Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

147 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ከተማ ሪያድ ኣብ ዝተፈላለዩ ፀገማት ዝነበሩ 147 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ኢትዮጵያውያን ትማሊ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣተዉ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…

ኣብ ሓዱሽ ዓመት ባህሊ ምትሕግጋዝና ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ-ኣቦታት ሃይማኖት

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሓዱሽ ዓመት ባህሊ ምትሕግጋዝና ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ኣቦታት ዝተፈላለዩ ሃይማኖታት ገሊፆም። ሓደሽ ዓመት 2013 ዓ.ም ምኽኒያት ብምግባር ቀዳማዊ ፓትሪያሪክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ…

ኣብ ኢትዮጵያ ሰረት ብልፅግና ናይ ምንባር ስራሕ ኣብ 2013 ዓ.ም ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሰረት ብልፅግና ናይ ምንባር ስራሕ ኣብ 2013 ዓ.ም ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ፓርቲ ብልፅግና ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት እቲ ፓርቲ ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ኣብ 2012 ዓ.ም ህልውና እዛ ሃገር…

ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ኣመሓላሊፉ። ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስቲን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ ኣብ ዘመሓላለፎ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቱ፥ ንመላእ ህዝቢ ትግራይ “እንኳዕ ንሓዱሽ ዓመት…

ኣብ ብርክት ዝበላ ንትግራይ ዘዋስና ወረዳታት ዝፍልፈል ዘሎ ኣንበጣ በረኻ ብዝተዋደደ ሓይሊ ይውቃዕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ብርክት ዝበላ ንትግራይ ዘዋስና ወረዳታት ኣንበጣ በረኻ እንዳተፈልፈለ እንትኸውን ብዝተዋደደ ሓይሊ ይውቃዕ ከምዘሎ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ብሄራዊ ክላዊ መንግስቲ ትግራይ ገሊፁ። እቲ ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ጥፋእ ልዑል ምትሕብባር ስለዝሓትት…

ትእምት 1 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ዝተፈላለዩ መፃሕፈቲ ብውህብቶ ኣበርኪታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ (ትእምት) ብ1 ነጥቢ 7  ሚሊየን ብር ዝተዓደጉ ዝተፈላለዩ መፃሕፈቲ ኣብ 12 ዓበይቲ ከተማታት ትግራይ ንዝርከባ ኣብያተ መፃሕፍቲ ሎሚ መዓልቲ ኣበርኪታ። እቶም መፃሕፍቲ ብቋንቋ ትግርኛን ኣምሓርኛን ዝተሰናድኡ ቁፅሮም…

ነበርቲ ከተማ መቐለ ቫይረስኮሮና እናተኸላኸሉ ወገኖም ብምሕጋዝ ባዓል ሓዱሽ ዓመት ንምሕላፍ ከምዝተዳለዉ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበርቲ ከተማ መቐለ ቫይረስኮሮና እናተኸላኸሉ ወገኖም ብምሕጋዝ ባዓል ሓዱሽ ዓመት ንምሕላፍ ከምዝተዳለዉ ገሊፆም። በዓል ሃፍቲ ኣይተ ደስታ በርሀ ከምዝበልዎ፥ ምትሕግጋዝን ምድግጋፍን ልሙድ ባህሊና እኳ እንተኾነ ብፍላይ ሎሚ ዘበን ብምኽኒያት…

ኣደባባይ ሕውነት ፓርክ ሸገር ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስነ ስርዓት ምረቓ ኣደባባይ ሕውነት ፓርክ ሸገር ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። ኣብቲ ስነ ሰርዓት ምረቓ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴን ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ መራሕቲ ሃይማኖትን…

ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 916 ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ ጳጉሜን 5፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 15 ሺሕን 561 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 916 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 61 ሺሕን 700…

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ኣምባሳደራት ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ኣምባሳደራት ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ኣሳሊጦም። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ዋና ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፣ ኣምባሳደራትን ቆንስል ጀኔራላትን ንዘሓለፉ ክልተ ሰሙናት ከካይዱዎ ዝፀንሑ…