ኮሮናቫይረስ ኣብ መላእ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሳባት ቁፅሮም ካብ 25 ሚሊየን ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሳባት ቁፅሮም ካብ 25 ሚሊየን ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ኣብ ሓፂር እዋን ናብ መላኣ ዓለም ዝተላበደ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ኣብ ቻይና ከተማ ሁዋን ከምዝተወለዐ ዝፍለጥ እንትኸውን፥ በቲ ቫይረስ ዝተሓዙን ህይወቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጋዜጠኛ ፍቅሩ ወልዱ ብዘጋጠሞ ሃንደበታዊ ሕማም ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ Gebremariam Weldegerima Aug 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2012ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ጋዜጠኛ ፍቅሩ ወልዱ ብዘጋጠሞ ሃንደበታዊ ሕማም መንሽሮ/ካንሰር ደም ካብዚ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ብሞት ተፈሊዩ። ጋዜጠኛ ድምፂ ወያነ ትግራይ ዝነበረ ፍቕሩ ወልዱ፥ እቲ ሕማም ምስ በርትዖ ካብ ላዕለዋይ ሕክምና ዓይደር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ዝርከብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትግራይ ተምሃሮ ዩንቨርስቲ እትመሃሩላ ጥራሕ ዘይኮነትስ ኩሉ ጊዜ እትመላለሱላ ገዛኹም ንኽትከውን ኣጠናኺርና ክንሰርሕ ኢና-ዶ/ር ደብረፂዮን Gebremariam Weldegerima Aug 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ መቐለ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዘሰልጠኖም ልዕሊ 4 ሺሕን 200 ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። እቲ ዩንቨርስቲ ንመበል 28 ዙር ኣብ ዘካየዶ ስነ ሰርዓት ምረቓ ተምሃሮ ካብ ቀዳማይ ዲግሪ ክሳብ ፒ ኤች ዲ ትምህርቶም ዝተኸታተሉ ኢዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዓይኒ ዋሪ “ኮሮና እናተኸላኸልና ዓይኒ ዋሪ ኣብ ገዛና” ብዝብል መሪሕ ቃል ክኽበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓይኒ ዋሪ፥ ካብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ማእኸላይ ዞባ ዝመፅኣ ጎራዙ ሓዊሱ ደቂ ኣንስትዮ ከተማ ኣኽሱም ደሚቐን ዝውዕላሉን ባህለን ዝዕቅባሉን ብዓል’ዩ። ብምዃኑ “እንኳዕ ንበዓል ዓይኒ ዋሪ ብሰላም ኣብፀሐክን ኣብፀሐና” ዝበለ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ…
ኮሮናቫይረስ ፊልድ ሆስፒታል ኮቪድ-19 ኣዲስ ኣበባ 5 ጳጉሜን ዕላዊ ስርሑ ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ቡልቡላ ኣዲስ ኣበባ ዝተሃነፀ ፊልድ ሆስፒታል ቫይረስኮሮና 5 ጳጉሜን 2012 ዓ.ም ዕላዊ ስርሑ ክጅምር ኢዩ ተባሂሉ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ብምዃን ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰለስቲኣዊ ኣኼባ ግድብ ህዳሰ 4 መስከረም 2012 ዓ.ም ክቕፅል ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ኣብ ኣመላልኣን ኣሳድዳን ማይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኣድሂበን ዘሳልጥኡ ኣኼባ 4 መስከረም 2012 ዓ.ም ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ማይ፣ መዓድንን ኢነርጂን ኣፍሊጡ። ሚኒስትራት ጉዳይ ማይ ሰለስቲአን ሃገራት ትማሊ ኣኼባ ከምዘካየዱ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኮኾብ ተዋሳኣይ ብላክ ፓንተር ቻድዊክ ቦዝማን ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ Gebremariam Weldegerima Aug 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፊልም ብላክ ፓነተር ብዝነበሮ ተሳትፎ ተፈላጥነት ዝረኸበ ኣሜሪካዊ ተዋሳኣይ ቻድዊክ ቦዝማን ኣብ 43 ዓመቱ ብሕማም መንሽሮ/ካንሰር ከምዝዓረፈ ተገሊፁ። ቦዝማን ኣብ ሎስኣንጀለስ ኣብ ዝርከብ መንበሪ ገዝኡ በዓልቲቤቱን ኣባላት ስድርኡን ኣብ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ትግራይ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 63 ሰባት ቫይረስኮሮና ተረኺብዎም Gebremariam Weldegerima Aug 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 418 ሰባት በዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 63 ሰባት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብቶም ዝተመርመሩ እቶም 25 ምስ ዝተፈልጠ ቫይረስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ዝተገበረ ደገፍ ሰልፊ ቡምባ ብምውርዋር ገበን ግብረ ራዕዲ ዝተኸሰሱ 5 ተኸሰስቲ ጥፍኣተኛታት ተባሂሎም Gebremariam Weldegerima Aug 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)16 ሰነ 2010 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ንቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተገበረ ደገፍ ሰልፊ ቡምባ ብምውርዋር ገበን ግብረ ራዕዲ ዝተኸሰሱ 5 ተኸሰስቲ ጥፍኣተኛታት ተባሂሎም። እቶም ተኸሰስቲ ጌቱ ቶሎሳ፣ ብርሃኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 57 ጣባያታት ትግራይ ዝተርኣየ ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ልዕሊ ዘራእቲ ዝኸፈእ ሓደጋ ከየብፅሐ ምክልኻል ይግባእ-ዶክተር ኣትንኩት መዝገቦ Gebremariam Weldegerima Aug 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ወራር ዕስለ ኣምበጣ ኣብ ልዕሊ ዘራእቲ ጉድኣት እንተየብፀሐ ተዋዲድካ ከመይ ምምካት ከምዝከኣል ንህዝብን በቢብርኩ ንዘሎ ኣመራርሓን ኣንፈት ምሃብ ኣገዳሲ ከም ዝኾነ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት…