Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ባይቶ ክልል ሲዳማ በጀት ዓመተ 2013 ዓ.ም ብር 10 ነጥቢ 7 ቢሊየን ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ክልል ሲዳማ በጀት ዓመተ 2013 ዓ.ም እቲ ክልል ብር 10 ነጥቢ 7 ቢሊየን ንኽኸውን ዝቐረበሉ ውሳነ ሓሳብ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ። ባይቶ ክልል ሲዳማ፥ 1ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ኣብ ከተማ ሃዋሳ እናሳለጠ…

ክሳብ ዝቕፅ ረቡዕ ወራር ዕስለ ኣምበጣ ንምክልኻል ኬሚካል ዝነፅጋ 5 ኣውሮፕላናት ካብ ወፃኢ ንምእታው ፃዕሪ እናተገበረ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ተራኢዩ ዘሎ ወራር ዕስለ ኣምበጣ ንምክልኻል ኬሚካል ዝነፅጋ ሓሙሽተ ኣውሮፕላናት ክሳብ ዝቕፅ ረቡዕ ካብ ወፃኢ ንምእታው ፃዕሪ እናገበረ ምዃኑ ሚኒስቴር ሕርሻ ገሊፁ። ሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር ሑሴን፥ ኣብዚ ሕዚ…

ዘፈር ሕርሻ ብቴክኖሎጂ ንምዝማን ከምዝስራሕ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስት ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ዘፈር ሕርሻ ንምዝማን ኣብ ዝሕግዙ ቀረባት ቴክኖሎጂ፣ ፈጠራ ዕድል ስራሕ፣ ምትእስሳር ዕዳጋን ፋይናንስ ክላስተርን ትኹረት ከምዝግበር ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዞባ ኣርሲ ወረዳታት ዶዶታን ሄጦሳን…

ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ለውጢ ይድግፍ ኢየ ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌን የካን ወፍሪ ፅሬት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ለውጢ ይድግፍ ኢየ ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌን የካን ወፍሪ ፅሬት ተኻይዱ። እቲ ወፍሪ ፅርየት ንጎሆ ሰዓት 12:30 ዝተሳለጠ እንትኸዉን፥ "ዝተሃነፀት እንበር ዝፈረሰት ሃገር ንትውልዲ ኣይነርክብን" ዝብል መሪሕ…

ፓርክ እንጠጦ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2013 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ዕላዊ ስነስርዓት ምረቓ ፓርክ እንጠጦ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። “ሸገርን ማስዋብ” ናይ ዝበሃል ፕሮጀክት ሓደ ኣካል ዝኾነ ፓርክ እንጦጦ፥ ሃገራዊ ስያመታትን መሀደስቲ ዓውዲታትን ዘካተተ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ ፓርክ…

ንምክልኻል ኮቪድ 19 ዝውዕል 33 ሚሊየን ብር ዝግመት ናዉቲ ደገፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ግሎባል ላይፍ ሼሪንግ ዝተብሃለ ትካል ገባሪ ሰናይ ንምክልኻል ኮቪድ 19 ዝውዕል 33 ሚሊየን ብር ዝግመት ናዉቲ ሕክምና ንሚኒስቴር ጥዕና ደገፍ ገይሩ። ሚኒስትር ጥዕና ዶከተር ሊያ ታደሰ እቲ ትካል ዝገበሮ ደገፍ ኢትዮጵያ ንዘላቶ ፈታኒ እዋን…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ  865 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 8 ሺሕን 24 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 865 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት…

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ብስልኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይሚኒስትር እስራኤል ቤንያሚን ኔታንያሁ ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ዘተኮረ ዘተ ከምዝነበረ ቀዳማይ መኒስትር ኔታንያሁ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌሰቡክ ገፆም ፅሒፎም። ቀዳማይ ሚነሲትር…

ቀ/ሚ ኣቢይ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ተዓዋቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም 2020 ብምዃኑ ሓጎሶም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር  ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ተዓዋቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም 2020 ብምዃኑ መልእኽቲ እንኳዕ ኣሐጎሰኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ “ሮግራም ምግቢ ዓለም ተዓዋቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም 2020…

ሩሲያ ኣርመኒያን ኣዘርባጃንን ክተሸማግል ኢያ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሩሲያ ኣብ ክልል ናጎርኖ ካራባህ ናብ ኲናት ዝኣተዋ ኣርመኒያን ኣዘርባጃንን ክተሸማግል ከምዝኾነት ተገሊፁ። ክልቲአን ሃገራት ቅድሚ ሓደ ሰሙን ናብ ኲናት ምእታወን ይፍለጥ። እቲ ኣብ ከተማ ሞስኮ ክግበር ዝተሓሰበ ዘተ ናብ ኲናት ካብ ዝኣትዋ…