ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰኔ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ መበል 16 ስሩዕ ኣኼብኡ ሎሚ መዓልቲ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ኣኼባ ኣብ ኣዳራሽ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ዝካየድ ዘሎ እንትኸውን፥ ረቂቕ በጀት መንግስቲ ፌዴራል 2013 ዓ.ም ብዝምልከት ብምዝታይ ንቀዋሚ ኮሚቴ ምምራሕ ወሲኹ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ፌዴሬሽን ምክር ቤት ናይ ህዝብን ኣባይቲን ቆፀራ ኣናዊሑ፤ ኣፈጉባኤን ምክትል ኣፈጉባኤን መሪፁ Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰኔ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ስሩዕ ኣኼብኡ ዝጀመረ ናይ ፌዴሬሽን ምክር ቤት መበል ራብዓይ ናይ ህዝብን ኣባይቲን ቆፀራ ኣናዊሑ። ብምኽኒያት ቫይረስኮሮና ንድሕንነትን ጥዕናን ህዝቢ ክበሃል ከምዝተናውሐ እውን ተሓቢሩ። ዝምልከቶም ኣካላት ናይቲ ቫይረስ ዝርገሐን ጉድኣትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ዝካየድ ዘሎ ዘተ ብዝምልከት ዘለዋ ቅዋም ዕላዊ ገይራ Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰን ዓመታዊ ኣሳድዳ ማይን ብዝምልከት ዘካይድኡ ዘለዋ ሰለስቲኣዊ ዘተ ትማሊ እውን ቀፂሉ ዉዒሉ። ኢትዮጵያ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ዝካየድ ዘሎ ዘተ ብዝምልከት ዘለዋ ቅዋም ዕላዊ ገይራ። ሚኒስቴር ማይ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ርዳእታ ዘድልዮም ሰባት ቁፀሪ ናብ 16 ሚሊየን ክብ ኢሉ Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ርዳእታ ዘድልዮም ሰባት ቁፀሪ ናብ 16 ነጥቢ ሚሊየን ክብ ከምዝበለ ቤት ፅሕፈት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያን ካልኦት ሓገዝቲ ኣካላትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መዓልቲ 5 ነጥቢ 5 ሚሊየን መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ንምፍራይ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዘኽእል ኣብ መዓልቲ 5 ነጥቢ 5 ሚሊየን መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን (ማስክ) ንምፍራይ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ገሊፁ። ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ምስፍሕፍሑ ስዒቡ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ማስክ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ኣብ ኢትዮጵያ ዘበን ስረሖም ዝወድኡ ኣምባሳደር ኔዘርላንድ ኣሰናቢተን Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ኣብ ኢትዮጵያ ዘበን ስረሖም ዝወድኡ ኣምባሳደር ኔዘርላንድ ቤንጌት ቫንን ኣሰናቢተን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ፥ ኣምባሳደር ቤንጌት ቫንን ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር ዘበርከቱዎ ኣስተዋፅኦ ብምምስጋን ኢትዮጵያ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 170 ሰባት እንትርከቡ 3 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 6 ሽሕን 187 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 170 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። በቲ ቫይረስ ምትሓዞም ዝተረጋገፁ ሰባት ኩሎም ኢትዮጵያውያን…
ቢዝነስ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንመፅናዕቲ ኣዋፃኣይነት ፕሮጀክት ባቡር ኢትዮ – ሱዳን ዝውዕል 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ሓገዝ ኣትዲቑ Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቦርድ ዳይሬክተራት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንመፅናዕቲ ኣዋፃኣይነት ፕሮጀክት ባቡር ኢትዮ-ሱዳን ዝውዕል 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ሓገዝ ኣትዲቑ። 1 ሺሕን 520 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ዘለዎን ኣዲስ ኣበባን ካርቱምን ዘረኽብን እቲ ፕሮጀክት፥ ንኽህነፅ ብመንግስታት…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ህንዲ ቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ብልዑል ብርኪ እናወሰኸ ምምፅኡ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ብልዑል ብርኪ እናወሰኸ ምምፅኡ ተገሊፁ። ኣብታ ሃገር ናብ 10 ሺሕ ዝፅግዑ ሓደሽቲ በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሰብ መዚ ህንዲ ኣፍሊጦም። ሚኒስቴር ጥዕና ህንዲ ኣብ ዝሓለፉ 24…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ተኸታታሊ ዘተ ንምግባር ኣብ ስምምዕነት በፂሐን Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምልኢት ማይን ዓመታዊ ኣሳድዳ ማይን ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ሰለስተኣዊ ዘተ ተሳሊጡ። ብብርኪ ሚኒስትራት ማይ ብመርበብ ሓበሬታ ኮንፈረንስ ቪዲዮ ዝተሳለጠ እቲ መድረኽ ዘተ፥ ደቡብ ኣፍሪካ፣ ሕብረት…