Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

መንግስቲ ጀርመን ኣብ ዓውዲ ትምህርቲን ስልጠናን ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ደገፍ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣  21 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ጀርመን ኣብ ዓውዲ ትምህርቲን ስልጠናን ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ደገፍ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ኢንጂነር ጌታሁን መኩሪያ ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ስቴፈን ኣውር ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምድሃብ…

ፕሬዚዳንት ትራምፕ ንተነሓናሒኦም ጆ ባይደን ቅድሚ ክትዕ ምክያድ መርመራ መተባብዒ መድሓኒት ክገብሩ ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ንተነሓናሒኦም ጆ ባይደን ቅድሚ ክትዕ ምክያድ መርመራ መተባብዒ መድሓኒት ንክገብሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኣብ ዝመፅእ ወርሒ ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ምስ ሕፁይ ዴሞክራት ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ኣመሪካ ጆ ባይደን ብቐጥታ ፈነወ…

ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ግብረ ራዕዲን ዘይሕጋዊ ዝውውር ኣፅዋር ኲናትን ብምክልኻል ሃገራዊ ህልውና ንምርግጋፅ ልዑል እጃም ምብርካቱ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ግብረ ራዕዲን ዘይሕጋዊ ዝውውር ኣፅዋር ኲናትን ብምክልኻል ሃገራዊ ህልውና ንምርግጋፅ ልዑል እጃም ምብርካቱ ተገሊፁ። ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ኣብ 2012 ዓ.ም ኣብ ልዕሊ ሃገርን ህዝብን…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 533 ሰባት እንትርከቡ 16 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 18 ሺሕን 724 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 533 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ…

ኣብ ኣፍሪካ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ልዕሉ 1 ሚሊየንን 200 ሺሕን ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 1 ሚሊየን 200 ሺሕን 918 ከምዝበፅሐ ማእኸል ምቁፅፃርን ምክልኻን ሕማማት ኣፍሪካ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ማእኸል ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ኣብ ዝገበሮ ፀብፀብ፥ 28 ሺሕን 276 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ…

እኒ ኣይተ ጃዋር ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 8 ተጠርጠርቲ ን22 ነሓሰ ተለዋጢ ቆፀሮ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ሓዊሱ ናይ ሸሞንተ ተጠርጠርቲ ዝተረፈ ምስክር ቅድመ ርመራ ዓቃቢ ሕጊ ንምስማዕ ቆፂሩ ዝነበረ ይኹን እምበር ካብ 4ይ ክሳብ 9ይ ዘለዉ ተጠርጠርቲ ውፅኢት ምርመራ ቫይረስ ኮሮና ካብ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ስለዘየ መፅአ…

ኣብ 2013 ዓ.ም ቁፅሪ ዓማዊሉ ናብ 52 ሚሊየን ንምዕባይ ከምዝሰርሕ ኢትዮ ቴሌኮም ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2013 ዓ.ም ቁፅሪ ዓማዊሉ ናብ 52 ነጥቢ1 ሚሊየን ንምዕባይ ከምዝሰርሕ ኢትዮ ቴሌኮም ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ስትራቴጂካዊ ትልሚ ሰለስተ ዓመትን ቀንዲ ትኹረት በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ። ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ…

ካብ 9ይ ክሳብ 12 ክፍሊ ብድጂታል መልክዑ ትምህርቲ ንመሃብ ከምዝተለመ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ካብ 9ይ ክሳብ 12 ክፍሊ ካብ ወረቐት ናፃ ዝኾነ ብድጂታል መልክዑ ትምህርቲ ንመሃብ ከምዝተለመ ኣፍሊጡ። ኣብ በቢብርኩ ዝርከቡ ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓታትን እቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮ፤ ኣብ መሪሕ ትልሚ 10 ዓመት ዓውዲ ትምህርቲ…

ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝኸውን ምንካይ ግልጋሎት ጥሙር ኢንተርኔትን ድምፂን ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ምስ ቫይረስ ኮሮና ተተሓሒዚ ምንካይ ግልጋሎት ጥሙር ኢንተርኔትን ድምፂን ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ወይዘሪት ፍረህይወት ታምሩ፥ ስትራቴጂካዊ ትልሚ ሰለስተ ዓመትን ቀንዲ ትኹረት በጀት ዓመት 2013 ዓ.ምን…

ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ እንትቕተል ሓቢራቶ ኣብ ልዕሊ ዝነበረት ላምሮት ከማል ዓቃቢ ሕጊ ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲታት ክሲ ንኽምስርት ቤት ፍርዲ ፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ. ቢ.ሲ)ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ እንትቕተል ሓቢራቶ ኣብ ልዕሊ ዝነበረት ላምሮት ከማል ዓቃቢ ሕጊ ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲታት ክሲ ንኽምስርት ቤት ፍርዲ ፈቒዱ። መርማሪ ፖሊስ እቲ ጉዳይ ንዝተመልከተ ታረኛ ቆፀሮ ቀዳማይ ብርኪ መጋባእያ ፌዴራል ደረጃ ኣራዳ…