ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኢትዮጵያ ዘበን ስረሖም ንዝዛዘሙ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣሰናቢተን
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኢትዮጵያ ዘበን ስረሖም ንዝዛዘሙ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣሰናቢተን።
እተን ፕሬዚዳንት ዘሰናበተኦም ኣምባሳደራት፥ ዘበን ስረሖም ዝዛዘሙ ኣምባሳደራት ስዊዘርላንድ፣ ኢራንን የቻይናን ከምዝኾኑ ተገሊፁ።…