Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ኣመራርሓታት ዞባ ክልል ደቡብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓታት ዞባ ክልል ደቡብ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ፌስ ቡክ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ከምዝበልዎ፥ ክልል ደቡብ ብብዙሕ መስሕባት ተፈጥሮን ባህልን ዝተዓደለ ኢዩ።…

ብውልቀ ብዝግበር ቃልሲ ኮቪድ-19 ምስዓር ኣይከኣልን-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምትሕብባር እምበር ብውልቀ ብዝግበር ቃልሲ ኮቪድ-19 ምስዓር ከምዘይከኣል ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት፥ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዓለምለኻዊ ምትሕብባር ኣመልኪቱ ኣብ ዘሕለፎ መልእኽቲ ድጋፈን ብምግላፅ መልእኽቲ…

ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 11 ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 2 ሺሕን 424 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 11 ሰባት ብቫይረስኮሮና ምልካፎም ከምዝተረጋገፀ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።   እቶም ሓደሽቲ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ኩሎም ታሪኽ ጉዕዞ ወፃኢ…

ሰራሕተኛታት ቤተ-መንግስቲ ኣሜሪካ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ክገብሩ ተኣዚዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ቤተ-መንግስቲ ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ብሙሉኦም መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ክገብሩ ተኣዚዞም። ተሓጋገዝቲ እቶም ፕሬዚዳንትን ምኽትሎምን ብቫይረስኮሮና ድሕሪ ምልካፎም እዩ እቶም ሰራሕተኛታት ማስክ ክጥቀሙ ትእዛዝ ተዋሂቡዎም ተባሂሉ።…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 10 ሺሕ ኪሎ ግራም ናውቲ ሕክምና ናብ ሱዳንን ሶማሊያን ኣጎዓዒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 10 ሺሕ ኪሎ ግራም ናውቲ ሕክምና ናብ ሱዳንን ሶማሊያን ኣጎዓዒዙ። እቲ መገዲ ኣየር 7 ሺሕ ኪሎ ግራም ናውቲ ሕክምና ናብ ሱዳን ከምኡ'ውን 3 ሺሕ ኪሎ ግራም ናብ ሶማሊያ ኢዩ ኣጎዓዒዙ። እተን ሃገራት ቫይረስኮሮና…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ኖርዌይ መዘነኦም ብ“ቴሌፎን” ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ኖርዌይ ኤርና ሶልበርግ ብ“ቴሌፎን” ተዛቲዮም። እተን ቀዳመይቲ ሚኒስትር ሃገረን ኣብ ጎድኒ ኢትዮጵያ ብምስላፍ እትገብሮ ደገፍ ከምእትቕፅል ኣብ እዋን እቲ ዘተ ምግለፀን ቀዳማይ…

ኣይተ ገዱ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ብስልኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዩ ብስልኪ ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትራት ኣብ ዘተኦም፥ ኩለመዳያዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ምጥንኻር፣ ዝርገሐ ለበዳ ኮቪድ-19 ብሕብረት ምግታእ፣ ክልቲአን…

ኮቪድ-19 ኣብ ኮሪደር ኢትዮ-ጅቡቲ ከስዕቦ ዝኽእል ፅዕንቶ ምንካይ ኣብዝከኣለሉ ኩነታት ኣድሂቡ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ሓበራዊ ኮሚቴ ኮሪደር ኢትዮ-ጅቡቲ ተዛቲየን። ኮቪድ-19 ኣብ ኮሪደር ኢትዮ-ጅቡቲ ከስዕቦ ዝኽእል ፅዕንቶ ምንካይን ሎጂስቲክስ ምቅልጣፍን ኣብዝከኣለሉ ኩነታት ኣድሂቡ ዝተሳለጠ ዘተ ምዃኑ ተገሊፁ።…

ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ብዘይ ሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ 289 ናይ ቱርኪ ሽጉጥን 2 ባዓል ሓደ እግሪ ከላሽንን ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)መበገሲኣ ወረዳ መተማ ጣቢያ ኮኪት ዝገበረት መኪና ዘይሕጋዊ መሳርሒታት ኲናት ሒዛ እንትትንቀሳቐስ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒላ። እታ ዘይሕጋዊ መሳርሒታት ኲናት ሒዛ ትንቀሳቐስ ዝነበረት ናይ ፅዕነት ተሽከርካሪት ኣይሱዚ፥ መሳርሒታት ኲናትን ጠያይቲን…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ተወሰኽቲ 11 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 1 ሺሕን 764 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ 11 ሰባት ከምዝተረኸቡ ተገሊፁ። ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት በቲ ቫይረስ ምልካፎም ካብ ዝተረጋገፁ ሰባት ኩሎም ኢትዮጵያውያን…