“ካብ ጳጉሜን ክሳብ ጳጉሜን ክንበፅሕ ኢና” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተጀመረ ሃገር ለኸ ወፍሪ ድሕንነት መገዲ ብዕሊ ተጀሚሩ
ኣዲስ በባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)“ካብ ጳጉሜን ክሳብ ጳጉሜን ክንበፅሕ ኢና” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተጀመረ ሃገር ለኸ ወፍሪ ድሕንነት መገዲ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተጀሚሩ።
ኣብ መኽፈቲ እቲ ፍሪ ዝተረኸባ ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ፥ “እዛ መዓልቲ ኣብ ኣጠቓቕማ…