ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ቻይና ቫይረስ ኮሮና ኣብ ማሕበረሰብ እናተዘርገሐ ከምዘይኮነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቻይና ቫይረስ ኮሮና ኣብ ውሽጢ ማሕበረሰብ ዝነበሮ ዝርገሐ ምቁፅፃር ከምዝተኽኣለ ሚኒስቴር ጥዕና እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ትማሊ ድማ ኣብታ ሃገር በቲ ቫይረስ ዝተትሓዘ ዝኾነ ይኹን ሰብ ኣይተመዝገበን ተባሂሉ። ዝሓለፈ ረቡዕ 26 ጉንበት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጎድና ጎድኒ ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ደም ናይ ምልጋስ ተግባር ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎድና ጎድኒ ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ደም ናይ ምልጋስ ተግባር ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ፀዊዐን። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጥዕና ሎሚ መዓልቲ ኣብ ብሄራዊ ባንኪ ደም ተረኺቦም ደም ለጊሶም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ሃገር ለኸ ምርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ዓሸራ ኣብ ሃዋሳ ኣጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሃገር ለኸ ወፍሪ ምርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ዓሸራ ኣብ ሃዋሳ ኣጀሚሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ብሓባር ብምዃን ኢዮም ኣብ እምባ ታቦር እቲ ወፍሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዝውዕል ናብ ብር 51 ሚሊየን ዝፅጋዕ ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2020 0 አዲስ ኣበባ፣ 28 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንምክልኻል ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ዝውዕል ናብ ብር 51 ሚሊየን ዝፅጋዕ ገንዘባዊ ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ካብ ናይ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ክልተ ወርሒ መሃያ ተነኪዩ ዝወሃብ ኢዩ ተባሂሉ።…
ዝንቕ ፋና ሓንቲ ኣዶ 4 ሓናጡ ብሰላም ተገላጊላ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ወረዳ ስልጤ ሓንቲ ኣዶ ኣርባዕተ ሓናጡ ብሰላም ከምዝተገላገለት ተገሊፁ። ኣብታ ወረዳ ነባሪት ቀበሌ ሰነና ገሬራ ዝኾነት ወይዘሮ ዜኖ ሸምሱ፥ ኣብ መባእታዊ ሆስፒታል ቅበት ብዝተገበረላ መጥባሕቲ ሕክምና ሰለስተ ደቂ ኣነስትዮኝ ሓደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ዞባ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ንመኸተ ቫይረስ ኮሮና ልዕሊ ብር 8 ሚልዮን ዝግመት ሓገዝ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመኸተ ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል ልዕሊ ብር 8 ሚልዮን ዝግመት ሓገዝ ከምዝተረኸበ ምምሕዳር ዞባ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ኣፍሊጡ። ምክትል ኣማሓዳሪ ምምሕዳር ዞባ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ኣይተ ሃፍቶም ፋንታሁን ከምዝበሉዎ፥ ኣብቲ ዞባ ካፍቲ ሓገዝ ብተወሳኺ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ሃገር ለኸ መዓልቲ ሓምለዋይ ዓሸራ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ሃገር ለኸ መዓልቲ ሓምለዋይ ዓሸራ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ እቲ መዓልቲ ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ንባዕልና ካብ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና እናሓለና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ ማይ ንምምላእ ዘኽእል 1 ሺሕ ሄክታር መሬት ናይ ምፅራግ ስራሕቲ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ማይ ንምምላእ ዘኽእል 1 ሺሕ ሄክታር መሬት ናይ ምፅራግ ስራሕቲ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ከምዝጅመር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣፍሊጡ። እቲ መሬት ንምድላው 300 መናእሰይ ብማሕበራት ደቀቕትን ኣናእሽተይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምዕራብ ኦሮሚያ ብገበን ክትራንን ቅትለትን ዝተጠርጠሩ 48 ሰባት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ምዕራብ ኦሮሚያ ብገበን ክትራንን ቅትለትን ዝተጠርጠሩ 48 ሰባት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ምክትል ኮሚሽነርን ሓላፊ ዘፈር ምርመራ ገበንን እቲ ኮሚሽን ግርማ ገላን ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቡብ ሱዳን ብዝኾነ ይኹን መገዲ ኢትዮጵያ ዝጎድእ ተግባር ኣይትፍፅምን – ኣምባሳደር ጀምስ ፒፒያ ሞርጋን Gebremariam Weldegerima Jun 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ደቡብ ሱዳን ብዝኾነ ይኹን መገዲ ኢትዮጵያ ዝጎድእ ተግባር ከምዘይትፍፅም ኣምባሳደር ደቡብ ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ጀምስ ፒፒያ ሞርጋን ገሊፆም። ኣምባሳደር ጀምስ ፒፒያ ሞርጋን መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ሰራዊት ዝሰፍረሉ ቦታ(መዓስከር) ንምህናፅ ዘኽእል…