Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ 14 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 271 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 14 ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባተ ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቶም በቲ ቫይረስ ምትሓዞም ዝተረጋገፁ ኩሎም ኢትዮጵያውያን እንትኾኑ፥…

ኣኼባ ላዕለዋይ ኮሚቴ ፖለቲካ ኢትዮ ሱዳን ተዛዚሙ

አዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ላዕለዋይ ኮሚቴ ፖለቲካ ኢትዮ ሱዳን ተዛዚሙ። እቲ ብቀዳማይ ሚኒስትራት ክልቲአን ሃገራት ዝተወከለ ኣኼባ ላዕለዋይ ኮሚቴ ፖለቲካ፥ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሎም፣ ኣብ ጉዳያት ፀፅታን ድሕንነትን ዶብን ኣዋሰንቲ…

መድረኽ ርእይቶ ሰብ ሞያታት ኣብ ሕቶ ትርጉም ሕገ መንግስቲ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፃራዪ ጉባኤ ጉዳያት ሕገ መንግስቲ ዘዳለዎ ካልኣይ መድረኽ ርእይቶ ሰብ ሞያታት ኣብ ሕቶ ትርጉም ሕገ መንግስቲ ኣብ ሸራተን ኣዲስ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ኣብ ሕቶ ትርጉም ሕገ መንግስቲ ኣብ ከይዲ ምርቃቕ ዝተሳተፉ ሰብ ሞያታት ርኢቶ እናሃቡ…

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ መዓልቲ ልዑል ቁፅሪ ዘለዎም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 1 ሺሕን 775 ሰባት ምርመራ ላቦራቶሪ ቫይረስ ኮሮና ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። በቲ ዝተገበረ ምርመራ 35 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ምልካፎም ከምዝተረጋገፀ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን።…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝተተኸሉ ተኽሊታት 84 ሚኢታዊ ከምዝፀደቑ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት እዋን ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ዓሸራ ብብርኪ ዝተተኸሉ ተኽሊታት 84 ሚኢታዊ ከምዝፀደቑ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥…

ፊንላንድ ንኢትዮጵያ 4 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፊንላንድ ንኢትዮጵያ 4 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገይራ። እቲ ሓገዝ ኣብ ኢትዮጵያ ብፕሮግራም ዋን ዋሽ ዝትግበር ፕግራም መሐለዊ ስነ-ንፅህና ከምዝውዕል ኣምባሳደር ፊንላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ሄሌና ኤራክሲነን ኣብ ማሕበራ ትዊተር ገፀን ፅሒፈን።…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ክሳብ መወዳእታ ወርሒ ሰነ ካብ ኩባኒያ ቦይንግ ክፍሊት ካሕሳ ከምዝፅበ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ክሳብ መወዳእታ ወርሒ ሰነ ካብ ኩባኒያ ቦይንግ ክፍሊት ካሕሳ ከምዝፅበ ኣፍሊጡ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ ተወልደ ገብረማርያም፥ እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ልዕሊ ኣውሮፕላን ቦይንግ ማክስ 737 ዝበፅሐ ሓደጋ…

ወ/ሮ ሙፈሪያት ካሚል ምስ ኣመራርሓታት ተፀዋዕቲ ትካላት ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ሰላም ፌዴሪኢ ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ኣብ ኣፈፃፅማን እዋናዊ ጉዳይን ኣድሂበን ምስ ኣመራርሓታት ተፀዋዕቲ ትካላት ተዛቲየን። እተን ትካላት ልኡኽቶኦም መሰረት ብምግባር ኢትዮጵያ ዘለዋ ፅዕንቶ ብምሽካም ሃገርን ህዝቢን ካብ ሓደጋ ንምክልኻል…

ሮታሪ ምዕራብ ኣዲስ ኣበባን ሮታሪ ታይፒ ሲን ዪ ታይዋንን ብር 2 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ሕክምና ኣበርኪቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ ጉንበት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሮታሪ ምዕራብ ኣዲስ ኣበባን ሮታሪ ታይፒ ሲን ዪ ታይዋንን ንማኣኸል ሕክምና ኮቪድ-19 ዝውዕሉ ብር 2 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ሕክምና ምልጋሶም ሚኒስቴር ጥዕና ገሊፁ። ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ማሕበራ ሚዲያ ፌስቡክ…

ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ ብሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔ ሱዳን ኦማር በሽር ማኒስ ምስ ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲዮም

አዲስ አበባ ፣ ግንቦት 8 ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ብሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔ ሱዳን ኦማር በሽር ማኒስ ምስ ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ፣ ማእኸላት ዶብ፣ ምጥንኻር ርክብ ኢኮኖሚ ኢትዮ-ሱዳን፣ ፅዕንቶ…