Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ካብ ወፃኢ ንግዲ 400 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ንምርካብ ከምዝተለመ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ካብ ወፃኢ ንግዲ 400 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ንምርካብ ከምዝተለመ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። እቲ ኮርፖሬሽን ኣብቲ በዘት ዓመት ን45 ሺሕ ዜጋታት ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ከም ዝሰርሕ እውን…

ፌስቡክን ትዊተርን ሩሲያ ኣብ መረፃን ካልኦት ጉዳያትን ትገብሮ ኢድ ኣእታውነት ዝተፈጠሩ ኢዮም ንዝበሉዎም ገፃት ዓፂዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፌስቡክን ትዊተርን ሩሲያ ኣብ መረፃን ካልኦት ጉዳያትን ትገብሮ ኢድ ኣእታውነት ዝተፈጠሩ ኢዮም ንዝበሉዎም ገፃት ከምዝዓፀዉ ኣፍሊጦም። እቲ ስጉምቲ ንመንግስቲ ሩሲያ ቅርቢ ዝኾነን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2016 ኣብ ኣሜሪካ ዝተሳለጠ መረፃ ኢዱ…

ተወሰኽቲ 74 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 8ይ ዙር ካብ ሊባኖስ ናብ ኢትዮጲያ ንምምላስ እናጸፀበዩ ዝነበሩ 74 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ኣቲዮም። ናይ ትራንስፖርት ወፃኢኦም ባዕሎም ብምሽፋን ናብ ሃገሮም ንምምላስ ተመዝጊቦም እናተፀበዩ ዝነበሩ ዜጋታት ኢዮም ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም…

ፍልፍል ሓይሊ ኤሌክትሪክ በለስ ተንሳፋፊ ሳዕሪን ሕፅረት ቀረብ መለዋወጢ ኣቑሑትን ስግኣት ከምዝኾኑዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ በለስ ተንሳፋፊ ሳዕሪን ሕፅረት ቀረብ መለዋወጢ ኣቑሑትን ስርሑ እናተኣጎሉዎ ከምዝኾነ ሓላፊ እቲ ጣቢያ ኣይተ ፍቓዱ ደምሴ ገሊፆም። ናብ መቐበሊ ማይ እቲ ጣቢያ ዝመፅ ተንሳፋፊ ሳዕሪ ንስራሕቲ ኦፕሬሽን እቲ መፈልፈሊ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 173 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ እንትኾኑ 19 ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 18 ሺሕን 160 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 173 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ…

ኣብ ዝቕፅሉ ሰሙናት ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ልዑል መጠን ዘለዎ ዝናብ ክዘንብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ሰሙናት ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ልዑል መጠን ዘለዎ ዝናብ ትፅቢት ከምዝግበር ማእኸል ምርምር ለውጢ ኣየር ምብራቕ ኣፍሪካ ኣፍሊጡ። ብፍላይ ኣብ መብዛሕተኦም ከባቢታት ሰሜን ምዕራብ ኢትዮጵያን ሰሜን ምዕራብ ደቡብ…

ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክተሪክ ዛዋሽ 3 ንግዚኡ ኣገልግሎት ምሃብ ኣቋሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክተሪክ ዛዋሽ 3 ንግዚኡ ኣገልግሎት ምሃብ ከምዘቋረፀ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ መካየዲ ስራሕ መፈልፈሊ ጣቢያታት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ክልተን ሰለስተን ኣይተ ዲሳሳ ገልሜሳ፥ ኣብቲ ጣቢያ…

ኣብ ሃገራት ትሕቲ ሰሃራ ዝርከቡ 70 ሺሕ ህፃና ብጥሜት ምኽንያት ሓደጋ ሞት ኣንፀላሊዩዎም ኣሎ – ትካል መድሕን ህፃናት

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገራት ትሕቲ በረኻ ሰሃራ ዝርከቡ 70 ሺሕ ህፃና ብጥሜት ምኽንያት ሓደጋ ሞት ኣንፀላሊዩዎም ከምዝርከብ ትካል መድሕን ህፃናት ኣተሓሳሲቡ። ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ስዒቡ ዝተነበሩ እገዳታትን ዝተወሰዱ ስጉምቲታትን ኣብተን ሃገራት ዝርከቡ ስድራቤታት…

ምዕብልቲ ኢትዮጵያ ንምህናፅ ኣብ ተፃረርቲ ዋልታታት ዝተንጠልጠሉ ድሌታት ክቀራረቡ ኣለዎም – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጥንክርቲ ኢትዮጵያ ንምህናፅ ኣብ ዝግበር ጉዕዞ ምዕባለ ኣወንታዊ ኣስተዋፅኦ ምግባር ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣተሓሳሲቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ “ከምሃገር ናይ ሓባር…

ዓቃቢ ሕጊ ኣብ መዝገብ እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ኣብ ልዕሊ ተጠርጠርቲ ዝምስክሩ መሰኻኽር ቅድመ ምርመራ ኣቕሪቡ ጭብጢ ኣመዝጊቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓቃቢ ሕጊ ኣብ መዝገብ እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ኣብ ልዕሊ ተጠርጠርቲ ዝምስክሩ መሰኻኽር ቅድመ ምርመራ ኣቕሪቡ ጭብጢ ኣመዝጊቡ። እቶም ተጠርጠርቲ ኣብ ቀቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ምድብ ኣራዳ ታረኛ መጋባእያ ዝቐረቡ እንትኾኑ፥ ቅድሚ ሕዚ ቤት…