Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ኣብ ልዕሊ 782 ዕጡቓት ኦነግ ሽኔ ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ኦሮሚያ ምስ ጉጅለ ህወሓት ብምትሕብባር ጎንፅታት እንትውልዑ፣ ቅንፀላን ውራን እንትፍፅሙ ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ 782 ዕጡቓት ኦነግ ሽኔ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ መንግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ ጉዳያት ኮሚኒኬሽን ክልል ኦሮሚያ ኣይተ…

ሰለስተ ፕሮጀክት ገበታ ንሃገር ዘለውሉ ኩነታት ብዝምልከት ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸብሉ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰለስተ ፕሮጀክት ገበታ ንሃገር ዘለውሉ ኩነታት ብዝምልከት ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸብሉ ሎሚ መዓልቲ ዘተ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ እቶም ፕሮጀክትታት ናይ ዝፍፀሙሎም ክልላት ርእሳነ ምምሕዳር፣ ሚኒስትራትን…

ኣብ ፓርክ ኣንድነት ዑደት ንምግባር ዘኽእል ናይ ውሽጣ ውሽጢ በዓቲ ክህነፅ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፓርክ ኣንድነት ብዘይ ምጭንናቕ ትራፊክ ዑደት ንምግባር ዘኽእል ናይ ውሽጣ ውሽጢ በዓቲ ክህነፅ ኢዩ ክብል ኤጀንሰ ማኔጅመንት ትራፊክ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣብ መረባ ቤተ መንግስቲ ዝርከብ ፓርክ ኣንድነት ዑደት ንምግባር ዝመፅኡ ቁፅሪ በፃሕቲ…

ሓላፊ ሎጀስቲክ እዚ ሰሜን ሜጀር ጀኔራል ከድር ኣራርሶ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓላፊ ሎጀስቲክ እዚ ሰሜን ሜጀር ጀኔራል ከድር ኣራርሶ ናብ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣራዳ ምድብ መጋባእያ ቀሪቦም። ተጠርጣሪ ህወሓትን ኦነግ ሽኔን ካብ ዝተብሃሉ ፀረ ሰላም ሓይሊታት ብምትሕብባር ኣብ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከባቢታትን ሕገ…

ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ድሬዳዋ ምስ ዝነብሩ ተጋሩ ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ድሬዳዋ ምስ ዝነብሩ ተጋሩ ኣብ ክሊ እዋናዊ ኩነታት ይዛተ ኣሎ። ኣባል ፈፃሚ ስራሕ እቲ ግዝያዊ ምምሕዳርን ሓላፊ ልምዓት ኢንዱስትሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባን ዶክተር ሙሉቀን ሃብቶምን ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ትምህርቲ…

ህዝቢ ትግራይ ሰላሙ ንምንጋዕ ካብ ዝሰርሑ ሓይሊታት ንገዛእ ርእሱ ክሕሊን ክቃለሶምን ይግባእ – ዶክተር ሙሉ ነጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ትግራይ ሰላሙ ንምንጋዕ ካብ ዝሰርሑ ሓይሊታት ንገዛእ ርእሱ ክሕሊን ክቃለሶምን ይግባእ  ክብሉ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ሙሉ ነጋ ተዛሪቦም። ዶክተር ሙሉ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ክልል ትግራይ ኣመልኪቶም ኣብ…

ደራሲን ተዋሳኢን ሓ/ፕሮፌሰር ተስፋዬ ገሰሰ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ደራሲን ተዋሳኢን ሓጋዚ ፕሮፌሰር ተስፋዬ ገሰሰ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ። ኣብ ብሄራዊ ቴዓትር ናይ ምፍናው ስነ ሰርዓት ከምዝዳሎ ዝተገለፀ እንትኸውን፥ ስነ ስርዓት ቀብሩ ድማ ኣብ ቤተክርስቲያን ካቴድራል ቅድስት ስላሴ ከምዝፍፀም ተሓቢሩ።…

ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ብኣደራዳሪነት ሕብረት ኣፍሪካ ዝተጀመረ ዘተ ንክቕፅል ኣብ ስምምዕነት ተበፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብኣደራዳሪነት ሕብረት ኣፍሪካ ዝተጀመረ ሰለስቲኣዊ ዘተ ንክቕፅል ኣብ ስምምዕነት ከምዝተበፅሐ ተገሊፁ። ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢኒርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ሚኒስትር ማይን መስኖን ሱዳን ፕሮፌሰር ያሲር…

ኳታራዊ በዓል ሃፍቲ ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ናይ 100 ሺሕ ዶላር ቦንድ ንኻልኣይ ግዘ ዓዲጎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኳታራዊ በዓል ሃፍቲ ኣብደላህ ሳሌም ሱሌይቲን ብስም ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ትካሎም ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ናይ 100 ሺሕ ዶላር ቦንድ ንኻልኣይ ግዘ ዓዲጎም። እቶም በዓል ሃፍቲ ኣብ 2007 ዓ.ም ተመሳሳሊ መጠን ዘለዎ ቦንድ ብምዕዳግ ደገፎም…

ክታበት ሞዴርና ቫይረስኮሮና ኣብ ኣሜሪካ ኣፍልጦ ክረክብ ናብ ዘኽእሎ ብርኪ ይበፅሕ ምህላዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ክታበት ፋይዘር ናብ ተግባር ድሕሪ ምእታው ኩባኒያ ኣሜሪካ ዘፍረዮ ክታበት ሞዴርና'ውን ፍቓድ ክረክብ እዩ ተባሂሉ ኣሎ። ሞዴርና 94 ሚኢታዊት ኮሮናቫይረስ ክከላኸል ከም ዝኽእል ዝተረጋገጸ ኮይኑ፡ እዚ ኣብ ቀረባ ናብ ተግባር ንክኣቱ ዕድል ዝህቦ…