Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ቀ/ሚ ኣቢይ በዓል ዳሜራ መስቀል ምኽያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ዳሜራ መስቀል ምኽያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ በዓል መስቀል ምልክት ፈተናን ዓወትን ኢዩ ኢሎም። ንግስት ኢሌኒ…

ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ሰሙናት ብዘይሕጋዊ ሰነድ ናብ ስዑድ ዓረብ ኣቲዮም ዝነበሩ 676 ኢትጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ሰሙናት ብዘይሕጋዊ ሰነድ ናብ ስዑድ ዓረብ ኣቲዮም ኣብ ዝተፈላለያ ኣቢያተ ማእሰርቲ ጂዳን ሪያድን ዝነበሩ 676 ኢትጵያውያን ናብ ሃገሮም ክምለሱ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቓል ሚኒስቴር…

6ይ ሃገራዊ መረፃ ብዝምልከት መቐመጢኦም ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ኣምባሳደራት ወፃኢ ሃገራት ገለፃ ይግበረሎም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብዚ ዓመት ዝካየድ  6ይ ሃገራዊ መረፃ ብዝምልከት መቐመጢኦም ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ኣምባሳደራት ወፃኢ ሃገራት ገለፃ ይግበረሎም ኣሎ። ላእለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዎስን ሓላፊት ቤት ፅሕፈት  ቋንቋንታት ወፃኢን ዲጂታል…

ኣይተ መላኩ ኣለበል ምስ ጉጅለ ልኡኻት ባንኪ ዓለም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ ኣለበል ምስ ጉጅለ ልኡኻት ባንኪ ዓለም ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ከይዲ ዘላቒ ኢኮናሚያዊ ልምዓት ኢትዮጵያ ዘድሃበ ከምዝኾነ ተገሊፁ። መራሒ እቲ ጉጅለ ልኡኻትን ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ…

አርቲስት ኣልማዝ ሃይሌ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ብዙሓት ተዋስኦ ፊልሚን ቲያትርን ትፍለጥ ኣርቲስት ኣልማዝ ሃይሌ (ማሚ) ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊያ። ንዘሓለፉ ክልተ ሰሙናት ክትትል ሕክምና እናተገበረላ ዝፀንሐት ኣርቲስት ኣልማዝ ሎሚ መዓልቲ ከምዝዓረፈት ተገሊፁ። ኣርቲስት ኣማዝ…

መሳርሒታት ኲናት ሓዊሱ ካልኦት ልዕሊ ብር 18 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መሳርሒታት ኲናት ሓዊሱ ካልኦት ልዕሊ ብር 18 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። 18 ሚሊዮን 115 ሺሕን 99 ግምታዊ ዋጋ ካብ ሞንጎ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ፥ ደረቕ ጫት፣ እኽሊ፣…

ኣብ ዞባታት ደቡብን ማእኻይን ጎንደር ብዝተፈጠረ ሓደጋ ምዕልቕላቕ ማይ ጉድኣት ንዝበፀሖም ክፋላት ሕብረተሰብ ሓገዝ ኣቑሑት ተገይሩ

ኣብ ዞባታት ደቡብን ማእኻይን ጎንደር ብዝተፈጠረ ሓደጋ ምዕልቕላቕ ማይ ጉድኣት ንዝበፀሖም ክፋላት ሕብረተሰብ ብር 22 ነይጥቢ 2 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ኣቑሑት ተገይሩ ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር እቶትን ኮሚሽን ጉምሩኽን ኣብ ዞባታት ደቡብን ማእኻይን ጎንደር…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ፕሬዚዳንት ዴሞክራሲያዊት ሪፐብሊክ ኮንጎ ፌሊክስ ሺሴኬዲ ብስልኪ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንትፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ዴሞክራሲያዊት ሪፐብሊክ ኮንጎ ፌሊክስ ሺሴኬዲ ብስልኪ ተዛቲየን። ፕሬዚዳንት ፌሊክስ ሺሴኬዲ ናብ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ብዝገበሩዎ ፃውዒት ስልኪ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልተኣዊ ዛዕባታት ከምኡ እውን…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 604 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 8 ሺሕን 348 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 604 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 71 ሺሕን 687…

ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ሰብ ሃፍቲ ሱዳን ኣብ ጎርጎራን ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)22 ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ሰብ ሃፍቲ ሱዳን ንመኣዲ ንሃገር ኣብ ዝተመረፀ ፕሮጀከት ከተማ ጎርጎራን ዑደት ገይሮም። መራሒ እቲ ጉጅለ ልኡኽ ዑመር ኣልጋብ፥ ብኣቀባብላ ምምሕዳርን ህዝብን እቲ ከባቢ ከምዝተሓጎሱ ገሊፆም። እቶም ሰብ ሃፍቲ ኣብ…