Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ቀ/ሚ ኣቢይ ምህርቲ ልምዓት መስኖ ስርናይ ንምውሳኽ ከምዝተተለመ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ስርናይ ካብ ወፃኢ ኣብ ክንዲ ምእታው ብመስኖ ብምልማዕ ምህርቲ ንምውሳኽ ከምዝተተለመ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ ኢትዮጵያ ልዑል…

44 ሚሊየን ኣፍሪካውያን ብቫይረስ ኮረና ክጥቅዑ ከምዝኽእሉ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ክሳብ 44 ሚሊየን ዘኣኽሉ ኣፍሪካውያን ብቫይረስ ኮረና ክጥቅዑ ከምዝኽእሉ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ቢሮ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኣፍካ ሎሚ መዓሊቲ ኣብ መርበብ ሓበሬትኡ ብዘቃለሖ ሓበሬታ፥ ካብ 29 ክሳብ 44 ሚሊየን ኣፍሪካውያን ብቫይረስ ኮረና…

ኣብ ትግራይ ብቫይረሰ ኮሮና ዝተትሓዙ 4 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ብቫይረሰ ኮሮና ዝተትሓዙ 4 ሰባት ተረኺቦም። ቫይረሰኮሮና ተረኺብዎም ዘለው 4 ሰባት ካብ ጅቡቲ ናብ መቐለ ዝመፅኡ እዮም ተባሂሉ። በቲ ቫይረስ ካብዝተትሓዙ እቲ ሓደ ወዲ 33 ዓመት ገናሒ መኪና ኢዩ። እቶም ዝተረፋ ሰለስተ…

ወሳናይነት ህዝቢ ንፃት’ዉን እንተኾነ ንዋጋ ዕዳጋ ክቐርብ ኣይንፈቅድን ኣይግባእን’ዉን – ዶክተር ደብረፅዮን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ወሳናይነት ህዝቢ ንፃት'ዉን እንተኾነ ንዋጋ ዕዳጋ ክቐርብ ኣይንፈቅድን ኣይግባእን'ዉን ክብሉ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ገሊፆም። እቶም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ…

ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ 25 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 1 ሺሕን 847 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ 25 ሰባት ከምዝተረኸቡ ተገሊፁ። እቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ ውፅኢት፥ ቅድመ ሐዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ተለኺፎም ብዝብል ካብ ዝተገለፀ…

ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ኩለን ክልላት ድጋፋዊ ክትትልን ዑደትን ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ኩለን ክልላት ድጋፋዊ ክትትልን ዑደትን ከምዘካይድ ኣፍሊጡ። እቲ ኣብ ኩለን ክልልት ዝሳለጥ ድጋፋዊ ክትትልን ዑደትን 3 ግንቦት 2012 ዓ.ም ከምዝጅመር ብምግላፅ፥ ካብ ቫይረስኮሮና ወፃእ ኣብ ዘለዉ ስሩዓት ስራሕቲ ዘድሃበ…

መንግስቲ ድሕንነት ህዝብን ሃገርን ንምሕላው ክብል ስጉምቲ ንምውሳድ ክግደድ ኢዩ – ቀ/ሚ ዶ/ር ኣብይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ድሕንነት ህዝብን ሃገርን ንምሕላው ክብል ሕገ መንግስቲ ኣብ ዝጥሕሱ ዘይሕጋዊ ምንቅስቓሳት ስጉምቲ ንምውሳድ ከምዝግደድ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ሎሚ…

ኣብ ወረዳ ወልቃይት ኣብ ዘመነ ምህርቲ ዓመተ 2012/13 ልዕሊ 56 ሽሕ ሄክታር ተሓራሲ መሬት ብዝራእቲ ክሽፈን ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ወረዳ ወልቃይት ኣብ ዘመነ ምህርቲ ዓመተ 2012/13ዓ ልዕሊ 56 ሽሕ ሄክታር ተሓራሲ መሬት ብዝተፈላለዩ ዝራእቲ ከም ዝሽፈን ቤት ፅሕፈት ሕርሻን ልምዓትን ገጠርን እታ ወረዳ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ቤት ፅሕፈት በዓል ሞያ ዝራእቲ ኣይተ ተሻለ…

ኣብ ኬንያ 200 ሰባት ብሰንኪ ሓደጋ ውሕጅ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኬንያ ዝዘነበ ሓያል ዝናብ ስዒቡ ብዘጋጠመ ውሕጅን ምህማም መሬትን ኣስታት 200 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ልዕሊ 100 ሽሕ ሰባት ካብ መረበቶም ከምዝተመዛበሉ ተሓቢሩ። ብኣሻሓት ዝቑፀር ሄክታር ሕርሻ ዘራእቲ በቲ ውሕጅ…

ሕብረተሰብ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዝገብሮ ጥንቃቐ ኣሐይሉ ክቕፅል ይግባእ – ዶክተር ሊያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ሕብረተሰብ ብኮቪድ-19 ዝተሓዙ ሰባት ቁፅሮም እናወሰኸ ይመፅእ ስለዘሎ እቲ ቫይረስ ንምክልኻል ዝገብሮ ጥንቃቐ ኣሐይሉ ንኽቕፅል ኣተሓሳሲበን። እተን ሚኒስትር ንግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ…