Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ማሕበራዊ ሚዲያ ብግቡእ ዘይጥቀሙ ኣካላት ብር ካብ 50 ሺሕ ክሳብ 5 ዓመት ማእሰርቲ ከምዘቕፅዕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበራዊ ሚዲያ ብግቡእ ዘይጥቀሙ ኣካላት ብር ካብ 50 ሺሕ ክሳብ 5 ዓመት ማእሰርቲ ከምዘቕፅዕ ተገሊፁ። ኣብ ዳይሬክቶሬት ትምህርቲን ስልጠናን ዓቃቢት ሕጊ የሰውዘር ኣበበ ከምዝበለኦ፥ ኣጠቓቕማ ማሕበራዊ ሚዲያ ብዝምልከት ብሕጊዘ ተቐመጡ ገደባት…

ብሞያ መምህርነት እናገልገሉ ዝነበሩ ሰብሞያታት ሃገራዊ ሓላፍነቶም ንኽዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሞያ መምህርነት እናገልገሉ ዝነበሩ ሰብሞያታት ሃገራዊ ሓላፍነቶም ንኽዋፅኡ ሚኒስቴር ትምህርቲ ፀዊዑ። እቲ ሚኒስቴር ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ንሸውዓተ ኣዋርሕ ተቛሪፁ ዝነበረ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምሕጋዝ መምህራን ኣብ ቀረበኦም ኣብ ዝርከባ…

8 ዩኒቨርሲቲታት ማእኸል ልህቀት ምርምር ተባሂለን ተሓሪየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ ሸሞንተ መንግስታዊ ዩኒቨርሲቲታት ማእኸል ልህቀት ምርምር ተባሂለን ከምዝተፈለያ ሚኒስቴር ሳይንስ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ። ማእኸል ልህቀት ክኾና ዝተሓረያ ዩኒቨርሲታት ድማ፥ ዩነቨርሲቲ መቐለ፣ ኣዲስ ኣበባ፣…

መበል 13 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ዝቕፅል ሰኑይ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 13 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ “ሰንደቕ ዕላማና ንሰላምና፣ ሕብረትናን ሃገራዊ ምዕባለን” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝቕፅል ሰኑይ 2 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ከምዝኽበር ተገሊፁ። እቲ በዓል በቢዓመቱ ዝተፈላለዩ መሪሕ ቃላት እናተመረፀሉ፥…

ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ሽልማት ኖቤል ሰላም 2020 ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ተዓዋቲሽ ልማት ኖቤል ሰላም 2020 ኮይኑ። ሓደ ኣካል ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝኾነ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ተዓዋቲ እቲ ሽልማት ክኸውን ዝኸኣለ ጥሜት ንምንካይ ብዝገበሮ ፃዕሪ ከምዝኾነ እቲ ኮሚቴ ሽልማት ኖቤል ኣፍሊጡ።…

ንተሓከምቲ መድሓኒት ዝተላመደ ቲቢ ዝተመጣጠነ ምግቢ ይከፋፈል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንተሓከምቲ መድሓኒት ዝተላመደ ሕማም ቲቢ ዝተመጣጠነ ምግቢ እናተኸፋፈለ ምዃኑ ኤጀንሲ ኣቕራቢ መድሓኒት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ዝከፋፈል ዘሎ ምግቢ መድሓኒት ዝተላመደ ሕማም ቲቢ ኣቢሉ ሰውነቶም ብሕፅረት ምግቢ ንዝተጎድኡ ወገናት ከምዝኾነ ኣብቲ…

ዶክትሪን ፖሊስ ፌዴሪኢ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዶክትሪን ፖሊስ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ዶክትሪን ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓማውቲ ብኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራልን ሚኒስቴር ሰላምን እናተሰናድአ ከምዝፀንሐ ተገሊፁ። ሚኒስትር ሰላም ሙፈሪያት ካሚል፥ ፖሊስ ሰላምን ድሕንነትን ህዝቢ ዝሕሉ…

ኣፈ ጉባኤን ኣመራርሓታትን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቅድመ ምድላው መረፃ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎን ኣመራርሓታት እቲ ባይቶን ቅድመ ምድላው መረፃ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ንምዕዛብ ዑደት ኣካይዶም። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፥ ሻድሻይ ካገራዊ መረፃ መከላኸሊ መገዲታት ቫይረስ ኮሮና ብምትግባር ንኽካየድ ካብ…

ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ምስ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ኮሙዩኒኬሽንን ኳታር ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ኮሙዩኒኬሽንን ኳታር ጃሲም ሲይፍ ኣሕመድ ኣል ሱላይቲ ተዛቲየን። ብኮንፈረንስ ቪዲዮ ዝተኻየደ እቲ ዘተ፥ ክልቲአን ሃገራት ኣብቲ ዓውዲ ዘለወን ምትሕብባር ዝምልከት ገምጋም…

ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ኣቀባብላ ተገይሩላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ስፔን ከተማ ቫሌንሺያ ክብረወሰን ዓለም ደቂ ኣንስትዮ 5 ሺሕ ሜትሮ ዝሰበረት ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ኣቀባብላ ተገይሩላ። ለተሰንበት ምስ ዋና ኣሰልጣኒኣ ሃይለ ኢያሱ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ተቀዳሚ ምክትል…