ማልት ብምኽንያት ቫይረስኮረና ዝተቛሪፀ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝትክእ ሞባይል ሆትላይን ተተኣታቱ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ልምዓት ትግራይ ብምኽንያት ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮረና ዝተቋሪፀ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝትኽእ ሞባይል ሆትላይን ተተኣታቱ ምህላው ተገሊፁ።
እታ ማሕበር ምስ ትካል ገባሪ ሰናይ “ሴቭ ዘ ችልድረን” ብምትሕብባር ሪድ ዋን (READ ONE)…