Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

299 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)299 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ትማሊ ተመሊሶም። እቶም ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ስዑድ ዓረብ ዝኣተዉን ኣብ ከተማ ጅዳ ተኣሲሮም ዝነበሩ ከምዝኾኑን ተሓቢሩ። ምስ መንግስቲ ስዑድ ዓረብ…

ፖሊስ ህይወቱ ንሃገርን ህዝቢን አሕሊፉ ዝህብ ዘሎ ሓይሊ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኩሉ ግዘ ህይወቱ ንህዝቢን ሃገርን ኣሕሊፉ ዝሃበ፤ ንኽብሪ ሃገሩን ባንዲርኡን ልዑል መስዋእቲ እናኸፈለ ዝርከብ ሓይሊ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ክብረ በዓል “ልዕሊ ርእስኻ ንሃገርን ህዝቢን!” ፖሊስ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 640 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 284 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 640 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 74 ሺሕን 584…

ፕሮፌሰር መስፍን ወልደማርያም ካበዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መምህር ጂኦግራፊ፣ ፖለቲከኛን፣ ደራሲን ዝነበሩ ፕሮፌሰር መስፍን ወልደማርያም ካበዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ እውን ብሕልፈት ፕሮፌሰር መስፍን ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር…

ሓበራዊ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ዝቕፅል ሰሙን ሰኑይ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)5ይ ዘበን 6ይ ዓመት እዋን ስራሕ ቀዳማይ ስሩዕ ሓበራዊ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ፌዴሪኢ 25 መስከረም 2013 ዓ.ም ከምዝሳለጥ ተገሊፁ። ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን እቲ ስሩዕ ኣኼባ ኣመልኪቱ ኣብዘመሓላለፎ መልእኽቲ ፃውዒት፥…

ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ሀገር እናወፀአ ዝነበረ ልዕሊ 132 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካ ኣብ ትሕቲ ቁፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ሀገር እናወፀአ ዝነበረ 132 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካን 9 ነጥቢ 2 ኪሎ ግራም ዝምዘን ኮኬይን ዝተብሃለ መዐወኒ ሓሺሽን ኣብ ትሕቲ ቁፅር ምውዓሉ ቤሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ…

ቤት ቱፍርዲ ሕቶ ዋሕስ ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ብይን ንመሃብ ን26 መስከረም ተለዋጢ ቆፀሮ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትእዛ ዋሕስ ብር 100 ሺሕ ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ዝኣገደ  ተዘዋዋሪ ምድብ መጋባኢያ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ሸዋ፤ ሎሚ መዓልቲ ክትዕ ተኻይዱሉ ኣብቲ ሕቶ ዋሕስ ብይን ንመሃብ ን26 መስከረም 2013 ዓ.ም ተለዋጢ ቆፀሮ ሂቡ።…

ሚኒስቴር ትምህርት ክልተ ኣቢያተ ትምህርቲ ውልቀ ከምዝኣገደ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ትምህርት ክልተ ኣቢያተ ትምህርቲ ውልቀ ንእዋኑ ከምዝኣገደ ኣፍሊጡ። እገዳ ዝተመሓላለፈለን ኣቢያተ ትምህርቲ ድማ ቤት ትምህርቲ ሓድነት ኢንተርናሽናልን ቤት ትምህርቲ ማሕበረሰብ ሄሌኒክ-ግሪክን ከምዝኾና ተገሊፁ። እተን ኣቢያተ…

ዓቃቢ ሕጊ እኒ እስክንድር ነጋ ዝተኸሰሱሉ ገበን ክሲ ኣመሓይሹ ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓቃቢ ሕጊ እኒ እስክንድር ነጋ ዝተኸሰሱሉ ሃይማኖትን ብሄርን መሰረት ዝገበረ ሕድሕድ ጎንፂ ብምፍጣር ዝብል ገበን ክሲ ቤት ኣመሓይሹ ኣቕሪቡ። እቲ ዝተመሓየሸ ክሲ፥ ኣብ ዝሓለፈ ቆፀሮ ቀዳማይ መገባእያ ጉዳያት ሕገ መንግስቲን ፀረ ግብረ ራዕዲን…

ሕብረተሰብ በዓል ኢሬቻ ብመሰረት ዝተቐመጠሉ ኣንፈት ንክኽበር ኣባገዳታት ኣተሓሳሲቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ኦሮሞ በዓል ኢሬቻ ብመሰረት ዝተቐመጠሉ ኣንፈት ንከኽብርዎ ኣባገዳታት ኣተሓሳሲቦም። ሕብረት ኣባገዳታት ኦሮሞ ኣብ ክሊ ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ መግለፂ ሂቦም። ብምኽኒያት ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮናን እዋናዊ ኩነታት ፀፅታን…