ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ሓዊሱ 18 ተኸሰስቲ ናብ ቤት ህንፀት ንክዛወሩ ትእዛዝ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Sep 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ፍርዲ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ሓዊሱ 18 ተኸሰስቲ ናብ ቤት ህንፀት ንክዛወሩ ኣዚዙ። ኣብ ሓለዋ ስግኣት እንተሃሊዩ ድማ ከምዝከታተል ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ልደታ ምድብ ቀዳማይ መጋባእያ ጉዳያት ሕገ መንግስቲን ገበን ግብረ ራዕዲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብያተ ትምህርቲ ንምኽፋት ኣብ ዘኽእል ውሳነ ሓሳብ ዘተ ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብያተ ትምህርቲ ንምኽፋት ኣብ ዘኽእል ውሳነ ሓሳብ ዘተ ይግበር ኣሎ። ኣብ ኣዳራሽ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መድረኽ ዘተ፥ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ መኮነን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ትምህርቲን…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ንዕብየት ዓውዲ ግብርና ዝውዕል ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ 80 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Sep 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ንዕብየት ዓውዲ ግብርና ዝውዕል ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ 80 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ተፈራሪሞም። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴን ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ሱዳንን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሃገራት ኣፍሪካ ለበዳ ቫይረስኮሮና ኣብ ዝተሓተ ብርኪ እንከሎ ተሪር ስጉምትታት ብምውሳደን ውፅኢታዊ ስራሕ ከምዝተሰርሐ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መልከፍቲ ቫይረስኮሮና ካብ ወርሒ ለካቲት 2012 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ኣፍሪካ ክርኣይ ተራእዩ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ክሳብ ሐዚ 1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ሰባት በቲ ቫይረስ እንትተሓዙ፥ ካልኦት 34 ሽሕ ሰባት ድማ ብሰንኪ እቲ ሕማም ህይወቶም ስኢኖም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ በዓል መስቀል ዳመራ ንምኽባር ዘኽእል ስራሕቲ ፅርየት መስቀል ኣደባባይ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Sep 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ በዓል መስቀል ዳመራ ንምኽባር ዘኽእል ስራሕቲ ፅርየት መስቀል ኣደባባይ ብምትሕብባር ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። ኣብቲ ስራሕቲ ፅርየት ኣቦታት ሃይማኖት ሓዊሱ ካብ ኩሎም ሃይማኖታት ዝተውፃእፅኡ መናእሰይ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ንምስላጥ ዘኽእሉ ንዋታት ካብ ወፃኢ ዓዲ ብምግዛእ ድልዊ ከምዝገበረ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Sep 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ንምስላጥ ዘኽእሉ ንዋታት ካብ ወፃኢ ዓዲ ብምግዛእ ናብ ውሽጢ ዓዲ ኣእቲዩ ድልዊ ከምዝገበረ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ወርሒ መጋቢት 2012 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ቫይረስ ኮሮና ምግጣሙ ስዒቡ ሻድሻይ ሃገራዊ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 661 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Sep 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 8 ሺሕን 551 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 661 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፓሪስ ኣብ ዝርከብ ኢፌል ታወር መጥቃዕቲ ቡምባ ክፍፀም ይኽእል ኢዩ ብዝብል ስግኣት ንኽዕፆ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ርእሰ ከተማ ፈረንሳይ ፓሪስ ዝርከብ ኢፌል ታወር መጥቃዕቲ ቡምባ ክፍፀም ይኽእል ኢዩ ዝብል መልእኽቲ ስልኪ ናብ ፖሊስ ምብፅሑ ስዒቡ እቲ ከባቢ ክዕፆ ተገይሩ። ኣብ ትሕቲ አኢፌል ታወር ዝርከቡ ከባቢታትን ካብ ሩባ ሴን ናብ ፕላዛ ትሮካይዴሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሰበታ ብዘይሕጋዊ መገዲ ኣብ ውሽጢ ገዛ ተኸዚኑ ዝነበረ ልዕሊ ብር 3 ነጥቢ 7 ሚሊየንን ናይ ወፃኢ ሃገራት ገንዘብን ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሰበታ ብዘይሕጋዊ መገዲ ኣብ ውሽጢ ገዛ ተኸዚኑ ዝነበረ ልዕሊ ብር 3 ነጥቢ 7 ሚሊየንን ናይ ወፃኢ ሃገራት ገንዘብን ተታሒዙ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ እታ ከተማ ኣይተ ቀነኒሳ ዳዲ ንፋና ብሮድካስቲንግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣምሓራን ኦሮሞን ኣብ ናይ ሓባር ፖለቲካዊ ቅዋማት ስምምዕነት ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፓርቲታት ፖለቲካ ኣምሓራን ኦሮሞን ኣብ ናይ ሓባር ፖለቲካዊ ቅዋማት ስምምዕነት ከምዝተፈራረሙ ተገሊፁ። እቶም ፓርቲታት፥ ን10 ኣዋርሕ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቦም እናተዛተዩ ድሕሪ ምፅናሕ ኣብ 10 ነጥቢታት ምስምዕመዖም ተገሊፁ።…