Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ጣሊያን ኣንቢራቶ ዝፀንሐት እገዳ በረራ ክተልዕሎ እያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጣሊያን ኣንቢሩዎ ዝፀንሐ እገዳ በረራ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 3 ሰነ 2020 ንምልዓል ዘኽእል ድንጋገ ኣፅዲቑ። እቲ ድንጋገ መቐፀልታ ናይቲ ዝገብሮ ዘሎ ምፍኳስ ቀይድታት ዕፅዋ ከምዝኾነ ድማ ተገሊፁ። እቲ ብፅኑዕ ተኣጊዱ…

መድረኽ ርእይቶ ሰብ ሞያታት ኣብ ሕቶ ትርጉም ሕገ መንግስቲ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፃራዪ ጉባኤ ጉዳያት ሕገ መንግስቲ ዘዳለዎ መድረኽ ርእይቶ ሰብ ሞያታት ኣብ ሕቶ ትርጉም ሕገ መንግስቲ ኣብ ሸራተን ኣዲስ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ትርጉም ሕገ መንግስቲ ኣድሂቡ ዝቐረበሉ ሕቶ ዝምልከቶም…

ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ 27 ፓርቲታት ሰሪዙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ 27 ፓርቲታት ከምዝሰረዘ ኣፍሊጡ። እቲ ቦርድ ክሳብ 3 መጋቢት 2012 ዓ.ም ኣብ ዝነበረ እዋን፥ ብናይ ቀደም ሕጊ ሰርተፍኬት ዝነበሮምን ብነባር ሕጊ ምዝገባ ጀሚሮም ዝነበሩን 106 ፓርቲታት ኣብ ሓዱሽ ሕጊ ዝተቐመጡ…

ብሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔ ሱዳን ኦማር በሽር ማኒስ ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔ ሱዳን ኦማር በሽር ማኒስ ዝምርሑ ኣባላት ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ትማሊ ኣማሲዮም ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ኣባላት ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው…

ጀይ ኢ ጂ ካብ ወርሒ ሚያዝያ ጀሚሩ ተግባራዊ ከምዝግበር ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ምምዛንን ምውሳንን ደረጃ ስራሕ ሰራሕተኛታት (ጀይ ኢ ጂ) ካብ ወርሒ ሚያዝያ ጀሚሩ ተግባራዊ ከምዝግበር ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን እቲ ቢሮ ኣይተ ዳኒኤል ኣሰፋ ኣብ ዝሃብዎ…

ኣብ ዝመፅእ ክረምቲ ኣስታት 120 ሚልዮን ፈልሲ ንምትካል ምድላዋት ይዉገን ኣሎ – ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝመፅእ ክረምቲ ኣስታት 120 ሚልዮን ፈልሲ ንምትካል ምድላዋት እናተወገነ ምዃኑ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ኣብ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ መተሓባበሪ ጉጅለ ልምዓት ደኒ ኣይተ ተስፋይ ተኽለሃይማኖት፥…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝተመሓላለፉ ልዕሊ 2 ሺሕን 800 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝተመሓላለፉ ልዕሊ 2 ሺሕን 800 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ምውዓሉ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ድንጋገ ህፁፅ ግዘ ኣዋጅ ንምኽባር ሰብ ኣብ ዝበዝሖም ከባቢታት፣ ዕዳጋታት፣ ትራንስፖርት መውሃቢ ቦታታትን ህዝባዊ…

ኣብ ዞባ ምራብ ጉጂ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምራብ ጉጂ ወረዳ ገላና ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ህይወት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ። ህይወቶም ካብ ዝሓለፉ ሰባት ብተወሳኺ 8 ሺሕን 929 መራሕቲ ስድራን 63 ሺሕ ስድራቤትን ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ተባሂሉ። ኣብቲ ወረዳ…

ክፍጠሩ ዝኽእሉ ቅልውላዋት ኣቐዲምካ ንምክልኻል ዘኽእሉ ስራሕቲ ቅድመ ምድላዋት ክጠናኸሩ ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ሓደጋታት ስዒቡ ክፍጠር ዝኽእል ቅልውላው ኣቐዲምካ ንምክልኻል ዝሕግዙ ስራሕቲ ቅድመ ምድላዋት ክጠናኸሩ ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ብሄራዊ ኮሚቴ ምክልኻልን ድልውነትን ሓደጋ ብምስሊ…

ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 15 ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 707 ሰባት ምርመራ ላቦራቶሪ ቫይረስ ኮሮና ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። በቲ ዝተገበረ ምርመራ 15 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ምልካፎም ከምዝተረጋገፀ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን።…