Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ኣብ ዞባ መተከል ምስ ዘጋጠመ ፀገም ፀፅታ ብምትሕሓዝ ኣብ ልዕሊ 45 ኣመራርሓ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ዞባ መተከል ምስ ዘጋጠመ ፀገም ፀፅታ ብምትሕሓዝ ካብ ክልል ጀሚሩ ክሳብ ወረዳ ኣብ ዝነበሩ 45 ኣመራርሓ ሕጋዊን ፖለቲካዊን ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ተገሊፁ። ካብ 'ቶም ስጉምቲ ዝተወሰደሎም ኣመራርሓ እቶም 10 ብሕጊ…

ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ን10 ዓመታት ግብሪ ከምዘይከፈሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ን10 ዓመታት ግብሪ ከምዘይከፈሉ ተገሊፁ። እቶም ፕሬዚዳንት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2016 ክሳብ 2017 ንፕሬዚዳንትነት ኣብ ዝወዳደርሉ ከምኡ'ውን ናብ ዋይት ሃውስ ኣብ ዝኣተውሉ ፈላማይ ዓመት 750 ዶላር…

ውበቱ አባተ ኣሰልጣኒ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18  መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ ) ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ውበቱ አባተ ዋና ኣሰልጣኒ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ደቂ ተባዕቲዮ ንክኾኑ ከምዝሾሞም ኣፍሊጡ። ሓዱሽ ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ንክልተ ዓመት ውዕሊ ከም ዝተውሃቦም ተገሊፁ። እቲ ጋንታ ብዘይ ኣሰልጣኒ…

ፈንድ ትረስት ዲያስፖራ ኢትዮጵያ 6 ነጥቢ 6 ሚሊየን ጓንትታት ኢድ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፈንድ ትረስት ዲያስፖራ ኢትዮጵያ 6 ነጥቢ 6 ሚሊየን ጓንትታት ኢድ ደገፍ ከምዝገበረ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ፍፁም ኣረጋ ኣፍሊጦም። እቲ ፈንድ ትረስት ዲያስፖራ ኢትዮጵያ ንካልኣይ ግዘ ደገፍ ከምዝገበረ ብምግላፅ፥ እቲ ደገፍ ኣብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 632 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 631 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 632 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 73 ሺሕን 332…

ግድብ ህዳሰ ንህዝቢ ሱዳን ተረባሕቲ ዝገብር ዓቢዪ ፕሮጀክት ኢዩ – መራሒ ጉጅለ ልኡኻት ሰብ ሃፍቲ ሱዳን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትያ ንህዝቢ ሱዳን ተረባሕቲ ዝገብር ዓቢዪ ፕሮጀክት ከምዝኾነ መራሒ ጉጅለ ልኡኻት ሰብ ሃፍቲ ሱዳን ታግለዲን ኣብዱልጃሲም ገሊፆም። ጉጅለ ልኡኻት ሰብ ሃፍቲ ሱዳን ካብ 12 መስከረም 2013 ዓ.ም ጀሚሮም ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት…

ዓለም ለኸ በዓል መዓልቲ ቱሪዝም ኣብ ከተማ ጂግጂጋ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓለም ለኸ በዓል መዓልቲ ቱሪዝም ኣብ ከተማ ጂግጂጋ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ንምኽባር ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው፣ ርእሰ ምምሕር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልሽ ኣብዲሳ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ…

ኣብ ውድድር ፍፃሜ ድምፃውያን ጎብለላት ፋና ላምሮት መቕደስ ግርማ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ውድድር ፍፃሜ ድምፃውያን ጎብለላት ፋና ላምሮት መቕደስ ግርማ ተዓዊታ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው ኣብ መኽፈቲ እቲ ውድድር ፍፃሜ ተረኺቦም ኣብ ዘስምዑዎ መደረ፥ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም…

በዓል ብርሃነ መስቀል ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣17 መስከረም፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ብርሃነ መስቀል ብተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ተኸቢሩ ውዒሉ። በዓል ስነ-ስርዓት ዳሜራ በቶም ኣመንቲ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ዝተኸበረ እንትኸውን፥ ኣብ ትግራይ ኣብ መቐለ ጎቦ ጮምዓ፣ ኣብ ዓዲግራት ድማ ካብ ጎቦ ቃን…

ቀ/ሚ ኣቢይ በዓል መስቀል ብሰላም ንኽዛዘም አስተዋፅኦ ንዝገበሩ ትካላትን ውልቀሰባትን ምስጋና ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ስነስርዓት ዳሜራን በዓል መስቀል ብሰላም ንኽዛዘም አስተዋፅኦ ንዝገበሩ ትካላትን ውልቀሰባትን ምስጋና ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒትር፥ “ኣካላት ፀፅታ ንዝገበሮ ፃዕሪ ከምኡ እውን ዜጋታት እቲ በዓል…