Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ኣብ ወርሒ መስከረም መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ነዳዲ ብዘለዎ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ወርሒ መስከረም መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ነዳዲ ብዘይካ ናይ ኣውሮፕላን ነዳዲ ብዘለዎ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። ኣብ ዕዳጋ ዓለም ዝህሉ ዋጋ ነዳዲ መበገሲ ብምግባር ከከምኣድላይነቱ መስተኻኸሊ ክግበር ከምዝኽእል እውን ተገሊፁ።…

ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ህወሓት ፍሉይ ዞባ ኣዲስ ኣበባ ዝነበሩ ኣይተ ተወልደ ገብረፃዲቕ ሓዊሱ ካልኦት ኣባላት ኣመራርሓታት ህወሓት ካብ ማእሰርቲ ብዋሕስ ተፊሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ህወሓት ፍሉይ ዞባ ኣዲስ ኣበባ ዝነበሩ ኣይተ ተወልደ ገብረፃዲቕ ሓዊሱ ካልኦት ኣባላት ኣመራርሓታት ህወሓት ካብ ማእሰርቲ ብዋሕስ ተፊሖም። እቶም ተጠርጠርቲ፥ ምስ ቅንፀላ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ተተሓሒዙ ከምኡ እውን ሓበሬታ…

ኣብ ሊባኖስ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝነበሩ 18 ሰባት ሓዊሱ 90 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሊባኖስ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝነበሩ 18 ሰባት ሓዊሱ 90 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጀነራል ኢትዮጵያ ኣብ ሊባኖስ ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ፥ ኣብ ክልተ ኣቢያተ ማእሰርቲ ሊኖስ ተኣሲሮም ዝነበሩ 19…

ንስድራ ጋዜጠኛ ፍቕሩ ወልዱ ዝኸውን ሓገዝ ናይ ምትእኽኻብ ተግባር ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንስድራ ጋዜጠኛ ፍቕሩ ወልዱ ዝኸውን ሓገዝ ብዝተፈላለዩ ሜላታት ምትእኽኻብ ተጀሚሩ። ጋዜጠኛ ፍቕሩ ወልዱ በዓል ሓዳርን ኣቦ ሓደ ቆልዓን ዝነበረ እንትኸውን፥ ብዝሓደሮ ሃንደበታዊ ሕማም ካንሰር ደም ኣብ ዓይደር ሪፈራል ሆስፒታልን እስፔሻላይዝድ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 9 ሰባት ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ እንትኾኑ 16 ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 19 ሺሕን 364 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 9 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት…

መርሃ ግብሪ ልምዓት መንበሪ ኣባቲ 20/80ን 40/60ን ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መርሃ ግብሪ ልምዓት መንበሪ ኣባቲ 20/80ን 40/60ን ከምዝቕፅልን ዓቕሚ ዘለዎም ሰባት ድማ ብማህበር ተወዲቦም ገዛ ክሃንፁ ዝደልዩ ተመዝገብቲ ብናፃ ሊዝ መሬት ከምዝሀዋቦምን ቢሮ ንምዓት ገዛውቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ሓላፊት እቲ…

ሩሲያ ካብ ወርሒ መስከረም ጀሚራ ክትባት ቫይረስ ኮሮና ክተከፋፍል ምዃና ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሩሲያ ካብ ወርሒ መስከረም ጀሚራ ክትባት ቫይረስ ኮሮና ብስፍሓት ክተከፋፍል ምዃና ሚኒስትር ጥዕና እታ ሃገር ሚኻኤል ሙራሽኮ ኣፍሊጦም። ሩሲያ ልዕሊ 25 ሚሊየን ህዝቢ ዓለም ንዘጥቀዐ ቫይረስ ኮሮና ዝኸውን ክትባት ከምዝረኸበት ዕላዊ ምግባራ ይዝከር።…

ዓውዲ ግብርና ንምቕያር ግደ ምህዞ ዘፈር ውልቀ ኣድላዪ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓውዲ ግብርና ኢትዮጵያ ንምቕያር ግደ ምህዞ ዘፈር ውልቀ ኣድላዪ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ኣብ ኢኮኖሚ መሓውራዊ ለውጢ ንምምፃእ ይስርሐሉ ካብ ዘሎ ሓደ ዓውዲ ግብርና ከምዝኾነ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ…

መንግስቲ ሱዳን ኣብ ዳርፉር ምስ ዝርከቡ ዓመፅቲ ስምምዕነት ሰላም ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ሱዳን ኣብ ዳርፉር ምስ ዝርከብ ዋና ጉጅለ ዓመፅቲ ኣብ ስምምዕነት ሰላም ምብፅሑ ተገሊፁ። እቲ ስምምዕነት ኣብ ሞንጎኦም ን17 ዓማውቲ ዝዘለቐ ጎንፂ ናብ ናይ መወዳእታ ምዕራፍ ዘምፅእ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ስምምዕነት ከይዲ ድርድር…

ሕብረት ኣውሮፓ ንኣባል ሃገራት ኢጋድ 60 ሚሊየን ዩሮ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት መከላኸሊ ቫይረሰ ኮሮና ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ንኣባል ሃገራት በይነ መንግስታት ልምዓት ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) 60 ሚሊየን ዩሮ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት መከላኸሊ ቫይረሰ ኮሮና ሓገዝ ገይሩ። እተን ሃገራት ኮቪድ-19 ንምክልኻል ኣብ ዝግብረኦ ምንቅስቓስ ንምሕጋዝ ዝውዕል…