Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ዩኒቨርሲቲ መቐለ 3 ሺሕን 290 ተምሃሮኡ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩኒቨርሲቲ መቐለ ንመበል 28 ግዘ ዘሰልጠኖም 3 ሺሕን 290 ተምሃሮኡ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ብካልኣይን ሳልሳይን ዲግሪ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኢዩ ኣመሪቑ ዘሎ፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ሚኒስትር ዲኤታ ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት…

እኒ ጃዋር መሓመድ ጉዳይና ኣብ ቀረባና ብዘሎ መጋባእያ ይረኣየልና ኢሎም ዘቕረቡዎ ሕቶ ውድቂ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ልደታ ምድብ ቀዳማይ መጋባእያ ጉዳያት ገበናት ሕገመንግስቲን ፀረ ግብረ ራዕዲን ጉዳይ እኒ ጃዋር መሓመድ ተመልኪቱ። ቅድሚ ሕዚ ኣይተ ጃዋር መሓመድ፣ በቀለ ገርባ፣ ሃምዛ ኣዳነን ሸምሰዲን ጠሃን ብዘቕረቡዎ ናይ ፅሑፍ…

ናይጄሪያ ምሰ ጎረባብቲ ሃገራት ዘዋስኑዋ ጠረፋት ዳግም ከፊታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ናይጄሪያ ምሰ ጎረባብቲ ሃገራት ዘዋስኑዋ መሳገሩ ዶባት ዳግም ከፊታ። ኣብዚ ሕዚ እዋን ዝተኸፈቱ ኣርባዕተ መሳገሪ ዶባት እንትኾኑ፥ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተገበረ ዝነበረ ዝውውር ፍርያት ሕርሻን መሳርሒታት ኲናት ጠጠው ንምባል ብዝብል ተዓፂዮም ዝነበሩ…

ሚኒስትር ዓለም ልኸ ንግዲን ንኡስ ንግዲን ካናዳ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ክገብራ ኢየን  

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ዓለም ልኸ ንግዲን ንኡስ ንግዲን ካናዳ ሜሪ ኒግ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ደቡብ ኣፍሪካን ኬኒያን ዑደት ከምዝገብራ ተገሊፁ። ዑደት እተን ሚኒስተር፥ ዘፈር ንግዲ ካናዳን ኣፍሪካን ንምጥንኻር ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ፡፡ እተን ሚኒስትር ካብ 26…

ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ዝምለሱሉ ኩነታት ዝምልከት ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ዝምለሱሉ ኩነታት ዝምልከት ዘተ ተኻይዱ። በሱዳን የኢፌዲሪ ባለሙሉ ስልጣን አምባሳደር ይበልጣል አዕምሮ በሱዳን የገዳሪፍ ግዛት የስደተኞች ጉዳይ ቢሮ ሀላፊ አልሀፊዝ መሃመድ እንዲሁም በገዳሪፍ የተባበሩት…

ጁንታ ህወሓት ሰነዳት ንምጥፋእን ተሃነፅቲ ኣብ ከተማ መቐለ ብምልቃቕ ዝርፊያ ንኽፍፀምን ምግባሩ ከንቲባ እታ ከተማ ኣይተ ኣታኽልቲ ሃይለስላሴ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጁንታ ህወሓት ኣብ ውሽጢ ክልል ትግራይ ዝነበሩ ተሃነፅቲ ሕጊ ኣብ ከተማ መቐለ ኣኪቡ ብምልቃቕ ዝርፊያ ንኽፍፀምን ምግባሩ ከንቲባ ግዚያዊ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣይተ ኣታኽልቲ ሃይለስላሴ ገሊፆም። ብመንግስቲ ዝተወሰደ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ፥…

ኮሚሽነር ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ዶ/ር ፍፁም ምስ ዋና ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሓሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ምስ ዋና ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ዑስማን ዲዩን ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ኢትዮጵያን ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ኮሚሽንን ፕላንን ልምዓትን…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ጃንሜዳ ንበዓል ጥምቀት ድሉው ንኽኸውን ንዝገበሮ ምትሕብባር ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ኣመስጊና

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ጃንሜዳ ንመኽበሪ በዓል ጥምቀት ድሉው ንኽኸውን ንዝገበሮ ምትሕብባር ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ኣመስጊና። ክክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ጃንሜዳ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤን ፓትሪያርክ ቤተ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 464 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 451 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 464 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 118 ሺሕን 6…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኮቪድ 19 ዘስዓቦ ፅዕንቶ ተፃዊሩ ብምሕላፉ ካብ ኤርባስ ሽልማት ተዋሂቡዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኮቪድ 19 ዘስዓቦ ፅዕንቶ ተፃዊሩ ብምሕላፉ ካብ ኩባኒያ መፍረዪ ኣውሮፕላን ኤርባስ ሽልማት ተዋሂቡዎ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዓውዲ ኣቬሽን ንዘመዝገቦ ዓወትን ብቕዓት ሞያን ኣፍልጦን ሽልማትን ከምዝተውሃቦ ተሓቢሩ። እቲ…