ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓመታዊ ኣኼባ ኣምባሳደራት ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ዋና ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፣ ኣምባሳደራትን ቆንስላ ጀነራላትን ከካይዱዎ ዝቐነዩ ዓመታዊ ኣኼባ ተዛዚሙ። እቲ ኣኼባ “ዲፕሎማሲያዊ ልኡኽቶና ንሃገራዊ ምዕባለና” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ንዝሓለፉ 15 ተኸታተልቲ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ 976 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና እንትተሓዙ 15 ሰባት ድማ ህይወቶመ ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 19 ሺሕን 449 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 976 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይወቶመ ዝሓለፉ ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምኽንያት ሓደጋ ውሕጅ ጉድኣት ንዝበፅሖም 600 ሺሕ ዜጋታት ሰብኣዊ ርዳእታን ሓገዝን ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምኽንያት ሓደጋ ውሕጅ ጉድኣት ንዝበፅሖም 600 ሺሕ ዝኾኑ ዜጋታት ሰብኣዊ ርዳእታን ሓገዝን እናተገበረ ከምዝኾነ ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ኣብዚ ሰሙን ካብ በዓል መዚ ልምዓት ተፋሰሳት፣ ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 5 ሚኢታዊ ብፅሒት ኢትዮ ቴሌኮም ንዜጋታት ኢትዮጵያ ብኣክሲዮን ከምዝሽየጥ ተገለፁ Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ስራሕቲ ምምሕያሽ ዘፈር ቴሌኮሙኒኬሽን ኣድሂቡ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ልዝብ ተኻይዱ። ኢትዮ ቴሌኮም ብኽፋል ላብ ውልቀ ንምዝውዋርን ተወሰኽቲ ኮርፖሬሽናት ቴሌኮም ናብ ውሽጢ ዓዲ ንምእታው ዝተወሰነ ከይዲ ውሳነ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም 320 ሚሊየን ኩንታል ሲሚንቶ ናብ ሃገር ውሽጢ ከምዘኣቱ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሕፅት ሲሚንቶ ንምንካይ ብዝብል ኣብ ውሽጢ ዓዲ ካብ ዝምረት ብተወሳኺ 320 ሚሊየን ኩንታል ሲሚንቶ ናብ ሃገር ውሽጢ ከምዘኣቱ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ መሰረታዊ እታወት ስራሕቲ ኮንተራክሽን ዝኾነ ፍርያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ምትሕብባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብብርኪ ከተማ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መዓልቲ ምትሕብባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብብርኪ ከተማ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ። እቲ መዓልቲ “ኣነ ንወገነይ” ብዝብል መሪሕ ቃል እናተኸበረ እንትኸውን፥ ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤኣብ ክፍለ ከተማ ጉሌሌ ናይ ሓባር መንበሪ ኣባይቲ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይወቶመ ዝሓለፉ ሰባት ቁፅሮም 918 ቀፂሑ Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይወቶመ ዝሓለፉ ሰባት ቁፅሮም 918 ቀፂሑ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 25 ሺሕን 218 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 206 ሰባት…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ህንዲ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ ልዕሊ 90 ሺሕ ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ህንዲ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ ልዕሊ 90 ሺሕ ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር ጥዕና እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ከክሳብ ሕዚ ብብርኪ ዓለም ኣብ ሓንቲ ሃገር ኣብ ሓደ መዓልቲ ዝተመዝገበ ልኡል ቁፅሪ ከምዝኾነ እውን ተሓቢሩ። ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብብርኪ ከተማ መዓልቲ ይቕሬታ ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2020 0 ዛዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት መዓልቲ ይቕሬታ ተኸቢሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ ምክትል ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ መራሕቲ ሃይማኖታት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን እንግዶት ዝተገበረሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋብሪካ ዓለባ ሃዋሳ ብብር 2 ቢሊየን ወፃኢ ናብ ዓቢዪ መንደር ኢንዱስትሪ ክዓቢ ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበር ፋብሪካ ዓለባ ሃዋሳ ብብር 2 ቢሊየን ወፃኢ ናብ ዓቢዪ መንደር ኢንዱስትሪ ከምዝዓቢ ተገሊፁ። እቲ ፋብሪካ ናብ ጨርቀመርቂን ፓርክ ኢንዱስትሪን ስግግር ንምግባር ሎሚ መአልቲ ስነ-ስርዓት ምጅማር ህንፀት ተወሰኽቲ ሼዳት ተኻይዱ። ህንፀት…