Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 733 ሰባት እንትርከቡ 13 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 18 ሺሕን 766 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 733 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ…

ኣብ 11 ግድባት ከባቢ ዝርከቡ ነበርቲ ክለዓሉን ጥንቃቐ ክገብሩን ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ክምቲ ተተሓሒዙ ግድባት ማይ እናመልኡ ስለዝኾኑ ስራሕቲ ምንካይ እናተሰርሐ ምዃኑ መበዓል መዚ ተፋሰሳት ገሊፁ። ምስ እዚ ተተሓሒዙ ክፍጠር ዝኽእል ሓደጋ ውሕጅ ንምክልኻል፥ ኣብ 11 ግድባት ከባቢ ዝርከቡ ነበርቲ ክለዓሉን ጥንቃቐ ክገብሩን…

ሓደጋ ውሕጅ ንምንካይ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ተፋሰስ ትኹረት ክግበር ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደጋ ውሕጅ ብዘላቕነት ንምንካይ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ተፋሰስ ትኹረት ክግበር ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣተሓሳሲበቦም። እቶም ምክትል ቀዳይ ሚነሲትር ብሓደጋ ውሕጅ ኣብ ዝተጎድኡ ከባቢታት ተመሓላለፍቲ ሕማማት ከይፍጠሩ…

ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም ብልቓሕን ብሓገዝን ልዕሊ ብር 106 ቢሊየን ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም ብልቓሕን ብሓገዝን ብር 106 ነጥቢ875 ቢሊየን ከምዝረኸበት ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ። ካብ ሞንጎ እዚ እቲ ብር 37 ነጥቢ 38 ቢሊየን ካብ ዝተፈላለያ ትካላት ፋይናንስን ለገስቲ ሃገራትን ብልቓሕ ዝተረኸበ…

ያጎ ሲልቫ ንጋንታ ቸልሲ ፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብራዚላዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምክልኻል ቲያጎ ሲልቫ ንእንግሊዛዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቸልሲ ፈሪሙ። ሲልቫ ናይ ምንዋሕ ኣማራፂ ዘለዎ ስምምመዕነት ውዕሊ ሓደ ዓመት ኢዩ ናብ ጋንታ ቸልሲ ፈሪሙ ዘሎ። ወዲ 35 ዓመት ተኻላኻሊ ቲያጎ ሲልባ ብናፀ…

ን10 መራኸብቲ ሓፋሽ ኤሌክትሮኒክስ ፍቓድ ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፤ 22 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝመፅእ ሓዱሽ ዓመት ንዓሰርተ  መራኸብቲ ሓፋሽ ኤሌክትሮኒክስ ፍቓድ ከምዝወሃብ በዓል መዚ ብሮድካስት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ዶክተር ጌታቸው ድንቁ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብ ዝቕፅል ዓመት ፍቓድ ካብ ሞንጎ ዝረኽቡ ኣካላት…

ቤት ፍርዲ ኣብ እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ዝተረፈ ምስክር ቅድመ ምርመራ ንምስማዕ ተለዋጢ ቆፀሮ ሂቡ

አዲስ አበባ ፣ ነሃሴ 22 ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ታረኛ ቆፀሮ መጋባእያ ምድብ ኣራዳ ናይ እኒ ጃዋር መሓመድ ሓዊሱ 14ቲኦም ተጠርጠርቲ ምስክር ቅድመ ምርመራ ንምስማዕ ተለዋጢ ቆፀሮ ሂቡ። ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ሓዊሱ ካብ 4ይ…

ህልኽን ነቓፅ መርገፂን ዝወለዶ ከይዲ መረፃ ጠጠው ብምባል ህዝቢ ካብ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ነድሕን – ዓለም ለኸ ጥምረት ተጋሩ ንኣወንታዊ ተግባር

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ህልኽን ነቓፅ መርገፂን ዝወለዶ ከይዲ መረፃ ጠጠው ብምባል ህዝቢ ካብ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ነድሕን ክብል ዓለም ለኸ ጥምረት ተጋሩ ንኣወንታዊ ተግባር ፀዊዑ። እቲ ጥምረት ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ መ6ይ ሃገራዊን ክልላዊን…

ቤት ፍርዲ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ብምቕታል ኣብ ልዕሊ ዝተጠርጠሩ ሰባት ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲታት ክሲ ንኽምስረት ኣዚዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ብምቕታል ኣብ ልዕሊ ዝተጠርጠሩ ጥላሁን ያሚን ኣብዲ ኣለማየሁን ዓቃቢ ሕጊ ዓቃቢ ሕጊ ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲታት ክሲ ንኽምስርት ቤት ፍርዲ ፈቒዱ። መርማሪ ፖሊስ እቲ ጉዳይ ንዝተመልከተ ታረኛ ቆፀሮ ቀዳማይ ብርኪ መጋባእያ…

ሞያ መምህርነት ተመራፂን ተፈታዊን ንምግባር ክስራሕ ኢዩ – ሚኒስቴር ትምህርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሞያ መምህርነት ተመራፂን ተፈታዊን ንምግባር ከምዝስራሕ ሚኒስቴር ትምህርቲ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣብ በቢብርኩ ዝርከቡ ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን እቲ ሚኒስቴር ኣብ ሓፈሻዊ ትልሚ 10 ዓመት ዓውዲ ትምህርቲ ኣድሂቦም ይዛተዩ ኣለዉ። ኣብቲ እዋን ዘተ…