ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓታት ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብ ሓዱሽ ህንፃ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ተረኺቦም ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም። ኣብቲ ስነ-ስርዓት፥ ላዕለዋይ ኤታማጆር ሹም ፌዴሪኢ ጄኔራል አደም መሃመድ፣ ምክትል ኤታማጆር ሹም ፌዴሪኢ ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጀነራል ሰዓረ መኮንን ዝተሰዉኡሉ ዝኽሪ ቀዳማይ እንትኽበር ብስሞም ዝተሰመየ ጎደና እውን ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ዝኽሪ ቀዳማይ ዓመት መስዋእቲ ነበር ኤታማጆር ሹም ፌዴሪኢ ጀኔራል ሰዓረ መኮንን ተሳሊጡ። ኣብቲ መርሃ-ግብሪ ምክትል ከንቲባ ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኢንጅነር ታከለ ኡማን ሓላፊ ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ተስፋየ በልጅጌን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢ/ር ታከለ ኡማ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ዝኽሪ 15 ሰነ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ኢንጂነር ታከለ ኡማ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ዝኽሪ 15 ሰነ ኣካይዶም። እቲ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዕለት 15 ሰነ ንዝተሰዉኡ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ቀዳማይ ዓመት ንምዝካር ዝተሳለጠ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 32 ዓመት መዓልቲ ሰማእታት ትግራይ ኣብ መቐለ ሓወልቲ ሰማእታት ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 32 ዓመት መዓልቲ ሰማእታት ትግራይ ኣብ መቐለ ቀፅሪ ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ተኸቢሩ። እቲ በዓል፥ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ኣቦ መንበር ህወሓትን ፣ ምክትል ኣዶ መንበር ህወሓት ተጋዳሊት ፈትለ ወርቅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብፂ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ኣብ ከይዲ ድርድር እናሃለወ ናብ ቤት ምኸሪ ፀፅታ ምውሳዳ ከምዘይትቕበሎ ሱዳን ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብፂ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ኣብ ከይዲ ድርድር እናሃለወ ናብ ቤት ምኸሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት ምውሳዳ ከምዘይትቕበሎ ሱዳን ኣፍሊጣ። ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሱዳን ዑመር ቀመረዲን ምስ ቢቢሲ ዓረቢኛ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኢትዮጵያ ቀዳማይ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ተወሰኽቲ 2 ሰባት ብቫይረስኮሮና ምልካፎም ተረጋጊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕ 139 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ተወሰኽቲ 2 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ምልካፎም ተረጋጊፁ። ድድመ እቶም ብቫይረስ ኮሮና ምልካፎም ዝተረጋገፁ ደቂ ተባዕቲዮ ካብ 17 ክሳብ 37 ኢዩ። እቶም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ካውንስል መራኸብቲ ሓፋሽ ግብፂ ማዕኸናት ሚዲያ እታ ሃገር ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ንከይፅብፅቡ ኣጊዱ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ካውስል መራኸብቲ ሓፋሽ ግብፂ ህዳሰ ግድብ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ማዕኸናት ሚዲያ እታ ሃገር ንከይፅብፅቡ ከምዝኣገደ ኣፍሊጡ። እቲ ካውንስል ኣብ ግብፂ ብዛዕባ ዘሎ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮናን ግብፂ ምስ ሊቢያ ብዛዕባ እትገብሮ ዘሎ ኲናትን ምንም ዓይነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንሓዱሽ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንሓዱሽ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ኢቫሪስቴ ንዳይሺሚዬ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ፕሬዚዳንት ኢቫሪስቴ ንዳይሺሚዬ ናይ ሓባር ኣብ ዝኾኑ ከባቢያዊ ጉዳያት ብሓር ናይ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ለበዳ ቫይረስኮሮና ናብ ሐዲሽን ሓደገኛ ኩነታትን የምርሕ ኣሎ – ውድብ ጥዕና ዓለም Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ለበዳ ቫይረስኮሮና ናብ ሐዲሽን ሓደገኛ ኩነታትን የምርሕ ከምዘሎ ኣጠንቒቁ። ዳሬክተር ጄነራል ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ተድሮስ ኣድሓኖም ከምዝበልወዎ፥ ትማሊ ሓሙስ 150 ሺሕ ሓደሽቲ መልከፍቲ ቫይረስኮሮና ተመዝጊቡ። ፍርቂ ናይቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ብመዓርግ ሚኒስትር ፕሬዚዳንት ኣካዳሚ መለስ ዜናዊ ብምዃን ተሸይሞም Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፥ ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ብመዓርግ ሚኒስትር ፕሬዚዳንት ኣካዳሚ መለስ ዜናዊ ብምዃን ንኸገልግሉ ከምዝሸሙዎም ፓርቲ ብዕልፅግና ኣፍሊጡ። ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ሓላፊ ርክብ ህዝብን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና…