Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ቀዳማይ ሚኒትር ጃፓን ሺንዞ ኣቤ ስልጣኖም ንምልቃቕ ወሲኖም

ኣዲስ ኣበባ፤ 22 ነሓሰ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒትር ጃፓን ሺንዞ ኣቤ ብምኽንያት ፀገም ጥዕና ስልጣኖም ዝከምዝለቐቁ ኣፍሊጦም። ወዲ 65 ዓመት ሺንዞ ኣቤ ስራሕቲ መንግስቶም ንዘይምትዕንቓፍ ካብ ስልጣኖም ከምዝወረዱ ገሊፆም። ኩነታት ጥዕና እቶም ቀዳማይ ሚኒትር ብፍላይ ካብ ቀረባ…

ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣብ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ምን ትልሚ በጀት ዓመተ 2013 ኣድሂቡ ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣብ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ምን ትልሚ በጀት ዓመተ 2013 ኣድሂቡ ይዛተ ኣሎ። ዓመተ 2012 ኣብ ዓውዲ ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ልዑል ተግባራት ስራሕቲ ለውጢ ዝተገበረሉ…

ብልፀግና ኣብ ምፍራይ ብቑዓት መራሕቲ ከምዝተግህ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ጉዕዞ ምዕባለ ንኢትዮጵያ ትርጉም ዘለዎ ለውጢ ካብ ምምምፃ ሓሊፉ ብቑዓት መራሕቲ ኣብ ምፍራይ ከምዝተግህ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ ከም ኣሞራ ሩሑቕ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 186 ሰባት እንትርከቡ 20 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 18 ሺሕን 60 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 186 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ…

ፖሊሲ መራኸብቲ ሓፋሽ ዓውዲ ሚዲያ ንምምዕባልን ዓቕሚ ንምህናፅን ዘኽእል ኩነታት ዝፈጥር ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ኣብ ስራሕ ንክውዕል ዝተወሰነ ፖሊሲ መራኸብቲ ሓፋሽ ዓውዲ ሚዲያ ንምምዕባልን ዓቕሚ ንምህናፅን ዘኽእል ኩነታት ዝፈጥር ከምዝኾነ ተገሊፁ። ምክትል ዳይሬክተር በዓል መዚ ብሮድካስት ኣይተ የወንድወሰን ኣንዷለም ምስ ፋና…

ኣብ ወፃኢ ሃገራት ኣብ ፀገም ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣብዘለዉዎ ደገፍ ይግበረሎም ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ወፃኢ ሃገራት ኣብ ፀገም ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣብዘለዉዎ ደገፍ ይግበረሎም ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሱዑዲ ዓረብ ኣብዱልኣዚዝ ኣሕመድ፥ ሕጋዊ ፍቓድ መንበሪ ዘይብሎም ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ኣብታ ሃገር ከምዘለዉ ገሊፆም።…

ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ሊግ ደቂ ኣንስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ቢሸፍቱ ይዛተያ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ሊግ ደቂ ኣንስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ቢሸፍቱ ይዛተያ ኣለዋ። ኣብቲ ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ ኣኼባ፥ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ዓመተ 2012 ብምክያድ መበገሲ ትልሚ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ብዝምልከት እውን…

ኣመራርሓን ህወሓት ደገፍቶምን ኣብ ራያ መሬት ይወሩ ኣለው ክብሉ ናይ ራያ ራየየማ ዲሞክራሲያዊ ፓርቲ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ኣመራርሓን ህወሓት ደገፍቶምን ኣብ ራያ መሬት ይወሩ ኣለው ክብሉ ናይ ራያ ራየየማ ዲሞክራሲያዊ ፓርቲ(ራዴፓ) ኣፍሊጡ። “መሬት ብዘይ ሕጋዊ መንገዲ ኣይንህብን” ዝበሉ ሓረስቶት ይእሰሩ ኣለው ዝበለ እቲ ፓርቲ፣ በዚ ምኽንያት ኣብ ወረዳ ኦፍላ 50፣…

ኣብ ፕሮጀክትታት ፓርክ ኣንድነት፣ እንጦጦን ሸገርን ዝተርኣየ እወንታዊ ውፅኢት ከም ሃገር ዘለዉና ፀገማት ንምቕራፍ ዘኽእል ሓዱሽ ምዕራፍ ዝኸፈተ ኢዩ- ኣይተ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)“ካብ ሸገር ክሳብ ሃገር” ብዝብል ኣርእስቲ ዝተሰናድአ መድረኽ ዘተ ሓዱሽ ወግዒ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣካቢ ቦርድ ቱሪዝምን ኣይተ ሃይለማሪያም ደሳለይ፣ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን…

ቻይና ንመበል ሳልሳይ ጊዘ ደገፍ ናውቲ ሕክምና መከላኸሊ ቫይረስኮሮና ሂባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ቻይና ንመበል ሳልሳይ ግዘ ደገፍ ናውቲ ሕክምና መከላኸሊ ቫይረስኮሮና ንኢትዮጵያ ኣበርኪቱ። እቶም ናውቲታት ሕክምና፥ 500 ሺሕ ሰርጂካል ማስክ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን፣ 65 ሺሕ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን፣ 10 ሺሕ ኣልባሳት ሕክምናን መሸፈኒ…