ቢቢሲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ክሊ ህዳሰ ግድብ ምስ ሱዳንን ግብፅን ብምትሕሓዝ ተዛሪቦምዎ ኢዮም ኢሉ ንዘውፅኦ ፀብፃብ ይቕሬታ ሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢቢሲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ክሊ ህዳሰ ግድብ ምስ ሱዳንን ግብፅን ብምትሕሓዝ ተዛሪቦምዎ ኢዮም ኢሉ ንዘውፅኦ ፀብፃብ ይቕሬታ ሓቲቱ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝሓለፈ ዕለተ ሰኑይ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ካብ ኣባላት…