መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ወርሓዊ ወፃኢኡ ብምሽፋን ንሃገራዊ ኢኮኖሚ ሓገዝ ይገብር ኣሎ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ልዕሊ 120 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ብምርካብ ወርሓዊ ወፃኢኡ ብምሽፋን ንሃገራዊ ኢኮኖሚ ሓገዝ ይገብር ከምዘሎ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር ኣይተ ተወልደ ገብረማሪያም ኣፍሊጦም።
እቲ መገዲ ኣየር ቀልጢፉ ናብ ኣገልግሎት…