Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ማሕበረሰብ ተኮር ብሄራዊ ልዝብ ኣብ መላእ ሃገር ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብኣዳላውነት ሚኒስቴር ሰላም ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ማሕበረሰብ ተኮር ብሄራዊ ልዝብ ኣብ መላእ ሃገር ብዕሊ ተጀሚሩ። ከይዲ እቲ ማሕበረሰብ ተኮር ብሄራዊ ልዝብ፥ ኣብ ከባቢያዊን ሃገራዊን ጉዳያት ክብ ስድራቤትን መንደርን ተበጊሱ መላእ ማሕበረሰብ…

መረፃን ንቑሕ ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮን ብዝብል ርእሲ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽ ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ መረፃን ንቑሕ ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮን ብዝብል ርእሲ መድረኽ ዘተ የሳለጥ ኣሎ። ኮሚሽነር ደቂ ኣንስቲዮን ህፃናትን እቲ ኮሚሽን ወይዘሮ መሰረት ማሞ፥ ማዕርነት ፆታ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ዘኽእሉ ድንጋገታት ካብ…

ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ብሪታኒያ ዝግበር ጉዕዞ እንትእግዳ ስዑድ ዓረብ ድማ ዓለም ለኸበረራታት ጠጠው ኣቢላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ እንግሊዝ እናተስፋሕፈሐ ዝርከብ ሓዱሽ ቫይረስኮሮና ምኽንያት ብምግባር ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ናብ ብሪታኒያ ዝግበሩ በረራታት ደው ምባሎን ኣፍሊጠን። ትማሊ ቀዳማይ ሚኒስትር ብሪታኒያ ቦሪስ ጆንሰን፥ ብምኽንያት ዝርገሐ እቲ ሓዱሽ…

ላዕለዎት ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይን ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ኣብ ከተማ ዓዲግራት ብጁንታ ህወሓት ዝበፅሐ ጉድኣት ዑደት ኣካይዶም። ብዋና ፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ሙሉ ነጋን ላዕለዋይ ኣመራርሓ ፓርቲ…

ሃገር ለኸ መድረኽ ወፍሪ ፀረ ግዕዝይና ኣብ ከተማ ጎንደር ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ መድረኽ ወፍሪ ፀረ ግዕዝይና ኣብ ከተማ ጎንደር ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ብኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ፌዴራል ዝተዳለወ ኢዩ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገርን ኣፈ ጉባኤ ባይቶ…

ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሜጀር ጀኔራል ይልማ መርዳሳ ኣብ ምድብ ኣየር ምዕራብ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሜጀር ጀኔራል ይልማ መርዳሳ ኣብ ምድብ ኣየር ምዕራብ ዑደት ኣካይዶም። ኣብ እዋን ዑደት ድማ ሰራዊት እቲ ምድብ ከሓዲ ዝሸረቦ ሃገር ናይ ምትርማስ ትልሚ ንምፍሻል፥ ኣመራርሑኡ ብጥበብ ኣባላት ድማ ብጅግንነት…

ብሚኒስትር ትራንስፖርት ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ትማሊ ናብ ካርቱም ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ትማሊ ናብ ካርቱም ኣትዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ እንትበፅሕ፥ ሚኒስትር ዲኤታ ትራንስፖርት ሱዳን ዶክተር ሞዌ ኣሊ ካሊድ ኣቀባብላ ገይሮምሉ፡፡…

መናእሰይ ዲጂታል ፍልጠት ክህልዎም ንምግባር እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን "ጉዕዞ ጥዕና ናብ እምባ ኪቢቃሎ" ብዝብል ንመናእሰይ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ኣፋሊጡ። እቲ መርሃ ግብሪ ምፈላጥ፥ ኣብ እምባ ከተማ ወልዲያ ብዝተገበረ ጉዕዞ ዝተሳተፉ መናእሰይ ዝተኻየደ ከምዝኾነ እቲ ሚኒስቴር…

ቀ/ሚ ኣቢይ መራሕቲ ኣባል ሃገራ ኢጋድ ንሕጋዊነት ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ኣፍልጦ ምሃቦም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ መራሕቲ ኣባል ሃገራ ኢጋድ ኣብ ትግራይ ክልል ዝነበረ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ስለዝተረድኡን ኣፍልጦ ምሃቦምን ምስጋና ኣቕሪቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ “እተን ኣባል ሃገራት ንኢትዮጵያ ንምሕጋዝ…

ተወሰኽቲ 457 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 827 ሰባት ድማ ካብቲ ቫይረስ ድሒኖም

አዲስ አበባ ፣ ታህሳስ 12 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5ሺሕን 373 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 457 ሰባት ቫይረስኮሮና ከምዝተረኸቦም ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብሓፈሻ ክሳብ ሕዚ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 119 ሺሕን 951 በፂሑ። ብኻእ…