Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ሓይሊታት ፀፅታ ትሕቲ ብር 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዝኾነ ገንዘብ ዘይሕጋዊ ብምባል ክሕዙ ከምዘይግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓይሊታት ፀፅታ ትሕቲ ብር 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዝኾነ ገንዘብ ዘይሕጋዊ ብምባል ክሕዙ ከምዘይግባእ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዶክተር ይናገር ደሴን ሓዱሽ ለውጢ ባጤራ ኣመልኪቶም ሎሚ መዓልቲ መግለፂ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ናብ ጂማ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ጂማ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጅማ ኣባ ጅፋር እንትበፅሑ ኣባ ገዳታት፣ መራሕቲ ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓዲን ተወከልቲ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብን ኣቀባብላ ገይረምሎም።…

በዓል መስቀል ህብረተሰብ ካብ ኮሮና ብዝሕሉ መልክዑ ኣብ ኣደባባይ መስቀል ከምዝኽበር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኽበር በዓል መስቀል ሕብተሰብ ብቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ብዘኽእል መልክዑ ኣብ ኣደባባይ መስቀል ከምዝኽበር ተገሊፁ። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ…

መሓመድ ሑሴን ሮብሌ ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊያ ኮይኖም ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ ንመሓመድ ሑሴን ሮብሌ ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ገይሮም ሾይሞምዎም። መሓመድ ሑሴን ሮብሌ፥ ብዘለዎም ፍልጠት፣ ልምዲን ክእለትን ዝተመረፁ ከምዝኾኑ ፕሬዚዳንት መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ ገሊፆም።…

ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ተወሳኺ 25 ጊጋ ዋት ሓይሊ ንምፍልፋል ፎርቲስኪው ምስ ዝተብሃለ ዓለም ለኸ ትካል ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን 25 ጊጋ ዋት ተወሳኺ ሓይሊ ንምፍልፋል ፎርቲስኪው ምስ ዝተብሃለ ዓለም ለኸ ትካል ተዛቲዩ። እቲ ትካል 15 ጊጋ ዋት ካብ ፍልፍል ሓይሊ ማይ፤ 10 ጊጋ ዋት ድማ ካብ ጂኦተርማል ንምፍልፋል 10 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ…

ብምኽንያት ኮቪድ-19 ተናዊሑ ዝነበረ ሃገራዊ መረፃ ኣብዚ ሕዚ እዋን ቅድመ ኹነት ብምምላእ ምክያድ ከምዝከኣል ሚኒስቴር ጥዕና ምኽረ-ሓሳብ ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምኽንያት ኮቪድ-19 ተናዊሑ ዝነበረ ሃገራዊ መረፃ ኣብዚ ሕዚ እዋን ቅድመ ኹነት ብምምላእ ምክያድ ከምዝከኣል ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ምኽረ-ሓሳብ ኣቕሪቡ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 3ይ ህፁፅ ኣኼብኡ ፅባሕ የሳልጥ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 689 ሰባት እንትርከቡ 15 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 10 ሺሕን 605 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 689 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 66 ሺሕን…

ትእምት ንመባእታዊ ሆስፒታል እንትጮ ዝውዕል ብር 20 ሚልየን ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምግባረ-ሰናይ ትእምት ንህንፀት መባእታዊ ሆስፒታል እንትጮ ዝኸውን ብር 20 ሚሊየን ሓገዝ ገይራ። መባእታዊ ሆስፒታል እንትጮ ብምትሕብባር መንግስትን ህዝብን ዝተጀመረ ፕሮጀክት እዩ። እቲ ፕሮጀክት ኣብዚ ሐዚ እዋን መብዛሕቱ ስራሕቲ ስትራክቸር…

መንግስቲ ትግራይ ብምኽኒያት ምዕልቕላቕ ውሑጅ ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ነበርቲ ክልል ዓፋር ልዕሊ 5 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣  7 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ብምኽኒያት ሓደጋ ውሑጅ ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ነበርቲ ክልል ዓፋር ደገፍ ገይሩ። እቲ ደገፍ ልዕሊ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት እታዎታት ምግቢን ናውቲን ከምዝኾነ ተገሊፁ። ምግባረ-ሰናይ ትእምት ምስ ትራንስ…

ኣመራርሓታት ፌዴራልን ክልልን ኣብ’ዛ ሃገር ዘጋጠመ ተፈጥሮኣዊ ሓደጋን መንግስቲ ዝወሰዶ ስጉምቲን ብዝምልከት ገምጊሞም

ኣዲስ ኣበባ፣  7 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ዝተፈላለዩ ክልልት እዛ ሃገር ጉድኣት ዘብፅሐ ተፈጥሮኣዊ ሓደጋን መንግስቲ ዝወሰዶ ስጉምቲን ብዝምልከት ሎሚ መዓልቲ ገምጊሞም። ኣብ'ቲ መድረኽ ገምጋም፥ ልዑል ምዕልቕላቕ ውሑጅ እንተጋጠመ እውን ምንም ዓይነት ሕልፈት…