ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውደ ምርኢት ቡን ኢትዮጵያ ኣብ ቴልኣቢብ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እስራኤል ቴልኣቪቭ ዝርከብ ኢምባሲ ፌዴሪኢ ዓውደ ምርኢት ፍርያት ቡን ኢትዮጵያ ኣካይዱ። በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ፍሉይ ልኡኽን ኢትዮጵያ ኣብ እስራኤል ረታ ኣለሙ፥ ቀንዲ ዕላማ ናይቲ ዓውደ ምርኢት ፍርያት ቡን ኢትዮጵያ ምፍላጥ ምዃኑ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ጣሊያን ዳግም ዶባታ ምኽፋት ጀሚራ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣሊያን ዓፂያቶም ዝነበረት ዶባታ ዳግም ምኽፋታ ኣፍሊጣ። ነዙይ ስዒቡ ድማ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ጣሊያን ምእታው ዝደልዩ መገደኛታት ብዘይ ፈሊኻ መፅንሒ (ኳራንቲን) ብቐጥታ ንኸኣትዉ ከምዝተፈቐዱሎም ተገሊፁ። እቲ ናይ ሕዚ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት 127 ጋዜጠኛታት ብምኽንያት ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ህይወቶም ከምዝሓለፈ ዓለምለኸ ጉጅለ ሓለዋ ጋዜጠኛታት ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ 31 ሃገራት ዓለም ዝርከቡ 127 ጋዜጠኛታት ብምኽንያት ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ህይወቶም ከምዝሓለፈ ዓለምለኸ ጉጅለ ሓለዋ ጋዜጠኛታት ኣፍሊጡ። ዋና ፀሓፊ እቲ ትካል ብሌይስ ሎፖን ኣብ ዘሃቡዎ መግለፂ፥ ሰራሕተኛታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣካላት መኽበርቲ ሕጊ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ኣፈፃፅማ ደምቢን መምርሒን ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ገምጊሞም Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካላት መኽበርቲ ሕጊ ፌዴራልን ክልልን ለበዳ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዝወፅአ ደምቢን መምርሒን ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣድሂቦም ኣብ ኣፈፃፅምኡ ገምጋም ኣካይዶም። ላዕለዋይ ዓቃቢት ሕጊ ፌዴራል ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ከምዝገለፅኦ፥ ኣብቲ ትማሊ ዝተሳለጠ…
ኮሮናቫይረስ ማእኸል ሕክምና ቫይረስኮሮና ኣዳራሽ ሚሌኒየም ሕሙማት ምቕባል ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ማእኸል ሕክምና ቫይረስኮሮና ኣዳራሽ ሚሌኒየም ሎሚ መዓልቲ ሕሙማት ምቕባል ጀሚሩ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ማእኸል ዶክተር እስማኤል ሸምሰዲን፥ ማእኸል ሕክምና ቫይረስኮሮና ኣዳራሽ ሚሌኒየም ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ኣዋርሕ ዘድሊ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 87 ሰባት እንትርከቡ 2 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Jun 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 3 ሽሕን 932 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 87 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ክልተ ሰባት ድማ ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ። እቶም በቲ…
ኮሮናቫይረስ ትካላት ጥዕና ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅሉ 4 ኣዋርሕ 130 ሚሊየን “ማስክታት” ከምዘድሊየን ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካላት ጥዕና ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅሉ 4 ኣዋርሕ 130 ሚሊየን መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን (ማስክታት) ከምዘድሊየን ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ቫይረስኮሮና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማልት ምስ ገባሪ ሰናይ ሴፍ ላይፍ ቱ ላይፍ ብምትሕብባር ግልጋሎት ጥዕና ንምምሕያሽ ዘኽእሉ ናውቲታት ሕክምና ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jun 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበር ልምዓት ትግራይ(ማልት) ምስ ኣብ ሃገረ ጣልያን ዝርከብ ገባሪ ሰናይ “ሴፍ ላይፍ ቱ ላይፍ” (Safe Life to Life) ብምትሕብባር ኣብ ከተማ ኲሓ ኣወሃህባ ግልጋሎት ጥዕና ንምምሕያሽ ዘኽእሉ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ሕክምና ሓገዝ ገይሩ።…
ኮሮናቫይረስ ማእኸል ልምዓት ከባቢ ቀርኒ ኣፍሪካ ልዕሊ 600 ሺሕ ዝግመቱ ናውቲታት ሕክምና ንክልል ጋምቤላ ለጊሱ Gebremariam Weldegerima Jun 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ማእኸል ልምዓት ከባቢ ቀርኒ ኣፍሪካ ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ፥ ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዘኽእሉ ልዕሊ 600 ሺሕ ዝግመቱ ናውቲታት ሕክምና ብመልክዕ ደገፍ ንክልል ጋምቤላ ኣበርኪቱ። እቶም ናውቲታት ሕክምና፥ ማይክሮስኮፕ፣ ስሊንደራት ኦክሰጂን፣ ዓራታትን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣውስትራሊያ ክታበት ኮቪድ-19 ንምክያድ ዘኽእል ምርምር ንምግባር ዝዓለመ 66 ሚሊየን ዶላር በጂታ Gebremariam Weldegerima Jun 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣውስትራሊያ ክታበት ኮቪድ-19 ንምክያድ ዘኽእል ምርምር ንምግባር ዝዓለመ 66 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝመደበት ኣፍሊጣ። እቲ ባጀት፥ ክታበት ንምርካብ፣ መድሓኒት ፀረ ቫይረስ ንምርካብ፣ ኣብ ሕክምና መተንፈሲ ኣካላት ንዝግበር ምርምራት ከምኡ ድማ…