Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲታት ልዕሊ ብር 43 ሚሊየን ግምት ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲታት ልዕሊ ብር 43 ሚሊየን ግምት ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ካብ 1 ክሳብ 5 ግንቦት 2012 ዓ.ም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ፣ ዶላራት፣ ሰላም ሕብረተሰብ ዘናግዑ ጠያይቲን መሳርሒታትትን ዕድጊት…

ፈረንሳይ ንኢትዮጵያ 40 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ክትገብር ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ንኢትዮጵያ 40 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ክትገብር ኢያ። እቲ ሓገዝ፥ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ፍሪዴሪክ ቦንቴምስን ኢዮም ዕላዊ ገይሮምዎ። ኢትዮጵያ ኣብ ምክልኻል ኮቪድ-19 ትገብሮ ፃዕሪ…

ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 2 ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 2 ሺሕን 650 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ክልተ ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ምልካፎም ከምዝተረጋገፀ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቶም ሓደሽቲ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ኩሎም ታሪኽ ጉዕዞ ወፃኢ ዓዲ…

ምልአተ ጉባኤ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምልአተ ጉባኤ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ተኸፊቱ። ኣብ መኽፈቲ እቲ ጉባኤ መደረ ዘስምዑ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ማትያስ ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘ ኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘአክሱም…

ነበር ተፃዋታይ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያን ቅዱስ ጊዮርጊስን ተስፋየ ኡርጌቾ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ተፃዋታይ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያን ቅዱስ ጊዮርጊስን ተስፋየ ኡርጌቾ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ። ካብ ዝነብረሉ ሃገረ ኣሜሪካ ንዕረፍቲ ናብ ኢትዮጵያ መፂኡ ዝነበረ ተስፋዬ፥ ብዘጋጠሞ ሃንደበታዊ ሕማም ሕክምና እናተኸታተለ ምፅንሑ ካብ ፌዴሬሽን…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ቅድመ ምድላው ሓምለዋይ ዓሸራ ተኸላ ፈልሲ ኣድሂቦም ምስ ዝምልከቶም መዳርግቲ ኣካላት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቅድመ ምድላው ሓምለዋይ ዓሸራ ተኸላ ፈልሲ እዚ ዓመት ኣድሂቦም ምስ ዝምልከቶም መዳርግቲ ኣካላት ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ቅድመ ምድላው ተኸላ ፈልሲ ዝምልከት መብርሂ ብሚኒስቴር ሕርሻ ዝቐረበ…

ዝተፈላለዩ ትካላት ልዕሊ ብር 13 ሚሊየን ንመከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዝተፈላለዩ ትካላት ልዕሊ ብር 13 ሚሊየን ንመከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል ሓገዝ ገይሮም። ኮቪድ-19 ንምክልኻልን ምቁፅፃርን ከምኡ እውን ንሃንደበታዊ ኩነታት ዝውዕል ገንዘብን ካልኦት ቀረባትን ንምትእኽኻብ ዝቐረበ ሃገራ ፃውዒት ስዒቡ ዝተፈላለዩ…

ኣብ ክልል ትግራይ ቫይረስ ኮረና ንምክልኻል ልዕሊ 88 ሽሕ ኣባላት ማሕበረሰብ ንግዲ ትኹረት ብምግባር ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዓለም ኣጋጢሙ ዘሎ ተላባዲ ኮረና ቫይረስ ኣብ ክልል ትግራይ ንምክልኻል ልዕሊ 88 ሽሕ ኣባላት ማሕበረሰብ ንግዲ ትኹረት ብምግባር ይነጥፍ ከምዘሎ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ምኽሪ፥ መንግስቲ ትግራይ…

ደቡብ ኮሪያ ገንዘብን ኣቑሑት ሕክምና መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮናን ንኢትዮጵያ ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ደቡብ ኮሪያ ምስ ዝተፈላለዩ ትካላት እታ ሃገር ብምትሕብባር ገንዘብን ኣቑሑት ሕክምና መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮናን ንኢትዮጵያ ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ፥ 28 ሺሕን 33 መመርመሪ ኪታት፣ 150 ሺሕን 400 መሸፈኒ ገፅ፣ 60 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካ…

ከተማ ውሃን ን11 ሚልየን ነበርታ ምርመራ ቫይረስኮሮና ክትገብረሎም እያ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)እታ ቀንዲ መመበገሲት ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ከምዝኾነት ዝዝረበላ ቻይናዊት ከተማ ውሃን ኣብ 10 መዓልቲ ጥራሕ ንመላእ ህዝቢ እታ ከተማ ምርመራ ክትገብር ትልሚ ከምዝሓዘት ተገሊፁ። እቲ ትልሚ ገና ኣብ ፈላማይ ብርኪ ዘሎ እንትኸውን፥ ኩለን…