ዘፈር ህንፀት ፖሊቲካን ርእዮተ ኣለምን ፓርቲ ብልፅግና መድረኽ ዘተ ሃገራዊ ገምጋምን ትልሚን የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘፈር ህንፀት ፖሊቲካን ርእዮተ ኣለምን ፓርቲ ብልፅግና መድረኽ ዘተ ሃገራዊ ገምጋምን ትልሚን የሳልጥ ኣሎ።
ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈት ዘፈር ህንፀት ፖሊቲካን ርእዮተ ኣለምን ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ተስፋዬ በልጅጌ ኣብ ዝገበርዎ መኽፈቲ መደረ፥ እቲ…