Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ሃዲያ ሆሳእና ንባህርዳር ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሃዲያ ሆሳእና ንባህርዳር 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ። ሃዲያ ሆሳእና ካብ ጋንታ ባህርዳር ከተማ ሰለስተ ነጥቢ ንኽትወስድ ዘኽአለት ሽቶ ዳዋ ሆቴሳ ኣብ መበል 90 ደቒቕ ኣመዝጊቡዋ።…

ጁንታ ህወሓት ካብ ቤት ህንፀት ብምልቃቕ ንዘረፋ ዘዋፈሮም ገበነኛታት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ናይ ምውዓል ተግባር ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ፖሊስ ፌዴራል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ህወሓት ካብ ቤት ህንፀት ብምልቃቕ ንዘረፋ ዘዋፈሮም ገበነኛታት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ናይ ምውዓል ተግባር ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ኣብ ፖሊስ ፌዴራል ሓላፊ ዘፈር ምክልኻል ገበን ምክትል ኮሚሽነር መላኩ ፋንታ፥ ሎሚ መዓልቲ…

መበል 38 ህፁፅ ጉባኤ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 38 ህፁፅ ጉባኤ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ ጅቡቲ ይሳለጥ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ መራሕቲ ሃገራት ሱዳን፣ ኬንያ ፣ ሶማሊያ፣ ጅቡቲን ደቡብ ሱዳንን እናተሳተፉ ይርከቡ።…

ተደለይቲ ኣባላት ጁንታ ህወሓት ንምሕባር ዜጋታት ሓበሬታ ዘቕርቡሎም ቁፅሪ ስልኪታት ዕላዊ ተገይሮም

ተደለይቲ ኣባላት ጁንታ ህወሓት ንምሕባር ዜጋታት ሓበሬታ ዘቕርቡሎም ቁፅሪ ስልኪታት ዕላዊ ተገይሮም ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምከክልኻል ፌዴሪኢ ተደለይቲ ኣባላት ጁንታ ህወሓት ዝተሓብኡሉ ቦታ ንምሕባር ዜጋታት ሓበሬታ ዘቕርቡሎም ቁፅሪ ስልኪታት ዕላዊ ተገይሩ።…

ኣብ ክ/ከተማ ልደታ ድሕሪ መስጊድ ስልጤ ብዝተፈንጀረ ቡምባ ህይት ሰባት ሓሊፉ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 11ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ልደታ ከባቢ ድሕሪ መስጊድ ስልጤ ብዝተፈንጀረ ቡምባ ህይት ሰባት ምሕላፉ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ሰዓት ክልተን ፈረቓን ኣብቲ ክፍለ ከተማ ንልምዓት ብዝፈረሰ ክቲ ቦታ ብዘይተፈለጡ…

መራሕቲ ኢትዮጵያ፣ ሱዳን፣ ኬንያ ፣ ሶማሊያን ጅቡቲን ሓበራዊ ዘተ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መበል 38 ህፁፅ ኣኼባ መራሕቲ ኢጋድ ንምስታፍ ኣብ ጅቡቲ ይርከቡ። ዶክተር ኣቢይ ኣብዚ እዋን፥ ምስ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ሕድሕዳዊ ዘተ ገይሮም ኢዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ሕድሕዳዊ ዘተ…

ጋንታ ወላይታ ዲቻ ኣብ ልዕሊ ኣዳማ ከተማ ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ደቂ ተባዕትዮ ኢትዮጵያ ወላይታ ዲቻ ኣብ ልዕሊ ኣዳማ ከተማ ዓወት ኣመዝጊባ። ወላይታ ዲቻ ስንታየሁ መንግስቴ ብዘቑፀረን ሽቶታት ኢያ፤ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ክትስዕር ክኢላ። እተን ሽቶታት ኣብ 5ይን…

ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅል 10 ዓመት ሰለስተ ሳትላይታት ከምተሕምብብ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅል 10 ዓመት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎታት ዝውዕላ ሰለስተ ሳትላይታት ከምተሕምብብ ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ኣይተ ኣብዲሳ ይልማ…

ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጥዕናን ኢንጀንደር ሄልዝን ኣብ ክልል ደቡብ ኣብ ዝርከባ ትካላት ጥዕና ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ ዝተመርሐ ጉጅለ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጥዕናን ኢንጀንደር ሄልዝን ኣብ ክልል ደቡብ ኣብ ዝርከባ ትካላት ጥዕና ዑደት ኣካይዶም። እተ ጉጅለ ኣብ ዞባታት ሃዲያ፣ ወላይታን ጋሞጎፋን ኣብ ዝርከባ ትካላት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ሱዳን መዘነኦም፣ ፕሬዚዳንት ሶማሊያን ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሱዳን መዘነኦም፣ ፕሬዚዳንት ሶማሊያን ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳንን ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ኣብ መበል 38 ህፁፅ ኣኼባ መራሕቲ ኢጋድ ንምስታፍ ጂቡቲ ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ ኣብ ሓበራዊ ጉዳያት…