Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ትእምት ብውሑዳት ተወኒኑ እንተፀንሐ እዉን ሃፍቲ ህዝቢ ስለ ዝኾነ ስርሑ ንክቕፅል መንግስቲ ከምዝወሰነ ዶከተር ኣብረሃም በላይ ኣፍልጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትእምት ብውሑዳት ተወኒኑ እንተፀንሐ እዉን ሃፍቲ ህዝቢ ስለ ዝኾነ ስርሑ ንክቕፅል መንግስቲ ከምዝወሰነ ላዕለዋይ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ዶከተር ኣብረሃም በላይ ኣፍልጦም። ዶክተር አብርሃም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዝሃብዎ ጋዝጣዊ…

ጊዝያዊ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ምስ ማሕበረሰብ ንግዲ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጊዝያዊ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ምስ ማሕበረሰብ ንግዲ እታ ከተማ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት ተዛቲዩ፡፡ እቶም አባላት ማሕበረብ ንግዲ ኣብታ ከተማ ዝተፈጠረ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ብምጥቃም ናብ ስረሖም ብሙሉእ ዓቕሞም ንክምለሱ ፃውዒት ቀሪቡ፡፡ ኣብቲ…

ኢትዮጵያ መበል ካልአይቲ ሳተላይት አሐንቢባ

ኣዲስ ኣበባ፣13 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኢቲ ስማርት አር ኤስ ኤስ ( ET-Smart-RSS ) ሳተላይት አሐንቢባ። ስፔስ ሳይንስን ኢንስቲትዩት  ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ከምዝበሎ እታ ሎሚ መዓልቲ ተሓንቢባ ዘላ ሳተላየት መበል ካልአይቲ ኢያ። “ኢቲ ስማርት” ዝብል ስያመ ዝተውሃበ…

ጊዝኦም ዝሓለፎም ኮሚቴ መራኸብቲ ሬዲዮ ብምጥያሽ ንፀረ ሰላም ጉጅለ ህወሓት ዝለኣኹ መኮንናት ቤት ፍርዲ ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣13 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓላፊ ኮሚኒኬሽን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሜጀር ጄነራል ገብረመድህን ፍቃዴ ሓዊሱ 7 መኮንናት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል አራዳ ምድብ መጋባእያ ቀዳማይ ጊዜ ቆፀሮ ብምቕራብ ጉዳዮም…

ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵያ ዝህቦ ደገፍ ኣቋሪፁ ብዝብል ዝተወዘዐ ሓበሬታ ጌጋ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሕብረት ኣውሮፓ ብምኽኒያት ኣብ ክልል ትግራይ ዝተወሰደ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ንኢትዮጵያ ዝህቦ ደገፍ ኣቋሪፁ ብዝብል ዝተወዘዐ ሓበሬታ ጌጋ ከምዝኾነ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም። ሕብረት ኣውሮፓ ከም ኣቆፃፅራ…

ካብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብጡሮታ ዝተሰናበቱ ኣባላት ብምትሕብባርን ብምምልማልን ናብ ፍሉይ ሓይሊ ትግራይ ንክሕወሱ ክገብሩ ዝፀንሑ ተጠርጠርቲ ቤት ፍርዲ…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ካብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብጡሮታ ዝተሰናበቱ ኣባላት ብምትሕብባርን ብምምልማልን ናብ ፍሉይ ሓይሊ ትግራይ ንክሕወሱ ክገብሩ ዝፀንሑ ኣርባዕተ ነበር መኮንናት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። እቶም ተጠርጠርቲ ሕገ መንግስቲን ሕገ…

ሕውነት ኢትዮጵያን ሱዳንን ንሓበራዊ ምዕባለ ወሳኒ ኢዩ -ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕውነት ኢትዮጵያን ሱዳንን ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንክበፅሕ እወንታዊ ባህጊ ኢትዮጵያ ከምዝኾነ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። መበል ካልኣይ ዙር መድረኽ ዘተ ላዕለዎት ብርኪ ፖለቲካ ጉዳያት ዶብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ነበርቲ ክልል ቤንሻንጉልጉምዝ ዞባ መተከል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ቤንሻንጉልጉምዝ ምስ ነበርቲ ዞባ መተከል ተዛቲዮም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ረእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን፣ ሚኒስትር ሰላም ሙፈሪያት ካሚል፣ ላዕለዋይ ኤታማጆር ሹም ሰራዊት…

ልዕሊ 39 ሺሕ ናይ ሓሶት ባጤራ ብር ዝተረኸቦም ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኦሮሞ፣ ከተማ ሰንበቴ ልዕሊ 39 ሺሕ በዓል 200 ናይ ሓሶት ባጤራ/ኖት ብር ዝተረኸቦም ክልተ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እቲ ወረዳ ዋና ኢንስፔክተር…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ 83 ቢሊየን ብር ካፒታል ዘመዝገቡ ፕሮጀክትታት ናብ ስራሕ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣13 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ 83 ቢሊየን ብር ካፒታል ዘመዝገቡ 4 ሺህ 359 ፕሮጀክትታት ኢንቨስትመንት ናብ ስራሕ ከምዝኣተዉ ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣተሓባባሪ ዓውዲ ማሕበራዊ ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ ኣፍሊጦም። ካብዚኦም…