Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

በዓል ኢሬቻ ኣብ ሆራ ፊንፊኔ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም 2013፣ (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ። ኣብቲ በዓል ኣባገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታት፣ ኣቦታት ሃይማኖትን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣካላትን ተረኺቦም። በዓል ኢሬቻ ናይ ምስጋና፣ ፍቕሪ፣ ሰላም፣ ዕርቅን ይቕሬታን…

ብሄራዊ ኮሚቴ መተሓባበሪ ፀፅታ ሓይሊታት ፀረ ሰላም ካብ ዝፍንዉዎ ክፉእ ተግባር ብምቁፅፃር ድሕንነት ዜጋታት ብምሕላው ሓላፍነቱ ከምዝዋፃእ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ኮሚቴ መተሓባበሪ ፀፅታ ሓይሊታት ፀረ ሰላም ይሰርሑዎ ዘለዉ ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሒ ብምቁፅፃር ድሕንነት ዜጋታት ኣብ ምሕላው ሓላፍነቱ ከምዝዋፃእ ኣፍሊጡ። እቲ ብሄራዊ ኮሚቴ ፅባሕ ኣብ ዝኽበር በዓል ኢሬቻ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ሓደ ሓደ…

ብቕንፀላ ኣርቲስ ሃጫሉ ሁንዴሳ ዝተጠርጠሩ 4 ውልቀ ሰባት ክሲ ተመስሪቱዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብቕንፀላ ኣርቲስ ሃጫሉ ሁንዴሳ ዝተጠርጠሩ 4 ውልቀ ሰባት ክሲ ተመስሪቱዎም። እቲ ክሲ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ልደታ ቀዳማይ ምድብ መጋባእያ ጉዳያት ገበን ሕገ-መንግስቲን ፀረ ግብረ ራዕዲን ዝተኸፈተ እንትኸውን፥ ተኸሰስቲ ኣብ ቤት ፅሕፈት ታረኛ…

ቦርድ መረፃ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ብዝምልከት ዝርከበሉ ብርኪ ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኣጎብኒዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሻድሻይ ሃገራዊ መረፃ ብዝምልከት ዝርከበሉ ብርኪ ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኣጎብኒዩ። እቲ ቦርድ ኣብቲ እዋን ዑደት ከምዝገለፆ፥ ኣብ ሻድሻይ ሃገራዊ መረፃ 50 ሚሊየን ዝኾኑ መረፅቲ ድምፂ ክህቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።…

ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ 400 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ 400 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ኣፅዲቑ። እቲ ሓገዝ ፕሮግራም ሴፍቲኔት ከተማ ንምሕጋዝ ዝውዕል ከምዝኾነ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፁ ኣፍሎጡ። ካብ ውሽጢ እቲ ሓገዝ 50 ሚሊየን ዶላር ስደተኛታት ኣብ…

2ይ ፎረም ሰላም ኢሬቻ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ፎረም ሰላም ኢሬቻ ኣብ ሆቴል ሸራተን ኣዲስ ይሳለጥ ኣሎ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፥ ኦሮሞ ናብ ነባር ምንነቱን እሴቱን ንኽምለስ መንግስቲ እቲ ክልል ብልዑል ኩነታት እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፆም። ሕውነት…

ፕሬዚዳንት ትራምፕን በዓልቲ ገዝኦምን ብቫይረስ ኮሮና ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕን በዓልቲ ገዝኦም ቀዳማዊ እመቤት ሜላኒያ ትራምፕን ብቫይረስኮሮና ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ። ነዙይ ስዒቡ ድማ እቶም ፕሬዚዳንትን በዓልቲ ቤቶምን ናብ መፈሊኻ መፅንሒ ኣቲዮም ተባሂሉ። ናይ ቀረባ ሓጋዚኦም ዝነበረ…

መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ንምፍፃምን ዓመፅን ጎንፂን ንምቕስቃስን ብሕቡእ እናሰርሐ ዝፀንሐ ጉጅለ ምስ መሻርኽቱ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ንምፍፃም ከምኡ እውን ዓመፅን ጎንፂን ንምቕስቃስ ብሕቡእ እናሰርሐ ዝፀንሐ ጉጅለ ምስ መሻርኽቱ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ብሄራዊ ኣገልግሎት መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ብሄራዊ ኣገልግሎት መርበብ ሓበሬታን…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 730 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 475 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 730 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 76ሺሕን 98…

አብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 36 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ውሽጢ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 621 ወገናት ምርመራ ላብራቶሪ ዝተገበረሎም እንትኸውን፥ 36 ወገናት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቶም ቫይረስ ዝተረኸቦም ሰባት፥ 16፣ ምስ ቫይረስ ኮሮና ዘለዎ…