Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ኣብ ከተማ ጅማ ምስ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ኣብ ከተማ ጅማ ምስ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ተዛቲዮም። ተሳተፍቲ እቲ ዘተ “ጁንታ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይን ኢትዮጵያን በዲሉ ኢዩ” ኢሎም። እቲ ጉጅለ ሃገር ንምፍራስ ላዕሊን ታሕቲን እናበለ ቀዲሙ ብዝፈሓሮ…

ማኣኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ንኽልተ መዓልቲ እናካየዶ ዝቐነየ ስሩዕ ኣኼባ ዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማኣኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ንኽልተ መዓልቲ እናካየዶ ዝቐነየ ስሩዕ ኣኼቡኡ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ዛዚሙ። እቲ ኮሚቴ ኣብ ሰላም፣ ልምዓት፣ ህንፀት ዴሞክራሲያዊ ስርዓትን መፃኢ ሃገራዊ መረፃን ኣብ ዝምልከቱ ዛዕባታት ብዕምቆት ብምዝታይ…

ኣብ ከተማ ቡራዩ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ብር 10 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎ ንብረት ከምዝዓነወ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ቡራዩ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ብር 10 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎ ንብረት ከምዝዓነወ ተገሊፁ። ትማሊ ቀትሪ ከባቢ ሰዓት ሸሞንተ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ዝዓነወ ንብረት ከምዝኾነ፥ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋን ባርዕ…

መንግስቲ ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ዝተመዛበሉ ዜጋታት ንምጥያሽ ምስ ሱዳንተ ተሓባቢራ ከምትሰርሕ ኣምባሳደር ይበልጣል ኣእምሮ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ዝተመዛበሉ ዜጋታት ንምጥያሽ ምስ ሱዳንተ ተሓባቢራ ከምትሰርሕ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ይበልጣል ኣእምሮ ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር፥ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዝተወሰደ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊን ህልውናን…

ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ተምሃሩኡ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዘምሀሮም ተምሃሩኡ ኣመሪቑ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ሎሚ መዓልቲ ዘመረቖም ተምሃሮ 1 ሺሕን 300 ቁፅሪ ዘለዎም ተምሃሮ ኢዮም፡፡ ካብ ሞንጎ እዚኣቶም 1 ሺሕን 228 ብቀዳማይ ዲግሪ…

ትካል ዑደት ጣሊያን መባፅሕቲ ቱሪዝም ኢትጵያ ንምፍላጥ ከምዝሰርሕ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ሮም መባፅሕቲ ቱሪዝም ኢትጵያ ንምፍላጥ እናሰርሐ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። እቲ ኤምባሲ፥ ምስ ከባቢያዊ ቢሮ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ሮም ብምትሕብባር መስሕብ ስፍራታት ኢትዮጵያ ንምፍላጥ ዝሕግዝ ዘተ መርበብ ሓበሬታ ኣካይዱ፡፡…

ተወሰኽቲ 544 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና እንትተሓዙ 1 ሺሕን 108 ሰባት ድማ ካብቲ ቫይረስ ድሒኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 284 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 544 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 119 ሺሕን 25…

ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣምባሳደር ቮልካን ቦስኪር ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ታየ፥ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣድሂቦም ነቶም…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝቕፅሉ 4 ኣዋርሕ ዝፀንሕ ስራሕቲ ሓምለዋይ ልምዓትን ሓለዋ ከባቢን መናእሰይ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዝቕፅሉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ዝፀንሕ ስራሕቲ ሓምለዋይ ልምዓትን ሓለዋ ከባቢን መናእሰይ ተጀሚሩ ። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣደስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ኣብታ ከተማ ንዝቕፅሉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ዝፀንሕ መርሃ…

ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፅዮን ተኽሉ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት ምስ ኣምባሳደር ስዊድን ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፅዮን ተኽሉ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት ምስ ኣምባሳደር ስዊድን ኣብ ኢትዮጵያ ሃንስ ሄንሪክ ሉንድኩዊስት ተዛቲየን። እቶም መራሕቲ፥ መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ከልል ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ…