Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ኣብ ዋሸንግተን ዲሲ ፍሉጥ ዝኾነ ጎደና “ንእሽተይ ኢትዮጵያ” ዝብል ስያመ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ማእኸል ከተማ ዋሸንግተን ዲሲ ዩስትሪት እናተብሃለዝ ዝፍለጥ ውሩይ ጎደና “ንእሽተይ ኢትዮጵያ” ዝብል ስያመ ረኺቡ። እዚ ንኽዕወት ድማ ፈተውቲ ዓዲ ኢትዮጵያውያን ወገናት ን20 ዓማውቲ እንተይሰልከዩ ከምዝደኸሙ ተገሊፁ፡፡ እዚ ብምርኣዮም…

ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ኣድሂቡ ምስ መተሓባበርቲ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ደ,ጉዳያት ወፃኢን ዳይሬክተር ጀነራል ፐብሊክ ዲፕሎማሲን ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ምስ መተሓባበርቲ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ተዛቲዮም። ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሃገር ኣድሂቡ ዝተሳለጠ እቲ ዘተ፥ ምስቲ መተሓባበርቲ እቲ ጉጅለ ሓቢርካ ምስራሕ…

286 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)286 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። መንግስቲ ኣብ ፀገም ዝርከቡ ዜጋታት ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓረብ፤ ብፍላይ ድማ ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስርሑ ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ። ስለዝኾነ ድማ ትማሊ 286 ዜጋታት…

ኣብ መተከል ዘሎ ፀገም ፀፅታ ካብ ሱሩ ንምፍታሕ ዝተዋደደ ሓይሊ ንኽዋፈር ተገይሩ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ዞባ መተከል ዘሎ ፀገም ፀፅታ ብዝተፈላለዩ መገዲታት ንምፍታሕ ዝተገበረ ፃዕሪ ዝድለ ውፅኢት ስለዘየምፀአ ካብ ሱሩ ንምፍታሕ ዝተዋደደ ሓይሊ ክዋፈር ከምዝተገበረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። ኣብ ዞባ መተከል…

ኣብ ዞባ መተከል ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ህይወት ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ዞባ መተከል ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ህይወት ሰባት ምሕላፉ ሓላፊ ቢሮ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ እቲ ክልል ኣይተ መለሰ በየነ ኣፍሊጦም። በቲ ዝተፈፀመ ኢሰብኣዊ ተግባር ህይወት ሰብ ካብ…

መንግስቲ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ዞባ መተከል ምስ ዝተፈጠረ ፀገም ፀፅታ ብዝተተሓሓዘ ኢዶም ኣለዎም ዝተብሃሉ ኣመራርሓታት ኣብ ቁፅፅር የውዕእል ከምእዘሎ ተገሊፁ ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ዞባ መተከል ምስ ዝተፈጠረ ፀገም ፀፅታ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ መበል ሻውዓት ስሩዕ ኣኼብኡ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍቢሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ፅባሕ መበል ሻውዓት ስሩዕ ኣኼብኡ ከካይድ ኢዩ። እቲ ባይቶ ኣብ ሓሙሽተ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምድሃብ ከመዝዛተ ተገሊፁ። ኣባላት ቦርድ ኢትዮጵያ ብሮድካስት ኮርፖሬሽን መሊስካ ንምውዳብ ዝቐረበ ሹመት ኣባላት ቦርድ…

ኢትዮጵያ ብወገን ሱዳን ኣብ ናይ ሓባር ዶብ ዝተገበሩ ሓደሽቲ ለውጢታትን ምንቅስቓሳትን ዝፀንሑ ስምምዕነታት ዝጥሕሱ ብምዃኖም ብህፁፅ ደው ንክብል ኣተሓሳሲባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ካልኣይ ፖለቲካዊ ዘተ ላዕለዎት ኣመራርሕ ጉዳያት ዶብ ኢትዮ ሱዳን ተዛዚሙ። እቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ሱዳን ካርቱም ነክልተ መዓልታት ኢዩ ተሳሊጡ። ክልቲኦም ወገናት ኣብ ከባቢ ናይ ሓባር ዶብ ኣብ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት ሓሳብ…

ስነ ስርዓት ቀብሪ ጋዜጠኛ፣ ኣርቲስትን ተመራማሪ ቋንቋን ኢብራሂም ሓጂ ዓሊ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታህሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ጋዜጠኛ፣ ኣርቲስትን ተመራማሪ ቋንቋን ኢብራሂም ሓጂ ዓሊ ሎሚ መዓልቲ ተፈፂሙ። ኢብራሂም ሓጂ ዓሊ ካብ ዝሓለፈ ክራማት ጀሚሩ ብዘጋጠሞ ፀገም ጥዕና ክትትል ሕክምና እናገበረሉ ድሕሪ ምፅናሕ ትማሊ ምሸት ካብዚ ዓለም ብሞት…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ሰብ ሃፍቲ እስራኤል ቀልቢ ስሒቡ ኢዩ– ኣምባሳደር ራፋኤል ሞራቭ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ሰብ ሃፍቲ እስራኤል ቀልቢ ከምዝሰሓበ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ራፋኤል ሞራቭ ገሊፆም። ኣብ እስራኤል ኤምባሲ ኢትዮጵያን ቤት ምኽሪ ንግዲ ኣፍሪካ እስራኤልን ብምትሕብባር ኣብ ጉዳይ…