Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ኣብ ትግራይ ቋንቋ ግእዝ ብስሩዕ መርሃ ግብሪ ትምህርቲ ክወሃብ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ቋንቋ ግእዝ ብስሩዕ መርሃ ግብሪ ትምህርቲ ንመሃብ ዘኽእል ምድላው ምግባሩ ቢሮ ትምህርቲን ትግራይን ኣካዳሚ ቋንቋታት ትግራይን ኣፍሊጦም። ዋና ዳይሬክተር ኣካዳሚ ቋንቋታት ትግራይ ዶክተር ዳንኤል ተኹሉ ንግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ…

ም/ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ላዕለዎት ኣመራርሓታት እታ ከተማን ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ምስ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤን ላዕለዎት ኣመራርሓታት እታ ከተማን ኣብ እዋናዊ፣ ሃገራዊን ከተማ ተንከፍ ጉዳያትን ኣድሂቦም ካብ ዓሰርቲአን ክፍለ ከተማታት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝተውፃእፅኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ተዛቲዮም።…

ኣብ ምክልኻል ኮቪድ-19 ኣድላዪ ጥንቃቐ ብምግባር ስፖርታዊ ምንቅስቓሳት ከምዝጅመሩ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ምክልኻል ኮቪድ-19 ኣድላዪ ጥንቃቐ ብምግባር ስፖርታዊ ምንቅስቓሳት ከምዝጅመሩ ኮሚሽን ስፖርት ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈጠረ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ብዝብል፤ ስፖርታዊ ስልጠናታት፣ ውድድራት ብሓፈሻ ስፖርታዊ…

መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ፅዋዕ ካፍ ሻምፒዮንስ ሊግ ከምዝሳተፍ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሼር ካምፓኒ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ፅዋዕ ካፍ ሻምፒዮንስ ሊግ ጋንታ ፋሲል ከነማ ድማ ኣብ ፅዋዕ ኮንፌዴሬሽን ንኽሳተፉ ከምዝወሰነ ተገሊፁ። ሼር ካምፓኒ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ኣፍሪካ ንኢትዮጵያ…

ጣቢያ መከፋፈሊ ሓይሊ ጊንጪ ተዛዚሙ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ጣቢያ መከፋፈሊ ሓይሊ ጊንጪ ተዛዚሙ ንኣገልግሎት ክፍቲ ከምዝኾነ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ላርሰን ኤንድ ቱርቦ ብዝተብሃለ ኩባኒያ ህንዲ ዝተሃነፀ ባዓል 230/15 ኪሎ ቮልትጣቢያ መከፋፈሊ ሓይሊ ጊንጪ ንኣገልግሎት ድልዊ ኮይኑ ኣሎ።…

ዶክተር ቴድሮስና ኣድሓኖም ካብ ሞንጎ 100 ፅዕንቶ ፈጠርቲ ዓለም ሓደ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያዊ ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስና ኣድሓኖም ኣብ ታይም መፅሄት 2020 ካብ ውሽጢ ፅዕንቶ ፈጠርቲ 100 ሰባት ዓለም ሓደ ኮይኖም። ትውልደ ኢትዮጵያዊያን ዝኾኑ ድምፃዊ ኣቤል ተስፋየ (ዘ ዊክንድ)ን ሰኣሊት ጆሊ…

ተፀዋዕነተን ንሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህረቲን ዝኾና ዩኒቨርሲቲታት ልዕሊ ብር 91 ሚሊየን ንፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ኣበርኪተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተፀዋዕነተን ንሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህረቲን ዝኾና ዩኒቨርሲቲታት ልዕሊ ብር 91 ሚሊየን ንፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ኣበርኪተን። እተን ዩኒቨርሲቲታት ካብዚ ብተወሳኺ ብሓደጋ ውሕጅ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን ሓገዝ ብር 14 ሚሊየን…

ኣብ ትግራይ 83 ወገናት ቫይረስኮሮና ተረኺብዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት 702 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 83 ወገናት ቫይረስኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ካብዚኣቶም ድማ 48 ወገናት ካብ ማሕበረሰብ፣ 9 ሰባት ምስ ቫይረስኮሮና ዘለዎ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 70 ሺሕ ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 70 ሺሕ ከምዝሓለፈ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ 6 ሺሕን 813 ምርመራ ላብራቶሪ ተወሰኽቲ 713 ሰባት ቫይረስኮሮና ከምዝተረኸቦም ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር…

በዓል ሓዱሽ ዓመት ዮ ማስቃላ ህዝቢታት ዞባ ጋሞ ኣብ ዩኔስኮ ንምምዝጋብ እናተሰርሕ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል ሓዱሽ ዓመት ዮ ማስቃላ ህዝቢታት ዞባ ጋሞ ኣብ ዩኔስኮ ንምምዝጋብ እናተሰርሕ ምዃኑ ተገሊፁ። ሓላፊ መምርሒ ባህሊ፣ቱሪዝምን ስፖርትን እቲ ዞባ ኣይተ ዘነበ በየነ ከምዝበሉዎ፥ በዓል ማስቃላ ህዝቢታት ጋሞ ብበፃሕቲ ዓዲ ዓለም ዝጉብነ ንምግባር…