ብሄራዊ ኮሚቴ ሚኒስትራት ምቁፅፃርን ምክልኻልን ኮቪድ 19 ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ተዛቲዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ግንቦት፣ 2012 ፣ (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ኮሚቴ ሚኒስትራት ምግፋሕ ለበዳ ሕማም ኮቪድ 19 ብዝምልከት ምስ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ላዕለዎት ኣመራርሓ ምምሕዳራት ከተማን ተዛቲዩ።
ብተወሳኺ ምቁፅፃርን ምክልኻልን እቲ ሕማም ኣመልኪቶም ኣብ ዝግበሩ ዘለዉ ስራሕቲ ዘጋጥሙ ዘለዉ…