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ኣንቢራቶ ዝነበረት ጥቡቕ ክልከላ ምፍኳስ ጀሚራ። እታ ሃገር ንኽልተ ኣዋርሕ ዝኣክል ዝኾነ ይኹን ምንቅስቓስ ኣጊዳ ምፅናሓ ይፍለጥ። ሕዚ ድማ እቲ ክልከላ ብምፍኳስ ፈላሚት ኣውሮፓዊት ሃገር ኮይና ኣላ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ትልሚ 9 ኣዋርሕ ንተፀዋዕቲ ትካላት ኣቕሪቡ Gebremariam Weldegerima May 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴሪኢ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ትልሚ 9 ኣዋርሕ ንተፀዋዕቲ ትካላትን ሓለፍቲ ምድብ ቤት ፅሕፈታትን ኣቕሪቡ። ኣብዚ ሕዚ እዋን ዝግበር ርብርብ ብቐንዱ ኣብ ምክልኻል ኮቪድ19 ዘተኮረ ይኹን እምበር፥ ሓላፊነት እተን ትካላት ኣብ ምሃብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፓኪስታን መዘነኦም ብስልኪ ተዛትዮም Gebremariam Weldegerima May 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ፓኪስታን ኢምራን ካን ብስልኪ ተዛቲዮም። ክልቲኦም መራሕቲ፥ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ኣብ ማዕበልቲ ሃገራት ዘስዕቦ ዘሎ ኣሉታዊ ፅዕንቶ ብዝምልከት ልዝብ ኣካይዶም። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ሃገራዊ መረፃ ኣድሂቦም ዝቐርቡ ኣማራፂታት መፍትሒ ብዝምልከት ፅባሕ ክዛተ ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 3ይ ፍሉይ ኣኼቡኡ ፅባሕ 27 ሚያዝያ 2012 ዓ.ም ከምዘካይድ ቤት ፅሕፈት እቲ ባይቶ ኣፍሊጡ። እቲ ባይቶ ኣብ ናይ ፅባሕ ኣኼቡኡ፥ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራዊ መረፃ ኣድሂቡ ዘቕረቦም ኣማራፂታት መፍትሒ…