Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ሮናልድ ኪዩመን ኣሰልጣኒ ስፔናዊት ጋንታ ባርሰሎና ኮይኖም ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሮናልድ ኪዩመን ኣሰልጣኒ ስፔናዊት ጋንታ ባርሰሎና ኮይኖም ተሸይሞም። ጋንታ ባርሰሎና ነበር ኣሰልጣኒኣ ኪኬ ሴቲዬን ኣብ ግጥም ርብዒ ፍፃመ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ድሕሪ ዘጋጠማ ከቢድ ስዕረት ኣሳናቢታቶም ኢያ። ነዙይ ስዒቡ ድማ ነበር…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ኣብ መኣዲ ንሃገር ኣሰሮም ንኸንብሩ ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ኣብ መኣዲ ንሃገር ኣሰሮም ንኸንብሩ ፀዊዖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒሰስተር፥ ቅድሚ ሓደ ዓመት ዝተኣተወ ቃል ብምፍፃም ብተግባር ምርኣይ ከምዝተኽኣለ ኣብ ማሕበራዊ…

ሚኒስቴር ሰላምን ኮሚሽን ዕርቀ ሰላም ኢትዮጵያን ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሰላምን ኮሚሽን ዕርቀ ሰላም ኢትዮጵያን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ኣብ ህንፀት ዓቕሚ፣ ኣጠቓቕማ ሃፍቲ፣ ልውውጥ ሓበሬታን ልምዲን፣ ከምኡ እውን ተዛመድቲ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም…

ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ጥራሕ ልዕሊ ብር 116 ሚሊየን ንግድብ ህዳሰ ዝኸውን ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ምስተሳለጠ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ጥራሕ ልዕሊ ብር 116 ሚሊየን ንግድብ ህዳሰ ዝኸውን ኣታዊ ተኣኪቡ። ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ህዝባዊ ተሳትፎ ግድብ ህዳሰ ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይ መስተሳለጠ ነቲ ገድብ…

32 ኣባላት ኦነግ ሸኔ ምስ ሙሉእ ዕጥቆም ኢዶም ንመንግስቲ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ናይ ትፍኣት ልኡኽቶ ተቐቢሎም እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ 32 ኣባላት ኦነግ ሸኔ ምስ ሙሉእ ዕጥቆም ኣብ ዞባ ምዕራብ ጉጂ ኢዶም ንመንግስቲ ሂቦም። ኦሮሞ ነፃ ነውፅእ ብዝብል ሽፋን ምቕታል ላዕለዎት ሰብ መዚ፣ ምትዕንቓፍ ህንፀ ግድብ ህዳሰን ካልኦት…

ፕሬዚዳንት ማሊ ቡባካር ኪዬታ ብወተሃደራት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ምስ ወዓሉ ስልጣኖም ከምዝለቐቑ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ማሊ ኢብራሂም ቡባካር ኪዬታ ትማሊ ብሰራዊት ምክልኻል እታ ሃገር ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብትሕቲ ቁፅፅር ምስ ወዓሉ ኣብ ማዕኸን ቴሌቪዥ እታ ሃገር ቀሪቦም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ስልጣኖም ከምዝለቐቑን ፓርላማ…

ባይቶ ክልል ሃረሪ ልዕሊ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ኮይኑ ዝቐረበሉ በጀት ዓመተ 2013 እቲ ክልል ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ክልል ሃረሪ ልዕሊ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ኮይኑ ዝቐረበሉ በጀት ዓመተ 2013 እቲ ክልል ኣፅዲቑ። ባይቶ ክልል ሃረሪ 5ይ ዙር 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ትማሊ እውን ቀፂሉ ኣካይዱ። እቲ ባይቶ ኣብ ናይ ትማሊ ውዕሉኡ ብር…

ኣብ ኢትዮጵያ 1 ሺሕን 386 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና እንትተሓዙ 28 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 22 ሺሕን 101 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 386 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ…

ዓውዲ ውልቀ ምህዞ ብዝተሓወሶ መገዲ እቶት ብምዕባይ ኣብ ኢንዱስትሪ ቡና እንተሰሪሑ ዝሓሸ ውፅኢት ክርከቦ ይኽእል ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓውዲ ውልቀ ምህዞ ብዝተሓወሶ መገዲ እቶት ብምዕባይ ኣብ ኢንዱስትሪ ቡና እንተሰሪሑ ዝሓሸ ውፅኢት ክርከቦ ይኽእል ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቡና ኢትዮጵያ እታዎታት ብምውሳኽ…

ወይዘሮ ኣዳነሽ ኣበቤ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምዃን ተሸይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ወይዘሮ ኣዳነሽ ኣበቤ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምዃን ተሸይመን። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝነበሩ ኢንጂነር ታከለ ኡማ ሎሚ መዓልቲ ብብርኪ ፌዴራል ኣብ ዝተውሃበ ሹመት፥ ሚኒስትር ማዕድንን ነዳዲን ንክኾኑ…